መልሲ ማሕበር ምሩቓን ነገረ መለኮት: ካልኣይ ክፋል: ቃለ ምልልስ ምስ መምህር ዳዊት ብርሃነ

ንጽዮን ሚድያ ይከታተሉ የፋልጡ👇
www.youtube.com/@tsionmedia63...
/ tsionmedia
t.me/TsionMedia
ንጽዮን ሚድያ ይደግፉ👇
gofund.me/6859bad1
Zelle - 380-258-0299
#Tsion #Media #Tigray #Orthodox #Church
#TMH #TV
#ጽዮን #ሚድያ #ትግራይ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ #ቤተክርስቲያን

Пікірлер: 5

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713Күн бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ፅብቅ ሓሳብ እዩ ቀፅሉሉ ብዘይ ምሰትዉዓል ንጠፉእ ከይንህልዉ ህዝብና ወንጌል ከምሓሪን እታ ሓቂ ሪትእት ዝኾነት ኦሪቶዶክሰ ተዋህዶ መን እያ ዝብል ክፉልጣን ክኽተላን አቦታቲና ክትምህሪና ይግባእ ብፉላይ አብ ሃገረ ሰብ ዘሎ ህዝብና ብቀልሉ ክሪዳእ ዝኽእል እዩሞ አብኡ ዘሎዉ አቦታቲ ዉን ተዘምህሉና እዝኩሉ ዕንክልል ዝብሉ ዘሎ ንእሰ ወለዶ መቀነሰ ነይሩ 😢እግዚአብሔር አምላክ ብቅኑዕት እምነት ና ንክንፀንዕ ፉቃዱ ይኽን አሜን ፫ 👏👏👏👏👏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13592 күн бұрын

    Egziabher. mehaeret.. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ferad. DamTigiray. Amlak. ☝️😢🙏

  • @zenimoges2834
    @zenimoges28342 күн бұрын

    ፍልፍል እምነት ክርስትና ባዕሉ ኢየሱስ ክርስቶስን ናይባዕሉ ዝኾነ ወንጌልን እዩ። ሓቂ እዩ ሓርነት ዘውጽኣና

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu86912 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን!!! “ነታ ሓቂ ክትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ከተውጽኣኩም ኢያ” ኢሉ ወንጌላዊ ዮውሃንስ ከም ዝገለጾ፡ ህዝቢ ገጽ እግዚኣብሔር ንምርኣይ ዝበቕዐሉ ቤተ ክርስቲያን ክትሰርሕ ይርዳእ!!!

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13592 күн бұрын

    ❌🇧🇴👎❌

Келесі