"መልሲ ንጸለመ ቀሺ ማርቆስ ብኣሰና ተለቪዘን ዝሓለፈ" ዘይሰማዕኻ ሎሚ ስማዕ 1ይ ክፋል

"መልሲ ንጸለመ ቀሺ ማርቆስ ብኣሰና ተለቪዘን ዝሓለፈ" 1ይ ክፋል ዘይሰማዕኻ ሎሚ ስማዕ

Пікірлер: 39

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw6 ай бұрын

    ሰላምን ጸጋ እግዚአብሔርን ምሳካን ምስ ኩልናን ይኩን አሜን 💒❤️🙏❤️

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe11326 ай бұрын

    አሜን አቦና አምላኽ ብቅድመኩምን ብድሕረኩምን ኮይኑ ይጋርድኩም 🙏አብ እትጉብርዎ ዓወትን አሳልጦን ይሃብኩም :መመሊሱ ጸጉኡ የብዛሐልኩም አሜን 🙏🙏🙏

  • @dymendteklab9752
    @dymendteklab97526 ай бұрын

    አቦና አጇኩም እግዛብሄር ምሳኹምእዩ ኩልጊዜ ፈተነ በዚሕኩም ንፅብቅኩም እዩ

  • @fitsumfisha9058
    @fitsumfisha90586 ай бұрын

    Amen,Amen❤

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi42766 ай бұрын

    ዘይ ንሰርሕ ንዝሰርሑ ነወንጅል ነጸልም ቕኑዕ መልሲ 🙏🙏🙏

  • @elenasegmut2302
    @elenasegmut23026 ай бұрын

    Abona Keshi Marukos mearey! Egziabiher msakum eyu AMEN🙏🏽 azom abotat aziaom kfat slezelewom: Egziabiher Amlak kbru ymesgen🙏🏽 zeyfeletom nkfeltom nab hizbina amtsiawom! Msgana namlak ykunn‼️ AMEN 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26496 ай бұрын

    ብጣዕሚ የሕዝን ኣቦይ ቀሺ ሓቅነትኩም ምስ ጭብጡ ሰሚዕናኩም ስለዓቅልኹም የድንቀኩም ንኹሉ ንሰናይ ንጽድቂ እትገብርዎ ብኣምላኽ ተኻሓሱ ኣጆኹም 🩵🩵🩵🌾💐🌾💐🌾💐

  • @user-xo3tl5bf4p
    @user-xo3tl5bf4p6 ай бұрын

    Aba Kash be strong you are blessed by God and his mother do not get hurt by evils

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi42766 ай бұрын

    እግዚአቢሀር ኩሉ ግዜ ኣብዙሪያኩም ይኩን ኣቦና🙏 ፥ ልቢ ይሃብኩም ኣያታት ኽንብለኩም ኣይነአስኩምን 😭

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie95836 ай бұрын

    ❤❤❤❤ እናሓደረ ከም ሜስ ዝጸሪ ትሕዝቶኹም ተባረኹ ኣቦና!!

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy42196 ай бұрын

    Selam abona💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s6 ай бұрын

    Ajokum. Aboy. Keshi. Markos Amlak. Msakum. Ykun🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @draradresom2137
    @draradresom21376 ай бұрын

    ኣቦና እግዚኣቢሄር ወትሩ ኣብ ዙርያኹም ይኹን ከም ወያ ለባም ሰበይቲ ኢላቶ ዝባሃል ዝበለዐት ምስ በለዐ ብድሕሪ ሰብኣያ ከተመስግን ከላ እዚ ካይሳኣንስ ወዲ ክስቶ ኣይሳኣን በለት ይባሃ ንባዓል ቢታ ምዃኑ ኢዩ መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ እንዲዩ ኣቦና ቤተ ክርስትያና ንኻይ ትናወጽ ከማኹም ዝበሉ ኣቦታት የብዛሓዮም!!! እሾኽስ ብበላሓ ትፍጠር በሊሕ ባዓንቶቦኦም ኣቦ ይበል ኣቀራርባ ዝገብሮ ዝፈልጥ ዝብሎ እውን ኣይጠፍኦን ኢኡ እሞ በቃራርባኹም ትፍለጡ ካብ ኩሉ ሓራ ምዃንኩም እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንን !!!!"""

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai626 ай бұрын

    Ethi Tsibuk Negeru Gen Amlak Rediukum Tibebin Mistiwalin Tigistin Atsegiykum...bi Wuhlul agebab Akribkimo Alekum.....Ethi Zeyedili mitihlilak Mis Asena Tv Amanuel shelel elkum zey rutub akeraribu bi mutun mikrabkum .....Riznetkum eyo zerey. Amlak bi Yemane Tsegam kab kulu kifain widitin Yhalukum!

  • @geremogos928
    @geremogos9286 ай бұрын

    አቦና እቲ ሓያል አምላኽ የበርትዕኹም አጀኹም ብሓይሊ አምላኽ ኩሉ ክትስዕርዋ ኢኹም

  • @gideyabraha3922
    @gideyabraha39226 ай бұрын

    አምላኽ ቁንዕ ልቦና ይሃብ ካብ ምባል እንታይ ይባሃል ኮይኑ አቦና አብ ስራሕኩም አሳልጦ አብ አገልግሎትኩም ባርኾት ፈጣሪ ይሃብኩም 🙏🙏🙏 አብ ፆሎትኩም ዘኩሩና አቦና

  • @fthawitabraham4195
    @fthawitabraham41956 ай бұрын

    Ajokum aboy keshi nziserih seb kulu gize mesenakil eu zibezho.Amlak edmen tienan yhabkum.

  • @user-rs1ej4wt5u
    @user-rs1ej4wt5u6 ай бұрын

    ሰብ ሩጉም እዋይ ክልተ ጭሕሚ ኣብቂልካስ እዚ ኣሎ ፡ ኣቦና ግን በርትዑ ብዝያዳ ንዝሰርሕ ዝዕንቅፍ ጥራሕ መሊኡ እንታይ ኢና ንገብሮ።

  • @tsegubahta5155
    @tsegubahta51556 ай бұрын

    Xegeu yebzehalkum❤

  • @As-uh8pb
    @As-uh8pb6 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @filimonghebreyohans5829
    @filimonghebreyohans58296 ай бұрын

    ብዓል ኣሰና ኪናት ስኢኖም ይመስለኒ ኣብ ከምዚ ወዲቖም የሕዝን

  • @habteabtedla5967
    @habteabtedla59676 ай бұрын

    Aboy Keshi Amanuel n hgdef n entay filliy alewom. N amanuel ewin tetenkekulu hadera

  • @Fekarkun
    @Fekarkun6 ай бұрын

    Antay.zbelwo lbona ztefeo ewan u bzeytekim neb mdiya zaregu abotat abkndi negerat zezahahilu si abet nburna tefieuna meharena mstiwualna ymleselna fetari 🤲

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92716 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @samuelberih
    @samuelberih6 ай бұрын

    ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ኣምላኽ ብርትዐ ይኹንኩም። ካብ ናይ ደገ ጸላእቲ፡ ናይ ውሽጢ ጸላእቲ ይኸፍኡ። እቲ ኣሰና ናይዚኦም ሉኡኻት መሳርሒ ሙዃኑ የሕዝን እምበር፡ ናይዚኦም ተልእኾ'ሲ ፉሉጥ እዩ።

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s6 ай бұрын

    Wey good zeragit may kelewasi. Aha. Srui aysetyan. Kemzbahal. Hji yree alo. Abyetu. Fetari. Ykre. Belelna

  • @risomlegese387
    @risomlegese3876 ай бұрын

    ናይ ህግደፍ ልኡዃት እዮም ኣቦይ ቀሺ ሻላ ሓቅነትኩምን ደኮመንትኹምን ሓራ ወጺእኩም ኢኹም። ኣምላኽ ሓይልን ትዕግስትን ይሃብኩም ኣሜን

  • @filimonghebreyohans5829
    @filimonghebreyohans58296 ай бұрын

    ብመስረቱ ኣስና ብዛዕባ ቤተክርስቲያን እንታይ ይምልከቶ?

  • @tesfaymulue4593
    @tesfaymulue45936 ай бұрын

    ባእሲ ኣብ ማእከል ማሕበር ዘሎን ዝነብርን ኢዩ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ከኣ ብዝኸፈአ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሓቂ ኮይኑ ግን ፡ ኣብዚ ጉዳይ ዝቐርብ ዘሎ ግን ሓላፍነቱ ዝረሰዐ ኣሎ። ኣባልነትካ ራሕሪሕካ ኪድካ ሕጂ ዋሃ ዘበለ ትካል ምስ ተተኽለ ዓይንኻ ደም ክመልኣካ ኣይግባእን። ግን እዚ ብቐሺ ማሪቆስ ዝወሃብ ኣንጻር ህግደፋውያን ዘይ ለመድኩሞ ስለ ዝኾንኩም ኢዩ ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ሓሲብኩሞ። ሕጊ ዘፍቅዶ ጢሒስካ ሕጂ ትመልሶ የሎን። ኣብ ውሽጣ ኮንኩም ክትቃልሱ ኔርኩም

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea38625 ай бұрын

    አሰና ንስኩም ኩሉኩም ሐደ ከዳዓት ሸየጥቲ አዲኦም

  • @user-us3sc7hk8q
    @user-us3sc7hk8q6 ай бұрын

    እዚኦም ህግደፍ ዝለኣኾም እዬም.

  • @AfariMoranSleuthExportedSalt
    @AfariMoranSleuthExportedSalt6 ай бұрын

    ዕቩድ ድቃላ ዶግ

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea38625 ай бұрын

    ትግራይ ትስዕር ምባል ገዲፍኩሞ ዲኩም አቦይ ቀሺ😂😂😂? ትግራይ ድሀያ ግበሩ እስከ

  • @kmtabproduction1096
    @kmtabproduction10966 ай бұрын

    ኣንቱም ኣኽራን፡ ቢተ መጣዕ ዓድና እንታይ እዩ ወሪዱኹም?

  • @kidanemariamsebhat3327
    @kidanemariamsebhat33276 ай бұрын

    ኣሰና ድማ ዘረባ ክልተ ከየጻረየ ናብ ሕዝቢ ክሕልፎ ኣይነበሮን ብፍላይ ንቤተ-ክርስቲያንን ንሕዝቢን ኮነ ተባሂሉ ንኣባ ማርቆስ ንምውንጃልን ንምጽላምን ዝተኣልመ ውጹእ ጸለመ ኢዩ። እሞኸድኣ ኣብ ማሪቆስ ከ ሰናፍ ዶ ኩሉ ብደኩመንት ብምስናድ ቁሊሕ ላሕ ፍጥጥ ኮነ። እዚ ሰይጣናዊ ስራሕ ኢዩ ኣባቴ ኸኣ ሓቅነቶኩም ሓራ ኣውጺኣትኩም። እዞም ሰባት ልኡኻት ወይ ሰለይቲ ህግደፍ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም ብስም ደለይቲ ፍትሒ እናሸቀጡ ኣማኑኤል ኣሰና ድማ ኣይትተሃመል።

  • @habenberhe9402
    @habenberhe94025 ай бұрын

    ንሕና ንፈልጦ ቀሺ ምእመናን ናብ ቤት ኣምላኽ ዝጽውዕ ናትካ ኻኣ ካብ ቤተ ክርስትያን ኪዱ🤔ናይ ውልቀ ሰባት ገመና ኣብ ሚዲያ እንዳ ኣምጻኻ ትጻረፍ ወይ ጉድ ቀሺ ዘብል ስራሕ ከይሰራሕካ ቀሺ ኢየ ምባልካ ጌጋ ቀጺለ ንምንታይ ኢኻ ፖለቲካ ሽፋን እንዳገበርካ ሃይማኖት ተፍርስ? ሰይጣን ሲ ከምስል መልኣከ ብርሃን ይመስል ዶ በሉ ሓቂ ኢዩ ሓንሳብ ኣስላም ከምዚ ገበሩ ከምዚ በሉ እንዳበልካ ትፈላሊ ሓንሳብ ንጽሃን ምእመናን ሕቶ ስለ ዝሓተቱኻ ካብታ ብደም ክርስቶስ ዝተመረተት ትሰጉግ ሓንሳብ እቲ ቤት መቕደስ መእከቢ ዓላውያን ትገብሮ ንስኻ ዶ ዘይትገብሮ ክፋእ ኣሎ ኢዩ ኢሰያስ ዳኣ ካብዚ ሓሊፉ ዶ እንታይ ጌሩ ኢዩ እቶም ኣብ ርሑቅ ኮይኖም ኣቦና ሓቅነትኩም ሓራ ተዉጻኩም ገሉ ዝብሉ ዘለዉ ኣይፈርድን ኢየ ምኽንያቱ ሓንቲ ማዓልቲ እቲ ሓቀኛ ተሰዊሩ ዘሎ ምስልኻ ምስ ፈሉጡ ከም ዝጎዩኻ ስሉ ዝፈልጥ

  • @MeadIFqriAwdeMhret
    @MeadIFqriAwdeMhret6 ай бұрын

    youtube.com/@MeadifqrigezanTV?feature=shared እዚኣቶም ናይቲ ኽፉእ ስርዓት ኣመራርሓ መልእኽተኛታት ስለዝኾኑ ንነገር ዝመጽኡ እዮም።

  • @user-wi7wc7lc9t
    @user-wi7wc7lc9t6 ай бұрын

    ❤❤❤