መልሲ መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ንከንቱ ውግዘት ኢ.ኦ.ተ.ቤ- ሓምለ 27 2015 ዓ/ም መቐለ
ንጽዮን ሚድያ ይከታተሉ የፋልጡ👇
www.youtube.com/@tsionmedia63...
/ tsionmedia
t.me/TsionMedia
ንጽዮን ሚድያ ይደግፉ👇
gofund.me/6859bad1
Zelle - Tewahido2000@gmail.com
#Tsion #Media #Tigray #Orthodox #Church
#TMH #TV
#ጽዮን #ሚድያ #ትግራይ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ #ቤተክርስቲያን
Пікірлер: 75
አብ ጎን መንበረ ሰላማ ትግራይ እና የምንቆሞ ።
እኛ አብዛኛው የኢትዮጱያ ኦርቶዶክስ ተከታዮ ከማህበረ ሰላማ አባቶች ጋር መሆናችን እድታውቁልን ንፈልጋለን ፈጣሪ ከናንተ ጋር ይሁን የትግራይ አባቶች🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሂር ኣምላክ ንዞም ጽኑዓትን መሰተዉዓልትን ኣቦታት ዛሃበና ክብርን ምሰጋናን ይብፃሓዮ። ናይ ባሓቂ ዝግርሙ ኣቦታት ኣለውና ከምዞም ዓቡዳት 4 ክሎ ሰንዶሰ ጥር እልካ ናብ ወግዘት ዝይኮነሰ ከም ኣቦታት ካብ ገጋኦም ንክምለሱ ተግሳጽን ምጥንቀቅታን ህብካ እንተ ዝይተምልሶም ካኣ ምፍላዮም እዩ።
ኣሰይይይይ ትሕትና ኣቦነት ማለት ልዕሊ ቃላት መግለፂ ስኢናልኩም ኩቡራት ኣቦታትና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣብ ጎኒኩም ኢኑ በረከትኩም ይሕደረና
አቡነ ጴጥሮስ ዘ ትንሳኤ ሰላማ መርኣያ ሓቂ
ቃለ ሂወት የስመዐልና አቦታትና በርትዑ አብ ጎኒ መንበረ ሰላማ ኢና
እግዚአብሔር ይመሰገን❤❤❤😊
አቦታትና አብ ጎንኹም አለና ካብዚአቶም እንኳዕ ገላገልኩምና ተመስገን
እማ አምላክ ምስና እያ አቦታትና ባሩኩና ይፍቲ በሉኒ
ኣብ ጎንኹም ኣለና ብፁኣን ኣቦታትና ብዓብይኡ ደማ ልዑል እግዚኣብሄር ምሳኹም እዩ በረከትኩም ይሕደረና ኣቦታትና 🙏🙏🙏❤💛❤
በረከትኩም ይሕደረና ብፁኣን ኣቦታትና መንፈስ ቅዱስ ኣብ ጎንኩም ይንገስ
ይደልዎ
Thank you so much abotatna for everything you did it.For us tigaru ❤
አይዛቹ በአለም ያለው የትግሪይ ተወላጅ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን አማኝ ከጎናቹ ነን እነሱ ሪሳቸው የተወገዙ ናቸው
@eyobadnew6824
11 ай бұрын
#አንዲት ቤተ ክርስቲያን አንድ ፓትሪያክ አንድ ቀኖና
@rahwanebu1359
11 ай бұрын
Egziabher. Kefared. eyu. Kale. hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ☝️😢🙏😢🙏😢🙏🌿❤️🌿💛🌿🕊️🤔
እሰይይይይይይይይይይይይይይይ ኣቦታትና እስኪ በረከትኩም ይብፅሐና ተቀቢልና ኣለና መልእክትኩም ጠስሚ ኣስቲኩምና።
ቅዱሳን አቦታት ሃይማኖት ትግራይ ትንሳኤ አቡነ ሰላማ ክብሪ ይግባኡኩም አብ ጎኒ አቡነ ሰላማ ትንሳኤ ሰላማ አለና
በረከትኩም ይሕደረና ብፁአን አቦታትና አምላኽ ፀጋኡ የብዘሐልና እንካዕ ከብአኻትኹም ተፈጠሪና አብጎንኻትኹም አለና
thank you
ብሓቂ አብቱ ዝሓለፈ 2ተ ዓመት ጦርነት ብጣዕሚ ሓዚናን በኺናን ኢና በተለይ አቦታትና ብንብሎም ናይ ኢትዮጵያ ሊቃነ ጳጳሳት ዘይተፀበናዮ ታራ አማኒ ዘይናገሮ ንሶም ግን አብ አደባባይ ወፂኦም ትግራዋይ ንክጭፍጨፍ ህዝቢ ካብ ምልዕዓል ጀሚሩ ብጣዕሚ አፀየፍቲ ዝኾነ ዘይግባእ ቃላት እናወርወሩ ህዝብና አጥፊኦምዎ እዮም ስለ ዝኾነ ድማ ሐዚ ከውግዙ ምንም ዓይነት ስልጣን የብሎምን። አቦታት ትግራይ አጆኹም አብ ጎንኹም አለና🙏
ሕዝበይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን እግዚአብሔር ጽግኡ የብዝሃልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ክበሩልና አቦታትና
በረከትኩም ይሕደረና ብፁኣን ኣቦታትና መንፈሰቅዱስ ኣብ ጎንኩም ይኩን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክቡራት ኣቦታትና ኣምላኽ ፀጋኹም የብዘሐልና ንበሩልና እንኳዕ ንፅቡቕ ኣብነት ኣምላኽ ንኣኻትኩም ሃበና ኩልሻዕ ምሳኻትኩም ኣለና ቅሰኑልና።
አቦታትና ቃለ ሂወት የሰምዓልና ፀጋኩም የብዝሕ❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣቦታትና
Amen Amen amen God bless you 🙏 💖 ❤️ 💛 ❤
እሰይ አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንንዓኻትኹም ዝሃበና አምላክ ቅዱሳን ይመሰገን አብ ጎንኹም አለና ቀፅሉ❤
ዘአውገዘ በከንቱ ውጉዝ ውእቱ :: 💐🌻አብ ጎኒ 🌻መንበረ ሰላማ ከሳቲ ብርሃን :: 💐💐
ቅዱሳት ኣቦታትና እቱ ሕያዋይ ጏሳ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ዘይውዳእ ፀጉኡን በረኸቱን የብዛሓልኩም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ይሃና ይሃና ኣቦታትና ኣዚና ተሓጉስና ዕንቋዕ ነዚ ቁዱስ መንበር ንምምስራት ኣብቃዓኩም ብምክንያት ብጎይታ ዝተሓረኹም ጏሶት ሕዝብኹም ኢኹም ንሕና ደቁኹም ኩልሻዕ ኣብ ጎንኹም ኣለና እግዚአብሔር ሃገረ ትግራይ ይባርኽ
WELL done 👏 THANK YOU 🙏
Keburate Abotateye Bereketekum yedrsene sele kulu Negre EGZIYABHIRE yemsegene AMEN 🙏❤️ Mese Menbre selama Nekedmite Ajokoum Ajona Mesakatkum ena 💪🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💕💕💕💕💕💞💞💞💞💞💞💕💞💞💞💞💞💞💞💞👍
❤❤❤❤❤❤
Egzabihr amlk misakum yikun 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼
Egziabher. yemasgen.. Kale. hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ⛪⛪🌿🙏🙏🙏🌿❤️🌿💛🌿🕊️
Egziabhare hali n hzbi tigray yehabelna edmen tenan yehabelna abotatna
ደስ ዘብል እዩ እግዝአብሔር ይሐግዝኩም
ኮርተንባቿል!መንበረ ከሰቴ ብርሃን በመመስረቱ የተደሰትኩበት ቀን ነው። በተለይ ኣዲሶች የኢጶስ ቆጳሳት ትግራይ የተሸምመለት ዕለት ለየት ያለ ደስታ እና በኢ/ያ ጳጳሶች ሰበብ የእምነት አልባ ሁኜ ስለ ነበርኩ ወደ የሚወደው ሃይማኖቴ ተመልሴ እውነተኛ ትምህርት የሃይማኖት ኣባቶች ለመማር ስለተመለስኩ ደስስስ ብሎኛል።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Burakekum yibsehena amen Aba Selama Kisate-Birhan zelealemawi ebyet kibret hinset hiza hizba litegelgil sunue haymanotawei timhrti liteberkit kitikon enateamamena fetarina le kihigizena fikadu Yukun amen
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ክቡራን ብጹኣን ኣቦታትና ብሓቂ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ወላዲተ ኣምላክ ጽላል ትኩንኩም ብጹኣን ኣቦታትና በረከቶም ይሕደረና ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤❤😍😍😍🎉🎉🎉🥺🥺
ቀለለሂወት የስምዐና ክብራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏
አቦታት ትግራይ አብ ጎንኩም ኢና ግን እዛም አቦና አብ ከቢድ ሓደጋ እዮም ዘለዉ ድሕንነቶም ይታሓለወልና በሉ ሽዋውያን ጉደዮም አይኮነን ንሕና ኢና ንጉዳእ
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ሓቂ ዝሓዘ ኣይሓፍርንዩ ኣጆኩም ሊቃውንቲ ኣቦታትና❤❤❤
እግዚኣብሔር ምሳኹም እዩ እሞ ደስ ይበልኩም ንሕና ውን ኣብ ጎንኹም ኣለና ብፁኣን ኣበኡ
ተመሰገንአሰይይይይይይ
🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
🕊️❤❤❤🕊️💛💛💛🕊️⛪️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
😢😢😢❤❤❤
Don't worry about those eotc genocider... You are showing and taking us the right way to our almighty God ❤
❤❤❤🙏
🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🥰🥰🥰🥰
ኣብየት ጅግንነት ! ኣቦታት ሓቂ ኢኹም ንስኹም።
❤❤😢😢😢😢😢😢
❤❤❤🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰❤️❤️❤️
😇😇😇😇😇😇🙏🙏🙏
Bravo❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢
Ajokum nihina diaspora tegaru ni zelalem ab goni menbere selama kisatebrhan alena
MAY THE GRACE OF GOD BE UP ON YOU!
እናንተ አባቶቻችን ናቹ የትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልጆች ተስፋ። በርቱልን እግዚአብሔር ከተኩላዎች ይጠብቃቹ ጽዪን ማርያም ከለላ ትሁናቹ ።
አአርዩስማለትትግሬነው
@gebrehiwotwelemhret1756
11 ай бұрын
ወንድሜ/እህቴ ሰው ለመሆን ሞክር/ሪ።
@tsegeh2657
11 ай бұрын
Sew gun weim hugni
@tsegeh2657
11 ай бұрын
Egziabiher melse yeseteh
@tsegeh2657
11 ай бұрын
Sew Hulu beasalu yetefetere new
@bahgitigray8307
11 ай бұрын
እዛው በፀበልህ አደፍርሰ
ፍጣሪዘራችሁንይጥፍችሁአድነትንማፍረስራስንማፍረስነውመርትይገለበጥባችሆል
@gebrehiwotwelemhret1756
11 ай бұрын
እኛስ የምናመልከውን ክርስቶስን እናውቀዋለን በፍፁም ከሰይጣን ኣምላኪዎች ጋር ህብረት የለንም።
@bahgitigray8307
11 ай бұрын
ጊዜ የስጥሽ ውድቀታቹ ክፋታቹ ጠልፎ ሲጥላቹ የዛኔ ብትነቁም ግን ይረፍድባችኋል። በትግራይ ህዝብ ላይ እምታውጁትን እና እምታስቡት ክፋት ሁሉ በራሳቹ በቤታቹ ይዋል አሜን።
@hailemaryamgebru165
11 ай бұрын
ታብዱ እንደሆን እናይ ይሆን እንጂ እኛ ሰይጣንን ከሚያመልኩ ህብረት የለንም ኣዲዮስ