መጸዋዕታ ንወነንቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት! #eritrea #yiakl #ይኣክል

"Global Yiakl” is a socio-political grassroots movement aimed to end tyranny in Eritrea and to realize democratic political change in the country. Its mandate, which has derived from the public, is to mobilize & organize different Eritrean talents, resources and efforts . The purpose is to play a leading role in:
- resolving the ongoing problems in Eritrea,
- introducing rule of law,
- preparing the society for democratic change and
- realizing safe transition.

Пікірлер: 1

  • @Dermas2024
    @Dermas20242 ай бұрын

    ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ እቲ መልእኽቲካ ኣይምተጸልአን፡ እንተ’ቲ ኣቀራርባ ግን ኣይግድን። ላዝ ጎደሎን ዝተሰንዐ ዝጥዕም ዓይነት ኣደማምጻን ሕሉፍ ሓሊፉ ድማ ካብ ኣፈኛ ምሓት(TDF) ነበር ገብረ ገብረማርያም ብቐጥታ ዝተቐድሐ ቅድን ዝተበከለ ክይኑ ኣዝዩ ኣሰልቻውን ንእዝኒ ሰማዕቲ ዝኹርኹሕ ብምዃኑ ነቲ ዝድለ ሸቶ ከዓውት ዘለዎ ተኽእሎ ኣዝዩ ድሩት እይ።ብሓጽሩ “ነዚ ክትግዕታዶ ትርህጻ” ዘብልን ‘’ኣይኣክልን” ዘውስኽ እዩ። እቲ ካብ ኩሉ ዝስደምም ድማ እቲ ዋኒንኩም ብዛዕባ ኣድማዕነት “ማሕበራዊ መራኸቢታት”ምዃኑዩ። በጃኻትኩም ተፎጥራዊ ደምጽኹም ተጠቒምኩምን ነብስኹም መሲልኩም ልዝብ ብዝበለ ኣገባብ መልእኽትኹም ኣቕርቡ።