መአረምታ ንኣማኑኤል እያሱ - # ላዛትግርኛ

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZread Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com/lazatigrigna
www.lazatigrigna.com
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Пікірлер: 589

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344Ай бұрын

    እዚ ሃለዉለዉ ይብሃል ዓለም ብዓለማ ከዲዓትና ኩለን ሚድያታትና ተዓፅየን አሰና ዝገበሮቶ ህዝብና አይርስዖን ሓቅነት ተዝህልየኩም ዝበላ ቪድዬ መምፃኩም ነርኩም ሓሚምኩም ተኮይኩም ፀበል ክዱ መንከ ወኪል ህዝብና ገርኩም ካሊእ ተሪፍኩምስ ፎታዊና ናብ ፀላኢ ክትቅይርዎ ድቃስ ሲኢንኩም ኩልና ተጋሩ ሰብስክራበርኩም አልዕሉ በይኖም ይሃትፉ ለያቡ

  • @Yonas-qy3zy

    @Yonas-qy3zy

    Ай бұрын

    ጥማዕ ትግራዋይ ስቅ በል😢😢😢😢

  • @user-fo2xp3tv3x

    @user-fo2xp3tv3x

    Ай бұрын

    እሞ ክደፍረና ኣለዎ ማለትካ ድዩ

  • @alulaalula9344

    @alulaalula9344

    Ай бұрын

    @@user-fo2xp3tv3x ኖ አበይ አሎ ጭብጢ ካብ መሬት አሊዕልካ ፀለመ ግን ነዉሪ

  • @alulaalula9344

    @alulaalula9344

    Ай бұрын

    @@Yonas-qy3zy ለኽባጥ አድጊ ከም ብዓል ንሱኹም ኢኹም መከራ ተምፅእሉ ንህዝቢ

  • @user-bm8gb6wl1f

    @user-bm8gb6wl1f

    Ай бұрын

    Betam zgrem hij wen mes fetwetna kbasna eyo bhizbe wklom zezarbo emo nay hzbe hasb zeykne eyo

  • @Dawa-gp6qh
    @Dawa-gp6qhАй бұрын

    ሓለፍኩያ አላስ ፃሕሊ ትዓጥን ምስዘይመባእስትና ግዳ ኣይተባእሱና። ንሱ ደስ ዝበሎ መፅሓፍ ክሕዝ መሰሉዩ ንስኹም ሓዊ ኣጎድቲ እምበር ናይ ሰላም ሃዋርያ ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዶማ ኣይትዉክሉን ብኣነነት ዓይንኹም ዝዓወርኩም ኢኹም።

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198Ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ሽንፍላ

  • @FreFre-ne7hv
    @FreFre-ne7hvАй бұрын

    ኣይትታሃወኩ ህፃናት ርግእ በሉ

  • @mmkafl6326

    @mmkafl6326

    Ай бұрын

    ዥብልዎ ዘለዉ ሓሶት እዩ

  • @sunshine-ql4vo
    @sunshine-ql4voАй бұрын

    Abzia kurub tehawikum ahwat kem personally I don’t like this guy but I really appreciate his support and standing with the Tigray people during the hard times. We are humans at certain times we can make mistakes and learn from it, the best thing to do in this case was to directly contact Amanuel and ask him to apologise for any things he did wrong. Thank you 🙏 your brother from Eritrea 🇪🇷

  • @ellena5652

    @ellena5652

    Ай бұрын

    I don't think so your Eritren your tigraway

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    Ай бұрын

    ​@@ellena5652ኢሂ ብሱል ኤርትራዊ የለን ዲዩ??

  • @sabetto9653
    @sabetto9653Ай бұрын

    u guys misinterpreted about what Amanuel said he was trying to tell to the higdef supporters.

  • @KahsayZerezghiSium
    @KahsayZerezghiSiumАй бұрын

    ናይ ምግንዛብን ምርዳእን ጸገም ኣለኩም። ደጊምኩም ረኣይዎ ካልእ ነገሩ ኢንተ ደሊኹሞ ምስ አዚኣ ምትሕሓዝ የብላን።

  • @brhanuhaylemariam8193
    @brhanuhaylemariam8193Ай бұрын

    ነገር ኣይትጎንጉኑ ፀላኢ ኣይተብዙሑልና ኮመንትኹም ብውሽጢ ዘይትነግርዎ አማኑኤል ልዕሌኹም ዝኸፈለ እዩ

  • @alulaalula9344

    @alulaalula9344

    Ай бұрын

    ትክክል ክቡር ሓዉ

  • @kinarmah7644

    @kinarmah7644

    Ай бұрын

    መለስ ዜናዊ ለ ፀላኢ ኣየተብዙሑልና እናበለ ሞይቱ!!!

  • @AbelFraser-pd3kn
    @AbelFraser-pd3knАй бұрын

    I appreciate Eyasu tigraway the way how u evaluate Eritrean intelectual.teach them how they understand politics.

  • @gebrekidanabera
    @gebrekidanaberaАй бұрын

    ፅቡቅ ኣኮንን ዘቀረብክሞ ፀላእቲ ኣይተብዝሑልና ነፂሊኩም ነቲ ዝፀሓፈ መፃሓ ኢኹም ክትነቅፉ ዝግበኦኩም ነይሩ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ኣሰተካከሉ

  • @HTT6892

    @HTT6892

    24 күн бұрын

    ሓቆም ታይ ገደሾም ።ነጋዶ እንዲዮም 25ሺ ተመልካታይ ረኺቦም እንሃው። ክንደይ ዶላር ዲዮም ዝሰርሑ ዘለዉ??

  • @kubromelias3153
    @kubromelias3153Ай бұрын

    አቱመ ሰባት ወይ ላዛ ትግርኛ አይትሀወኹ ሞ ሕሰቡላ።?

  • @YosephG.Selassie
    @YosephG.SelassieАй бұрын

    ምስ በዓል ውዕለታና ኣይተባኣሱና

  • @tekestehagos2698
    @tekestehagos2698Ай бұрын

    አማኒኤል ዕንታይ ዕዩ ።ኢሉ አምፅዕዎ

  • @tirhaslegesse7700
    @tirhaslegesse7700Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tn1eo7uo5t
    @user-tn1eo7uo5tАй бұрын

    ትክክል

  • @natsenat6087
    @natsenat6087Ай бұрын

    ብጣዕሚ ጌጋ መዓልቲ ዊዒልኩ፤ እንታይ ትዛረቡ ከማን ዘይትፍልጡ ብጣዕሚ ትሕዝኑ ጸላኢኩም ዘትፈልጡ ፍጡራት ኢኩም ኣማንኤል ሓውና ንፍትሒ ደው ስለዝበለ ብስርዓት ዝወርዶ ከይኣክል ካባካትኩም እዚ ዘይበሃል ኣጸያፊ ቃላት ብጣዕሚ የሕዚንኩምና 💙

  • @robieltesfay4728
    @robieltesfay4728Ай бұрын

    ዘገርም ዘስደምም ዘረባ ንምካኑ ከ ተጋሩ ዱኩም ከምዚ ኣይነት ዘረባ ትዛረቢ ብደአ ዞሎዎ ዘረባ ኣጽሚ ዝሰብር የገርም ዩ ከምዚ ሰሚአ ኣይፈልጥን አሞ ኣጋዚካ ኣብታ ጸበባ ግዜ ክንዲ ዞኮሎስኩስ ኢደይ ተነከስከ ዝብል ምስላ ኣድና ኣሎ ግን ዘይፈለጥክሞ ኣሎ ከምቲ ኣጽሚ ዝሰብር ዘረባ ዝተዛረብኩም ኮሙኡ ኣለና ጋን ደሓ ኣማኒአል ትራይ ኣይኮነን ኩሉ ህዝቢ አርትራ ኣማኒአል ኢዩ ክትፈልጢ ሓመትኒ ኪዱ ሰብኡት ትኮይንኩም ህዝቡኩም ኣዱሁኑ ኣብሓረይ ይቆትሎም ኣሎ አንታይ ትገብሩ ኣለኩም ፈርሓት ኢኩም ህዝብካ መረትካ ተሚንጢልካ ጸርፊ ናይ ተስፋ ቆረጽ ኢዩ

  • @WediEndayGobez4222
    @WediEndayGobez4222Ай бұрын

    ንምንታይ በቲ ኣብ ጸበባ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበለ ፈታው ህዝቢ ትግራይ ጀሚርኩም, ኣብ ኩሉ ዘረበኡ ሓው ህዝቢ ትግራይ አዩ ዝብል, መጽሓፍ ብርሃነ ሒዙ, ዋላ ምስ ትግራይ አሉ,,, አዚ ዝረብሕ ዘረባ ኣይኮነን, ከማኹም ደናቁር ካብናይቶም ሻኤብያ በራዩ ዘይሓይሽ ሓሳብ አና ኣምሳኩም ነዚ ህዝቢ ሰላም ከሌኩሞ, ዋላ ንስኹም ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ሕማቅ ስለኢ ኣለኩም, ንሕና ምስ ህዝቢ ትግራይ መዋስብቲ ጥራይ ዘይኮንናስ ሓደ ህዝቢ አና, ፍቅርና ከኣ ኣብ ጸበባ ህዝቢ ትግራይ ገሊጽና አና, ሰሞይ ክሓድር ህዝቢ ትግራይ ይደረር አና በልና እና ኣብ ስደት ገንዘብ ኣዋስአና... አዚ ግን ምስ ወአለት ህዝቢ ትግራይ ውሑድ አዩ...

  • @fessehatadessekebedefesseh7394
    @fessehatadessekebedefesseh7394Ай бұрын

    ምስ መን ከምተፋቑሩና ጠፊኡልና ኣሎ። ኣብቲ እዋን ፀገምና ድምፂ ዝኾነና ክሳብ ሐዚ ምእንተ ፍቕሪ ህዝቢ ዝጋደል ከምዚ ዝበለ ነጠባ ዝገርም እዩ። እዚ ሚድያኹም ንረብሓን ሰላምናን እተዝኸውን ፁበቕ ይመስለኒ። ሓሞኹም ተለመኑ

  • @user-qv2mc9wv6j
    @user-qv2mc9wv6jАй бұрын

    ዝፍጠሩ ጌጋታት ክእረሙ ልክዕ እዩ ዝወረደ ጌጋ ብዝወረደሉ መጠን ወሪድካ መልሲ ምሃብ ግን ልክዕ ኣይመስለንን ስሚዕታውነት ኣይጠቅመናን።

  • @Samitrghh

    @Samitrghh

    Ай бұрын

    ፖለቲካ ማለት ውሸት ነው ያላቹ ማነው ማይ ካድራ እራእያ ማይሎሚን አዲ ኳላ ማይፀብሪ ሁመራ በትግራይ ክልል የሚገኝ ደቡብ ትግራይ እና ምራብ ትግራይ የሚገኝ መሬት ነው በታሪክም ከኤዳቹ በህገ መንግስቱም በፊት የምትሉት አማራነ ን በአማርኛ እንማር ነበር አማርኛ ከፈለጋቹ ወደወለቃቹበት ወደክልላቹ ኢዱ ተባላቹ አማርኛ እደማንኛውም ክልል አንድ ሰብጀክት ይሰጣልተባላቹ አብይ ሲመጣ የናተ መንግስት መስሏቹ ልቡናቹ እያወቀ የኛ ነው ግግም አሁንም ልምከራቹ በውሸት ትርክት ሰው አታባሉ የአብይ ኳስ አትሁኑ ውሸት መቼም አያሸንፍም እንዲ አምታታቹ የሌላ ሰው መሬት ወስዳቹ ይሆናል ማንም ታሪክ አጥንቶ ሲደርስበት ማንም አይለቃቹሁም😅

  • @nolawi30com88
    @nolawi30com88Ай бұрын

    ብርሃነ ኣብርሃ ኣብ 2018 ዩ ተኣስሩ !ኣብዚኣ ናይ ዊሕዳት ደቃያቅ ብዙሕ ጌጋታት ርእየልኩም!ብመጽናዓቲ ሞጉቱ

  • @TESFAYGEBREGIORGIS
    @TESFAYGEBREGIORGISАй бұрын

    ብጣዕሚ መሕፈርቲ ኢከም

  • @emahatsionyohannes2272
    @emahatsionyohannes2272Ай бұрын

    Newramat nskum tibliwon tigebrwomin ab 1998-2000 zinebere hiyaw miskr iyw tekalat nay alemna kanserat

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214Ай бұрын

    ስንክሳር ቋንቋ ናይ ኣማኑኤል ኢያሱ ካብዘይምርዳእኩምን ባዕልኹም ብትፈጥርዎ ርእሰ ምትሓት እምበር ኣማኑኤል ኢያሱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘለዎ ኣኽብሮት ነቕ ዘይብልን ብኣኹም ዝሃስስን ኣይኮነን። ነዚ ክትግዕታዶ ትርህጻ ኢዩ ናትኩም ነገር። ኣብ ምንታይ ንብጻሕ ኢዩ ናትኩም ተበግሶ።

  • @yakob-sr1zl
    @yakob-sr1zlАй бұрын

    እንታይ ማለት ዩ ንዋሰብ ኢና ትራሕ? ሓደ ደም ሓደ ዓልየት ኣብ 2ተ የገር ዝነብር ሓደ ሕብረትሰብ ። ንምንታይ ኢኩም ናይ ዝጠቅሙን ዘይጠቅሙን ቃላት እንዳከብኩም ሰላሙ ትከልእዎ እዚ ህዝቢ በጃኩም እባ ንፍቅሪ ስበኹ ጠጥዕሙ እባ ኣስምዕና❤❤

  • @mdrehabesha6420
    @mdrehabesha6420Ай бұрын

    ሓሰውቲ ሰብ ስኢንኩምስ፣ ምስ ኣምኒአል ክትባኣሱ፣ ለኻብጥ ኮይንኩም እምበር ካብ እብዚ ትዛረቡ ብውሽጢ እንተትዛረብዋ ወይ ቃለ መሕተት እንተትገብርሉ ቅኑዕ ምኾነ! ኣማኒኤ ኩሉ ግዜ ናትና ባዓል ውዕለታ እዩ!!

  • @alexanderbirhane4611

    @alexanderbirhane4611

    Ай бұрын

    haqi

  • @temesgenamlake1327
    @temesgenamlake1327Ай бұрын

    ❤❤ Laza

  • @yemmhiwe3246
    @yemmhiwe3246Ай бұрын

    Ema ajoka ezom resahat belom kisab zifletom

  • @user-gz3cy1cv6r
    @user-gz3cy1cv6rАй бұрын

    ትጋገዩ ኣለኩም እሕዋት ናይ ኣማኒኤል ደጊምኩም ኣዳምፅዎ ብዝተጋገየ ኢኩም ኣዳምፅኩምዎ

  • @teklitberhe8738
    @teklitberhe8738Ай бұрын

    መጀመርያ ፋክትካ ምርግጋጽ. ካብኡ ሓሊፉ ትትዛረብሉ ዘለኩም ነጥቢ ዶ በዙይ ደረጃ መዛረበ? ቲድንቁርና አበይ እዩ ዘሎ? ጀነራላይዝ ምግባር እውን ጌጋ እዪ:: ኣብዚ እዋን እዙይ ትግራይ ፈታዊ እምበር ጸላኢ ኣይድልያን. ጸላኢ ኣይትብዝሑልና:: ኣማኒአል ምስኡ ዘለና ንፈልጦ ኢና ተሪር ተቓላሳይ እዩ. ምስህዝቢ ትግራይ ዶው ዝበለ እዪ. ታጽሕፍቲ ዝበልካያ እውን ክምአ ትብል ተልያታ ታገጽ ለጥፋ::

  • @fisahayeabadi7609
    @fisahayeabadi7609Ай бұрын

    Wey good.kaby zimexu mederagah eyom dekey kemzi zibelu tegaru alewo diyom.

  • @zera1464
    @zera1464Ай бұрын

    kem lomi harike ayfelitn gin izi kemleselu hazine shame

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6ynАй бұрын

    ንኣኩም ወስዱ ይተዓረቀና🙏😭😭😭

  • @aaamithaylay5718

    @aaamithaylay5718

    Ай бұрын

    አሜን

  • @ali-yx5ne

    @ali-yx5ne

    Ай бұрын

    ንባዕልኪ ጋሕ ዘይትብሊ ረሳሕ

  • @underrated8519

    @underrated8519

    Ай бұрын

    ኣቲ ካሓዲት ሺሕ ዓመት ይንበሩ🤲🏾

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel2348Ай бұрын

    ዋይ ተጋሩሲ ምስጋና ኣድጊ ርጊሒት ገይሮማ።

  • @solomonhadgu5636

    @solomonhadgu5636

    Ай бұрын

    B hade wlqe sebat nkulu hizb aytweklwo yehwat

  • @mebrahtsamuel2348

    @mebrahtsamuel2348

    Ай бұрын

    @@solomonhadgu5636 አዚ ባህሪ አዚ ናይ ተጋሩ ኢዩ። ኣብታርኽ ውን ኣሎ ተመዝጊቡ ትግራዋይ ምስ ጸገመቶ ጽግዕ ጽግዕ ይብለካ ምስ ጠዓመጥቶ ድማ ራሕሪሕካ ኢዩ ዝከይድ ።

  • @Say-2424

    @Say-2424

    Ай бұрын

    ወይ ተጋሩ ኣይትበል!!!እዚኦም ደናቁር ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክሉን!!!

  • @Say-2424

    @Say-2424

    Ай бұрын

    ​@mebrahtsamuel2348 ስማዕ ኣፍካ ኣይትኽፈት !!"እዞም ደነዛት ንህዝብና ኣይውኩሉን !!

  • @alexanderbirhane4611

    @alexanderbirhane4611

    Ай бұрын

    tegaru beziom aywkelun eyom kbur jaw.

  • @1-sr1jm
    @1-sr1jmАй бұрын

    ኣረጎጎትን ደደባትን ሕስራት እዚ ፀለመ ሒዝካስ ናብ ሚድያ😢😢😢😢😢😢

  • @zera1464
    @zera1464Ай бұрын

    laza tugrigna do belkuma lizay tetibluwa kema yiabya hipe one day yiu wiil get yiur hand.

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326Ай бұрын

    ላዛ ለዘይቲ ኢኩም ብሓቂ ንጽልኢ ነቲ እንኮ ዑንቂ ኣስርና ክትዋራዘዩ ሞራል የብልኩምን ሕሱራት ኣየ ሰብ ካሕዳም ክሕድ በቃ?😢😢😢 ሕሱራት ኢኩም ተመዘኑ ኢልኩም እንበር ኣሰናስ ኣብቲ ጸልማት ግዜ ብርሃን ዘብርሄ ሓዉና እዩ። ፈሽኳላት

  • @user-qc5px2vh8k
    @user-qc5px2vh8kАй бұрын

    Amanual Asena zeyedka rekibka bial Ebc, Esat ayzareblomn eyom

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344Ай бұрын

    ወሪድኹም ካብ ተረኸብኩም እቲ ሓቂ ንነግረኩም እቲ አፈላላይ ንስኹምን አማኒኤልን አማኒኤል ህልና ዘለዎ ኤርትራዊ ሓዉና አብ (አቦና) እንትኸዉን አብ ፀልማት ምዓልቲ ክአ ብአሰና ገሩ ድምፅና በሊፁ ክሰማዕ ዝገበረ ጀግና ፅቡቅ ሓወልቲ ዝተሰርሐሉ አብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ እንትኸዉን !! ብዓል ንስኹም ክአ ብቁርጥን ውስክን ህዝብኩም ረሲዕኹም ዝነበርኹ ፀገም ምስ በፅሓኩም ሃዲምኩም መፂእኹም ብደም መላምል አሕዋትናን ድምፂ ህዝብናን ብአሰናን ካልኦትን ዲሒንኩም ሐዚ ክአ ኢንተርነት ረኺብኹም ሃለዉለዉ ኢልኩም ዝሰምዓኩም ስለ ዝሰአንኩም ንጫትን ሽጋራን ዝኾዉን ገንዘብ እንተ ተሰማዕና ኢልኩም ምስ ፈተዉትናን አብ ፀገምና ሓገዝትናን ተፃልኡና ድቃስ ሲኢንኩም ከይትሓስብዎ አይንሰምዕን ለያቡ ሰሪሕኩም ብልዑ ።

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109Ай бұрын

    ኢንታይ ዓይነት ደናቑር ሰባት ኢዮም ኢዞም ሰባት፡ነዚ ብዓል ውዕለትኩም ህዝቢ ትግራይ ኣብቲ ናይ መከራ ግዜ ምስኡ ደው ዝበለ ,ኣብ ክንዲ ህዝቢ ትግራይ ዝተጣበቐ ኣማንኤል ኢያሱ ኢዩ ኔሩ ፡ሒጂ ቁሩብ ትንፋስ ምስ ረኸብኩም ነዚ ብዓል ውዕለትኩም ከተጸልምዎ ጀምርኩም።ትም ኢልና ኢና ንሕለቐልኩም ኔርና ማለት ኢዩ።ካብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትግራዎት ዘለኒ ኣራእይ ቀይርኩሞ ኢኹም።

  • @mirafgbrehiwot392
    @mirafgbrehiwot392Ай бұрын

    Halelew

  • @selamselam2569
    @selamselam2569Ай бұрын

    ምስ ፍተውትና ዘባእሱ ድናቁር ፡ ከም ባህሊ ክንዎስዶ ዘለና ኩለን ናይ ጽልኢ ሚድያታት Unsubscribe እንዳገበርና ንጥፋኣየንunsubscribe unsubscribe ምግባር ስላም ንህዝቢ ትግራይ፤፤፤ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ፤፤፤

  • @temesgenamlake1327
    @temesgenamlake1327Ай бұрын

    Thanks Laza media ❤❤

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625Ай бұрын

    ወይ ዓጀዉጀዉ ስራሕ ሲኢንኩም😂😂😂

  • @dani123haylemaryam9

    @dani123haylemaryam9

    Ай бұрын

    ስራሕ ምስኣን ኣይኮነን እተን ዝወፃ ጉዕዝያት ቃላት መጠንቀቅታ እየን

  • @HTT6892

    @HTT6892

    24 күн бұрын

    ታይ ስራሕ ክስእኑ ንሕና ንሰምዐሎ 25,000 ተመልካቲ ረኺቦም ኣለው የዋጽኦም። ነጋዶ እዮም። ንሕና ኢና ስራሕ ስኢና ንሰዖም ዘለና።

  • @GheHadgu-mc6zz
    @GheHadgu-mc6zzАй бұрын

    ሰላም ንዓኩም ወነንቲ ላዛ ትግርኛ፡ኣብ ልዕሊ ኣማንኤል ኢያሱ ዝበልኩሞ ብፍጹም ንማንኤል ዘይግበኦ ዘይኢዱ እኩም ሂብኩሞ።እዚ ከኣ እስኩም ክልተ ሰባት እኩም ትሕተትሉ።ናትኩም ርድእት ወይ ጽልኣት ኣማንኤል ከምዘሎኩም እኩም ኣንጻባሪቅኩም።እስከ ክሓተኩም እስኩም ላዛ ትግርኛ ቅድሚ ኩናት እኩም ከፍትኩማ እዛ ምድያ፡እዚ ኩሉ ን3 ዓመት ብምድርን ስማይን ህዝቢ ትግራይ ክጭፍጨፍ ናይ ዘርኢ ምጽናት ክእወጆ ኣበይ ነይርኩም ንህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ወይ ዝተዓፈነ ድምጹ ንዓለም ንምስማዕ ከ እንታይ ኣበርኺትኩም? ኣማንኤል ኣሰና ዘበርኸቶ ንዝኮነ ትግረዋይ ምንጋር ኣየድልን።ኣማንኤል ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ 3ዓመታት ድምጺ ስለዝኮኖ ሕጂ ክጻረፎን ከናሽዎን ኣለዎ ማለተይ ኣይኮነን።Just ብመጠኑ ኣማንኤል ዘንበባ መጽሓፍ ዋና ኣለዋ።እቲ ብዓል ዋና ከኣ ይሕተት። እታ መጽሓፍ ክትንበብ የብላን እልካ ውን ምዝራብ ይከኣል እዩ።ምክንያቱ ኣብ ጥቅማ ጉድኣታ ስለዝበዝሕ።ኣነ ብወገነይ እቲ ኣብ፡ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ተጻሒፉ ዘሎ ጥራይ ዘይኮነ እታ መጽሓፍ ሓዊ ክትቃጸል ኣለዋ እለ ውን የኣምን። ስለዚ ነማንኤል እያሱ ልክዕ ከምቲ ዘበርኸቶ ክብሪ Respect ክትህብዎ ኣሎኩም።ዝእረም ከኣ ብልዙብ ቃላት ኣማንኤል እዚ ትገብሮ ዘሎኻ ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ሓደ ዘምጽእ ሰላም ዝህብ ክሳብ ዘይኮነ ኣርሞ እልካ ብምንሻው ዘይብሉ ክትእርሙ ይግበኣኩም። እታ ብዛዕባ ምስ ህዝቢ ትግራይ ውን ንመርዓው እና እሉ ኣልኩም ናብ ዝጥዕመኩም ጠምዚዝኩም ትሃርሙዎ ዘሎኩም።ኣማንኤል ጓል ፍልጶስ ንናጀርያዊ ተመርዕያ እቶም ባራዩ ህግደፍ ሓደ ኤርትራዊ/ት ምስ ሓደ/ንቲ ሓዋ/ሓፍቱ ትግረዋይ ክምርዖ ከሎ ብህግደፍን ባራዩኡን ዝወርድ ጸርፊ፡ጸለመ ስለዝስምዖ ስለምንታይ ምስ ናጀርያ ክምርዓዉ ሓላል ምስ ሓውና ህዝቢ ትግራይ ክንመርዓው ሓራም ኮይኑ ንጽረፍ ንጽልም ማለቱ እዩ።እስኩም ግን ካብ ናይ ኣማንኤል እቲ ዝበዝሐ ጽቡቅ ውዕለት ህዝቢ ትግራይ ገድፍኩም ኣብ ስሕተት ቃላት መዚዝኩም ክትሃርምዎ ህዝቢ ሰምዕኩም።ዓገብ ዓገብ።እቲ ጽልእኩም ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ጽቡቅ ህዝቢ ትግራይ ዘሎና ኤርትራውያን ኣባና ካብ ተጻባርቁዎ ኣብቲ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ንምጥፋእ ለይትን ቀትርን ዝሰርሕ ሸዓብያ/ህግደፍ ኣተኩሮ ተትገብሩ ምስቶም ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኮና ኢድ ብእድ ተታሒዝና ንጸላእትና ስዕርና ህዝብና መድሓና። ላዛ ትግርኛ እስኩም ካብ ኣዘራርባኩም ዝተዓዘብዎ ናፍቆት ዓባይ ኢትዮጵያውያ እምበር ብቲ ሕድሪ ዕሸላት ዝተከፍለ ዋጋ ትግራይ ሃገር ንምዃን ዕላማ ይኩን ራኢ ከምዘይብልኩም'የ ተዓዚበኩም።እስኩም ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ምኳንኩም ኣስሚረላ ኣሎኩ። ንሕና ከም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ህግደፍ/ሸዓብያ ቀቢርካ እዚ ኣብ ክልተ ሃገር ሓደ ህዝቢ ተኮነሉ ኣብቲ ንቡር ታሪኹ ሓደ ሃገር ነምጸኦ ተዘይኮይኑ ከኣ ኣብ ዘዘለዎ ሃሃገሩ ሒዙ ዘላቂ ሰላም ፈጢሩ ናይቲ ዞባ ኣዝዩ ሓያልን ዘይድፈር ሓይልን ኮይኑ ክብርታቱ ክሕሉ እዩ ቃልስና። ላዛ ትግርኛ ብሓቂ ፈተውቲ ደለይቲ ሰላም ህዝቢ ትግራይ ተኮይንኩም ካብ ቃላት እንታይ ተባህለ እንታይ ማለቶም'ዩ እዚ ዝበለ እኮ ከምዚ ማለቱ እዩ እልኩም ብዝጥዕመኩም ቃላት እዳጸለምኩም ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ካብ ተብዝሑ ብልቦና ብትሑትና ብምዕቡል ኣካይዳ እቲ ዝደሎካዮ ክሳብ ትረክብን ትበጽሕን ካብ ቃላት ምእራይ ተቆጠቡ።

  • @girmahaile1526
    @girmahaile1526Ай бұрын

    ከም ናተይ ርድኢት እቱ ሰብአይ እሱ ኩልሻዕ ደስ ዘይብሉ ቃላት ሸው የብልዩ (ብመዓር ዝተለወስ እሾኽ ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ)።

  • @febengerie1166
    @febengerie1166Ай бұрын

    መጠንቀቅታ ዝግበኣኩም ንባዕልኹም እዩ፡ እዚ ሓሳብ እዚ ንዓኹም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን፡ ዘይከማኹም ንኹሉ ዘመዛዝን ርእሲ ኣለዎ። ብስሩ ኣጥዒምልኩም ድዩ ኣብዚ ሰዓት ናይ ግለሰባት ዘረባ ክተኾምስዑ? እሞ ድማ ገባሪ ጽቡቅና? እቲ ሰብ ዝደለየ ክዛረብ መሰሉ እዩ ስርሑ ስለዝኾነ፡ ንስኹም ግን ስራሕ ዲኹም ስኢንኩም??????? ይሕዋትና ቀትሪ መዓልቲ ይዕፈናን ይቕተላን ኣለዋ፡ ህዝብና ብስእነት ጸጥታ ከም ደርሆ 12 ሰዓት ገዝኡ ይሰፍር ኣሎ፡ ካልእ ካልእ ብዙሕ ክትዛረቡሉን ክትሰርሕዎን ዝግባእ ኣሎ። ኣይተሕሙሙና ስራሕኩም ስርሑ። ከም ቡዳ ብፈታዊኹም ኣይትጅርምሩ፡ ህውከት😡

  • @alexanderbirhane4611

    @alexanderbirhane4611

    Ай бұрын

    Haqii !!!

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508Ай бұрын

    Guhafat ekum entay ymlketekum amanal jegna eyu

  • @micaelm7376
    @micaelm7376Ай бұрын

    Medebkum ,: Tsbuk eyou : Tegadalay Brhane Abrehe , eyou smu.

  • @tsegahunkahsay4903
    @tsegahunkahsay4903Ай бұрын

    ምሰ ተጋሩኳ ንዋሰብ አሎና አይበለን ። ናይ ጥዕና ፀገም አለዎ ሽንፊላ ሊቃን ኢሬትራ ድንቁርና ንሕናባ ምሰቶም ዱሑራት ተዋሲብና እዙይ ኩሉ ማሰረጃ ዘይብሉ ንህዝቢ ትግራይ ዝገበሮ ሓገዝ ምንኣስ መን ሓላፍነት ሂቡኩም ደዊልኩም ኦን ላይን ይቅርታ ጠይቁዎ እዙይ ንባዕሉኩምን ንሚድያኩምን ጠቃሚ እዩ። አንተዘይ ጠይኩም ግን ላዛ ትግርኛ ዘይኩንኩምስ ፀለምቲ ደናጉል አእማን ኢኩም።

  • @user-ol4rl6kn4k
    @user-ol4rl6kn4kАй бұрын

    I feel your concerns. It seems like that of the king M. However, my brotherly advise to you is Please, please, please we needn't aggravate things. Let us assume it a slip of the tongue. You can also directly contact him to ask an apology. My best

  • @user-xq1nw6qk7x
    @user-xq1nw6qk7xАй бұрын

    Ms tegaru mewasbti ena kbl ykew kab egri melhas yekef mehferti ekum 😊

  • @NegashGebremedhin-ob2vu
    @NegashGebremedhin-ob2vuАй бұрын

    ንናይ ትግራዋይ ባህልን ስነ ምግባርን ዘይውክል ገልጣም ዘረባ እዩ ክሕደት አይፅቡቑን አብ እዋን ፀባብ ጊዜ አብ ጎኒ ጭቁን ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበለ ሰብ ኣጀንዳ ምግባር ናይ ጥዕና አይመሰለንን።(ሰያብ ኣይትፀውዕ ለባም ፀውዕ) ከማኹም ዝበሉ ጋህታፋት እዮም አብዚ አብፂሖምና ርግዕ በሉ

  • @kidane6417
    @kidane6417Ай бұрын

    Qondafat reshat meskum 1 alo

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198Ай бұрын

    ልክዕ መልሲ ክወሀቡ አለዎም

  • @user-wm1ri5cf8x
    @user-wm1ri5cf8xАй бұрын

    ብቐደሙ ሸያብን በራሕን ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ እኳ ተባሂሉ እዩ ።

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607Ай бұрын

    Hizbi ertirean hafeshawi etyopiyan fikrin selamin yewrdelna ente ezom derefti geleme wesiom dizarebun disarefun gin afom tedhzulna mihashe

  • @kingjo7100
    @kingjo710024 күн бұрын

    ትክክል ኣለኩም እዚ ፅልኢ ትግራይ ዘይወፀሉ ኣብቲ ስናዕ ማንነት ኤርጥርኛ ዝኣምንን ዱሑር ሰብ እዩ!....ሓደ ሰብ ዝኮነ ሰዓት ፁቡቅ ነገር ጌሩ ነይሩ ተባሂሉ ከምደስቱኩ ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ህዝና ዝገልፀሉ መንገዲ ከነፍቅድ የብልናን☝️

  • @yonastsegay3381
    @yonastsegay3381Ай бұрын

    show us the vidoes from assena

  • @msraq

    @msraq

    Ай бұрын

    ከም ተመን፡ ርእሲ ርእሱ ምስ ቀጥቀጡዎ ኣጥፊኡዋ

  • @aryanagasi4754
    @aryanagasi4754Ай бұрын

    Entay sle zbele ekum hasasat

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607Ай бұрын

    Ab hafeshawi habeshana dihret zelo filiyi mewsibo atina kinzare tirayi kinebir bejakum nihsebelu selam nigber habesha entayu weriduna

  • @yirgalembeyene4396
    @yirgalembeyene4396Ай бұрын

    Hasrwti bukuaru klte andel koragur hwehat serekti hruchn fafan nay rediat

  • @teameyukunoamlak8555
    @teameyukunoamlak8555Ай бұрын

    Resahat ekum....donakur

  • @light8742
    @light8742Ай бұрын

    Like you said marriage is personal and has no boundries. However, Tigray Media House, "Alula" was telling tigrians to divorce any one whom married non Tigrians. Did you denounce what his said in public media? why now? shame .....on if not.

  • @leaddanial
    @leaddanialАй бұрын

    hasawti geb behalius degamiu ybehal maere amanual ekum

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    Kab bhaliuss...

  • @yisaktekie1945
    @yisaktekie1945Ай бұрын

    ትዕብቲ ግድፍና ትሕቲ ኒበል እሞ ኣምላክ ካኣ ልዕሊ ከብልና

  • @user-qc5px2vh8k
    @user-qc5px2vh8kАй бұрын

    Hasewti uffff eway tegaru ata koynkum du ms amhara, Eritrea, oromo, afar tebaeskum hji kea hagazikum amanial Asena yegerim eub

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175Ай бұрын

    Don’t expect someone is 100%, amanuel makes 99% for Tiggryans and if he make 1% mistake don’t generalize please we don’t expect from you guys this a kind of talk, it doesn’t help for our people, with do respect. Thanks

  • @RezeneBayru
    @RezeneBayru25 күн бұрын

    ዓለ ኣብ ዝጠለመትና ኣሕዋት ዝኮንና እዙይ ኣይግቦኦምይ ኣበይ ዝነበርኩም ኢኩ ንሰኩም 2ተ ደናቅር ህዝቢ ትግራይ ካማኩም ካሕዳም የኮነይ

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508Ай бұрын

    Guhafat denakur esukum zey geberkumo sle zgebere dyu

  • @user-os9zh1qg6l
    @user-os9zh1qg6lАй бұрын

    Wyanekum Atsafifu Kab Semai nab Meamuq wediqkum

  • @zera1464
    @zera1464Ай бұрын

    selam ab wuhus selam yelekumn gena ikum aytehteftufu

  • @abutttt2238
    @abutttt223826 күн бұрын

    ዛደርፊ ኣበይ ትርከብ

  • @user-kw3gl8gu4n
    @user-kw3gl8gu4nАй бұрын

    Kulgze metlam, ab demkum eyou lelo ety telmet 😭

  • @gabtuendri3759
    @gabtuendri3759Ай бұрын

    Nishute atirurkuma ahwat

  • @Girmai01
    @Girmai01Ай бұрын

    ሓሰውቲ ሎቕማፃት😮😊

  • @srqponmlk
    @srqponmlkАй бұрын

    Repxqt ገይርና ነዕፅዋዋዋዋ

  • @samuelgebregziabher8175
    @samuelgebregziabher817529 күн бұрын

    ብዙሕ ትምህርቲ አዩ ። ነብሰ ምትሓት አዩ ናትኩምሲ።

  • @enkomediatigrigna
    @enkomediatigrignaАй бұрын

    ነጋ ዘርኡስ ዓቢይ ሓርኢ ንጉሆ ይመስለኒ ኣይነበረን ክንድዚ ድኹም ሓሰውቲ ሰብ ክልተ ጸጉሪ ነውራማት ናይ ተጋሩ ጨኾን ክንደይከ ትሕስዉ ደቀይ? ዘይበሎን ዘየለን ሓበሬታ ናብ ህዝቢ ተጋውሑ! እቲ ጨሓም ካብ ቀደሙ በጽባጺ እዩ ነጋ ዓዋን ግን ብሓቂ ቁምነገር ዘለዎ ይመስለኒ ኔሩ ሕጂ'ውን ግን ይቕሬታ ሕተቱ ማይ ኣይሓለፎን ብሓቂ ንስኹም ክልቲኹም ንተጋሩ ኣይትምጥንዎምን።

  • @haileabisaq8956
    @haileabisaq8956Ай бұрын

    ብሓቂ ነዚ ከም ኣጀንዳ ኣምጺኩም ክትዛራረቡ።

  • @solyanasolyana4982
    @solyanasolyana4982Ай бұрын

    Natna menint wen kibur eu natna tmnyu enber natkum aytmnan selam kelikumna ws ente elkum tksrsmu kondafat

  • @user-tj8ou6pg7u
    @user-tj8ou6pg7uАй бұрын

    ከዳዕ ክዋረድ ኣለዎ! በልዎ ነዚ ድርባይ!!!

  • @Bahgi_
    @Bahgi_Ай бұрын

    Amanuel Alemayoh, your reaction to what Amanuel Isayu allegedly said, is to harish I think.

  • @iseyasaman1279
    @iseyasaman1279Ай бұрын

    Ahaaaaaaa wey tgrawot. Hekom aba aiom tgraway aytamen zblu abotatna.

  • @AnnoyedBoardGame-qp4du
    @AnnoyedBoardGame-qp4duАй бұрын

    ኣይ ትናኸሱ ከም ኣሰና ገሩ ንትግራይ ዝሓገዛ የለን።

  • @SabuTedi-dl6du
    @SabuTedi-dl6duАй бұрын

    Ananial da Abe gonkum endu neru telamat

  • @user-fn5gv7xi8r
    @user-fn5gv7xi8rАй бұрын

    ኣትተሃወኹ ከም ኣዘራረብክሞ ምሓሽ

  • @user-gi4gv9mv7d
    @user-gi4gv9mv7dАй бұрын

    ጀጋኑ

  • @Tigrai-2016
    @Tigrai-2016Ай бұрын

    ክልተ ዓሻሹ ገዓት ይኳለሱ ዶ በለት ማዘር።ባሃማት ዘረባ ረኺብኩም ዲኩም?

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691Ай бұрын

    “ጋንግ 15” ኢልካ ትገልጾም መምህራንካ ምዃንካ አይተረስዕ!!!

  • @shewaasfaha546
    @shewaasfaha546Ай бұрын

    Tntani eye bhali kone elka abmngoziklte hzbi hawi ktagud tentani yebleka intekoyns natka feltet fltetna aygbero kabzi nlaeli donkurna yelon

  • @sabatadesse-lee618
    @sabatadesse-lee618Ай бұрын

    You are fine and Eritreans cannot take criticism individually or as a group. They feel entitled.

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148Ай бұрын

    Ya demena tselaina agame iyu if you like or no

  • @user-td4ju6ge8z
    @user-td4ju6ge8zАй бұрын

    Emo yelen misakum kinzareb time yelen saebiya gigina esu sebay ey atum komalat agame kidu dea

  • @user-bx4ot2vg6d

    @user-bx4ot2vg6d

    Ай бұрын

    Ata wodeza gahba terwe bushty agame Ade geganu eyu menkegnatt serake wodeza fagnatura

  • @MebreLab
    @MebreLabАй бұрын

    ክላ ደናቑር! ተሎ ኣልዕልዎን ኣርምዎን!

  • @andebrhangebremariam5040
    @andebrhangebremariam5040Ай бұрын

    ነጋ ከምኡ ድማ ወዲ መረሳ ጌጋ እዩ እቲ ዝበልኩሞ ደጊምኩም ስምዑዎ መን ዩ ከምኡ ኢሉ

  • @eyobhagos3249
    @eyobhagos3249Ай бұрын

    ብትኽክል

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949Ай бұрын

    Kla gohafat kabakum zedenqur seb haliyus Eritrewweyan denqur eiyom teblu

  • @user-rv9mv3pz1q
    @user-rv9mv3pz1qАй бұрын

    I don't agree with you guys. ASSANA He is respectful man who always defends Tigray. My suggestion to you guys, at times people they lose their ability to process the word as a whole unit. Please try to clarify with Assana before you try to paint him. As such as against Tigray identity and integrity.

  • @gualtigray9958

    @gualtigray9958

    Ай бұрын

    Well can’t he not defend himself. He said what he said in public so I don’t see a problem them responding in public. I don’t understand the outrage Tegaru showing to defend Emmanuel this much. His great deed doesn’t give him a pass to make mistakes! Whatever the case he can explain himself what he meant plus those two individuals are responsible to what they said. I simply respect their view

  • @user-qc5px2vh8k
    @user-qc5px2vh8kАй бұрын

    1000 Giza ente kone hiyaway aytiemen tigraway

Келесі