No video

መርቕኒ - ኣበባ ተስፋይ (ሚዘር) ሓድሽ ደርፊ ትግርኛ - Abeba Tesfay (Mizer) - New Tigrigna Music 2022

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 617

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn Жыл бұрын

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ተጋሩዋይ እንኳዕ አብፀሐና ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ዓወት ንትግራይ ዓወት ንTDF ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ♥️💛🙏 ንቅዱስ ዳዊት ዝሃበ ሓይሊ ንቅዱስ ሰለሙን ዝሃበ ጥበብ ይሃብኩም ተጋሩዋይ ብዓድን ብበረካን ዘለኩም

  • @mikialenguse3832

    @mikialenguse3832

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @meaza7313
    @meaza7313 Жыл бұрын

    ደስ ዝብል ስራሕ ጓል ዓደይ ቀፅልሉ እንብር ሚዘር ብዓዎት ተመለሲ ምስ ብፆትኪ 💊❤️

  • @meseretmeseret3654

    @meseretmeseret3654

    Жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ዝያዳይይይይ ደስ ዝብል ስራሕ ጓል ዓደይ

  • @user-bp5ye2rh6f

    @user-bp5ye2rh6f

    Жыл бұрын

    ኣስይይ ዛሓፍተይ ትግራይ ትስዕር💘💘🌹🌹🌹🌹💊💊💊💊💊💊

  • @user-qo3sp5dy7v

    @user-qo3sp5dy7v

    Жыл бұрын

    ደሰ ዝቢሊ ስራሕ እዩ

  • @VipVip-qh8er
    @VipVip-qh8er Жыл бұрын

    ካብ ናትና መርዓ ትግራይ ትዓቢ ኢልና ምስ ሕፁየይ ብሓደ ተዓሊምና ንጋደል ኣለና! ተጋዳሊት ኣበባ ተስፋይ /ሚዘር/

  • @tirhasmichael614
    @tirhasmichael614 Жыл бұрын

    ተጋረዋ ዘይ አድኩም እኩም ረኪብኩም ኣምላኽ ትግራይ ባዕሉ ይኽሓስኩም❤♥

  • @tsilove5031

    @tsilove5031

    Жыл бұрын

    Bravo

  • @yosefyinadu4283
    @yosefyinadu4283 Жыл бұрын

    በጣም የማደንቃት የትግራይ ባህላዊ ዘፈን ተወዛዋዥ ጀግኔት በጣም ነው ደስ ያለኝ ድል ለጭቁኑ የትግራይ ህዝብ

  • @vjr7453

    @vjr7453

    Жыл бұрын

    ብትግርኛ ዘይትፅሕፍ ትግርኛና ዘኹርዕ💪💊 ዘሐብን💊💪 እምበር ዘሕፍር ኮ አይኮነን

  • @trhasgebre7581
    @trhasgebre7581 Жыл бұрын

    ሚዘር ሓፍተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ጅግና 😍😍😍😍

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 Жыл бұрын

    አጀኪ ሚዘረይ ዋዕሮ ጀግና ፅብቅ ስራሕ ዩ ቀፅሉሉ

  • @user-zq9td2lp8r
    @user-zq9td2lp8r2 ай бұрын

    ጀጋንና❤ወድነይ ከላሊ ቀላሕላሕ ተበልኩ ወይከ😢ንፅበለና ሐዚ ውን ብተስፋ ምስህልዋት ይገበረለይ ዝወድነይ👏

  • @user-qk1ji8zw9w
    @user-qk1ji8zw9w Жыл бұрын

    እንበር ሚዘር ዋዕሮ ትግራይ❤

  • @ove6164
    @ove6164 Жыл бұрын

    ሚዘር ጅግኒት እንካዕ ብሰላም መጻኪ👸🏻😍🥰🥰 ዓድናን ሰብናን ካብዚ ምዓት ዘዕርፈሉ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🙏💛❤

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    ዋዕሮታትና ጀጋኑና ብዓወት ትመለሱ መን ከማኹም💪💪💊💊💊💊💪💪💪💪💊💊💊💪💪💊💊💊💊💊💪💪💊💊💊💊💊💪💪💪ንዓኹም ሕዝና ንኾርዕ እወ ደረትና ነፍሕና ፈጨጭ ንብል💊💊💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💪💪💪💊💊💊💊

  • @tofamedia4989
    @tofamedia4989 Жыл бұрын

    ተባዕ ጀግኒት ሚዘረይ ብዓወት እስኪ ተመለስለይ ምስ ብፆትኪ 🥰💊💊🥰🥰🙏

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 Жыл бұрын

    እንካኦ ብሰላም መፃእኪ ዋዕሮና 😍 እንካዕ ንበዓል ሓድሽ ዓመት ብሰላም አብፅሐና ተጋርዋኒ እዚ ዓመት ህዝብና ካብ ፀበባ ዝወጽሉ ዝዕወተሉ ዓመት ይኩነልና ርሕስ በዓል ሓድሽ ዓመት ይኩነልና 😍😍😍💛❤💊✊

  • @kidanetesfay2916
    @kidanetesfay2916 Жыл бұрын

    ፅቡቕ ስራሕ እዩ ዋዕሮና! ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና።

  • @selukiros4887
    @selukiros4887 Жыл бұрын

    እስይይ ሚዘረይ ጀግና ብዓወት ይምለስኪ ምስ ብፆትኪ ትግራይ ትስዕር

  • @user-jk7dh9mr7w
    @user-jk7dh9mr7w Жыл бұрын

    ዋውውውው ኣብተይ ብዓወት ትመለስ ምስ ብፆትኺ ዓወት ንህዝብ ትግራይ ሰላም ፍቅር ንኹሉ❤️👏👏💊💊💊💊💊🌅🌅💊💊💊💊

  • @genikeshi7509
    @genikeshi7509 Жыл бұрын

    እስይይ ዋዕሮና😍😘እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ውፁዕ ህዝብናን ስራዊትናን ይኩን 👏

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k Жыл бұрын

    ዋዕሮ ትግራዊት ፅብቕ ሰራሕ ቀፅልሉ ጀግና ሰላም ንሃገርና ምሕረት ንህዝበና ፈጣሪ አምላክይ አምላክይ አምላክ ሰማይ እፍ ኢልካ አጥፉአዮ እቲ ሰቃይ

  • @hagtlseth4591

    @hagtlseth4591

    Жыл бұрын

    ዋዕሮ

  • @abreshwedase3967
    @abreshwedase3967 Жыл бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ናይ ብዙሓት አርአያ ።WE LOVE YOU ጥዑም ደርፊ

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 Жыл бұрын

    አባባየ ዛመዓረይ ጅግና ዋዕሮ ትግራወይቲ ብዓወት ተመለሱ አምላክ ሓይልኩም የጽናዕዮ

  • @user-bw9sc4ll5s
    @user-bw9sc4ll5s Жыл бұрын

    ብጣዕምእ ደስ ዝብል ስራሕ ዓወት ነቲ ውጽዕ ህዝብ ትግራይ ሰላምን ፍቅሪን ምስ ህዝብ ኤርትራ ካብ ሓውክም ኤርትራዊ

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    ነተባብዐያ ተጋሩዋይ ነዛ ጂግና ዋሕስ ሂወትና✊✊✊✊💛❤💛❤😘😘😘

  • @user-pg9hg2kh5d
    @user-pg9hg2kh5d Жыл бұрын

    አስይይ ምቅራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏❤ ንህዝብና እውን ስለም ይዋርደለና ፈጣሪ🙏❤💊🕊

  • @medhin8187
    @medhin8187 Жыл бұрын

    ፅኑዕ ርገፁ tdfይ 🥰✊

  • @bsi9003
    @bsi9003 Жыл бұрын

    ዋዕሮና ብዓወት ተመለሱልና ሓበስቲ ንብዓት ኣዶ ትግራይ💊💊💊💓💓💓💘💘💘💪💪💪

  • @milihagos2115
    @milihagos2115 Жыл бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃኪ ዋዕሮና ብዓወት ተመለሲ ምስ ኩሎም ብፆትኪ ❤️💛

  • @user-ov9su3ct2d

    @user-ov9su3ct2d

    Жыл бұрын

    ዓወት ምሳኽ ምዘር ጋል ዓባይ ትግራይ

  • @MmMmmm-go3fh
    @MmMmmm-go3fh Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ሚዘረይ እምበር ምዘር ኩሉ ዘጥዕመላ ፅቡቐ ስራሕ እዩ ዛናተይ ዋዕሮ ብዓወት ተመለሲ ጀግንተይ👏💊💪

  • @weaqs5550
    @weaqs5550 Жыл бұрын

    ዋዕሮና ዓወት ንዓን ብፆትክን

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m Жыл бұрын

    ጀግና ከም አቦታታ ዋዕሮታት ከም አዴታታ ሚዘረይ ሽኮሪና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💘💘💘💘

  • @tegatega2836
    @tegatega2836 Жыл бұрын

    ተባዕን ጀግናን ኩሉ እትክእሎ ዋዕሮና ነይ ትግራይ ቀፅልሉ 🧡🧡🧡🧡💖💖💖

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f Жыл бұрын

    ናይና ዋዕሮ ኣቲ መኩሪዕትና💪💪💊💊👈

  • @user-lj1dh5yh9z
    @user-lj1dh5yh9z Жыл бұрын

    በጣዓሚ ደሰ ዘበሉ ሰራሕ ማዛር ጀግና ብዓወት ተመለሲ ምሰ በፅተኪ ❤💛✊

  • @user-ss3nd1qi1u
    @user-ss3nd1qi1u Жыл бұрын

    ፅቡቕ ስራሕ በርትዒ ዋዕሮና💖💪

  • @nebeyatamare5032
    @nebeyatamare5032 Жыл бұрын

    አየና መማረፅ ዘየብሉ መማረፅ ስለ ዝኸነ አየና ናሓርን ንፅናዓ ❤❤💛💛🙏🙏🙏

  • @user-tk6zl9ol8y
    @user-tk6zl9ol8y Жыл бұрын

    ሚዘረይ ሚዘር ትግራይና ኣበባየይ ኣበባ ዓድና ድምቅቲ ወርቂ ቀፅልሉ ዛናትና ዋዕሮና 😘♥️

  • @user-yd7er8fu7o
    @user-yd7er8fu7o Жыл бұрын

    ኣቢየ ማዓሪተይ ክፈትወኪ ኡፈየ ጓል ነይ ብሰላም ተመለሲ ምስ ምሉእ ብፆትኺ

  • @hayat3375
    @hayat3375 Жыл бұрын

    ጅግና ጓል ጆጋኑ ሓሪና ዘሐረነት

  • @marthatezera
    @marthatezera Жыл бұрын

    ጀጋኑ ያሕዋትና ማርያም ኣክሱም ፅላሎታ ታወድቀለኩም ሰላምና ያምፀለና🙏❤❤🥰🇨🇳

  • @salamdaraje5154

    @salamdaraje5154

    22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤1

  • @user-rl9xy4es7y
    @user-rl9xy4es7y Жыл бұрын

    ጓል ትግራይ ሽኮር ብዓወት ተመለስ ምስ ብፆትኪ 💊♥

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    ሚዘረይ ዋዕሮና💙💙እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ብልፅተይ ትግራይ ትዕወት💓💛💓💊💊💪💪💪💪💪

  • @user-md7ez5ol8e
    @user-md7ez5ol8e Жыл бұрын

    እንበር ሚዘር ዋዕሮና ♥💛✊

  • @titinguse5929
    @titinguse5929 Жыл бұрын

    ምቅርተይ ጥዑም ድምፃ ዛዋዓሮና ተጋሩዋኒ ነተባበዕዮም እባ💊💛❤💉

  • @sofiat3079
    @sofiat3079 Жыл бұрын

    ናይ ጊዜና ዝፈጠራ ዋዕሮ💪💪❤💛❤💥💥💥

  • @kbrabrhane1993
    @kbrabrhane1993 Жыл бұрын

    እታ ትምነያ ሃገረ ትግራይ የርእይኪ ሚዘር

  • @simontsegaygebre4196
    @simontsegaygebre419611 ай бұрын

    1ሚልዮን ሰብ ኣህሊዝቕኩምሲ ደኪዕናዮም ። ሳላ ኣሜሪካ ዲሕንኩም ጻዕዳ ባንዴራ ኣንበልቢልኩም ፈኸራ ይኣክል ሰላም ኢልኩም ዘምሩ።

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t Жыл бұрын

    ብኣማን ሚዘር 💛💛❤️❤️🌼🌼🌸🌸🍀🍀✊✊✊

  • @girmaytesfamichael9680
    @girmaytesfamichael9680 Жыл бұрын

    ጀዋዕሮታ ደቅ ዓደይ ትግራይ ክብሪ ይሃብክን!🙏❤⛱⛱ ጅግና ተጋዳሊት ኣበባ ብጣዕሚ ድስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ!

  • @user-ht1le5mv7e
    @user-ht1le5mv7e Жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮና ፅብቅ ስራሕ😘😘 ❤❤ ተጋሩዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብብዘለክምዎ ይሓልወለይ ❤❤ 2015 ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና 🌻🌻🏵🌻🌻❤❤❤🙏🙏🙏

  • @temesgenaemlak5371
    @temesgenaemlak5371 Жыл бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ትግራይ ቀፅልሉ ደሰ ዝብል ሰራሕ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሰ ህዝቢ ትግራይ ይኩን ትግራይ ትዕወት

  • @rubyruby3703
    @rubyruby3703 Жыл бұрын

    ኣቡየይ ማዓረይ ብሰላም ብዓወት ተመለሲ ምስ ቡፆትኪ ሚዘረይ ዋዕሮ ናብ ሜርየት ዓድኺ

  • @chilaasayime
    @chilaasayime Жыл бұрын

    ኣቲ ጅግና ከማኺ ዝበላስ ይብዘሓልና። እንኳዕ ናትና ኮንኪ።

  • @raheltesfai9373
    @raheltesfai9373 Жыл бұрын

    ሺኮር ቃልስኪ ንሃገረ ትግራይ ይኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏💯

  • @zeababrha6774
    @zeababrha6774 Жыл бұрын

    ሚዘር ጀግና ተጋዳሊት ፅቡቅ ስራሕዩ ቀፅልልሉ

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 Жыл бұрын

    ሚዘረይ ተካኢት ማርታ ዋዕሮና ትግራይና

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 Жыл бұрын

    ሚዘረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ጀግና ሓፍተይ ናተይ❤️💛❤️💛

  • @user-zd3yi1pm1b
    @user-zd3yi1pm1b Жыл бұрын

    ፎቲናዮ ኢና ሚዘር ጅግና ዋዕሮና

  • @yonasmisgna7170
    @yonasmisgna7170 Жыл бұрын

    ኣብየ ዋዕሮና✊🐅🐅🐅 እንካዕ ብሰላም መፃክና. ዝድምፂ ኡዙይ ዝጎሮሮ ኡዙይ ሕዝክስ ኣበይ ዳኣ ታሓብእክና ነርኪ✊✊💛❤

  • @michotturuneh3814
    @michotturuneh3814 Жыл бұрын

    ዋዕሮና እንኳዕ ብሰላም መፃክልና ኩሉ ዝተዓደልኪ ኩሉ ዘጥዕመልኪ እንኳዕ እኳ ናትና ኮንክን ኩልክን ዋዕሮታትና ዓወት ሓፊስክን ብሰላምን ብፍቅርን ኣብ መሬትክን ኡፈይ ኢልክን ትነብራሉ ሓድሽ ዘመን ይግበረልክን ኩሪዕክን ዘኩራዕክናና ክብሪ ንዓክን ጀጋኑና 💪😘🙏💛❤

  • @user-ih3ks1iz4j
    @user-ih3ks1iz4j Жыл бұрын

    ደስ ዝብል ስራሕ ኢዩ ጓል ዓደይ ቀፅልሉ እንብር ሚዘር ብዓዋት ተመለሲ ምስ ብፆትኩ💊💪 ትግራይ ዓዲና ሰላም ይገበረና ፈጣሪ እንኳዕ ኣብፀሐኩሙ ተጋሩዋይ🌻🌻🥀

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 Жыл бұрын

    Jegnit haftina gual ezom weyenti bertie edme mis tiena temeniyelki fetari mis kulukum yukun amen tigray tiewet tigray tisier 🙏🏽👍💪

  • @xdggg9171
    @xdggg9171 Жыл бұрын

    ማህፃነ ኣዶ ትግራያ ይለምለም ክንደየ ጀጋኑ ተፍሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሓ 👌👌👌💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💪💪💪💪💪💑💑💑💑💑💑💑💑💑💑💑

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 Жыл бұрын

    ዋዕሮ ሓፍትና ፅቡቅ ስራሕ ንበርልና🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊ሓድሽ ዓመት ካብዚ ፀበባ ልወፅእሉ ይኹን ልህዝብና

  • @user-fh6hx9ow4p
    @user-fh6hx9ow4p Жыл бұрын

    ኣስይይይ ኣሰይይይ ኣታ ደስስስ ክብላ ዞን ጀጋኑና ያዒስስስስ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኒዚ ተግባራዊ ጅግንነትክን ዝገልፅ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብዚሪያኹም ይኹን ጀጋኑና✊✊✊✊💪💪💪💪💛💛💛💛💛💛🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼

  • @merigaltgray7771
    @merigaltgray7771 Жыл бұрын

    ዋዉ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ዋዕሮና ቀፅልሉ ብዓወት ተመለሲ ምስ ብፆትኪ 🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪

  • @selamabrha7127
    @selamabrha7127 Жыл бұрын

    ወላድተይየ መርቅኒ ሚዝየይ ማዓረይ💘💕♥😘

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Жыл бұрын

    ዋዕሮና ቀፅልሉ ብሓቂ ደስስስ ባሃሊ 👌💪💊💪

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰ኣስይይይይ ኣቤተይ ሸኮር ዋዕሮ ኢኪ ኮ ፅሪተይ ❤️❤️🥰🥰🥰🥰 እንቃዕ ትምኒትኪ ሰመረ ❤️❤️🙏🥰🥰🥰 ዓዲና ሰላም ምስከነትና ሓደ ቪዲዮ ኣለኪ እዩ ምሳይ ቃል ዝኣተከዮ ብፅብቅ ግዜ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 Жыл бұрын

    ሐይልኹም ሐይሊ ዳዊት ይኹን T❤D💛F ✊ ዋዕሮና

  • @acsbhgwfshsg9792
    @acsbhgwfshsg9792 Жыл бұрын

    አሰይ ዋዕሮ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @sisayalem6154
    @sisayalem6154 Жыл бұрын

    ተዓወቲ ዋዕሮ ትግራይ 👍👍👍👍👍👍👍

  • @weynigaltigray1998
    @weynigaltigray1998 Жыл бұрын

    ዋዕሮ ጋል ትግራይ ሽኮር ምሰ በፅኦትክይ ብሰላም ትምልሰይ 🙏💊💊💊💊✊️✊️

  • @gebretsadikaregawi
    @gebretsadikaregawi17 күн бұрын

    ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uk5ij7lv2g
    @user-uk5ij7lv2g Жыл бұрын

    ኣቢየይ ዋዕሮ 💛❤️✊

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi Жыл бұрын

    ፅቡቅ መልዕኺቲ ዘለዎ ደስ ዝብል ሙዚቃ ቀፅልሉ TDF ዋዕሮ ሓፍትና😍😍😍😍✊✊✊✊✊💊💊💊💊 እቋዕ ድማ ንሓዱሽ ዓመት አብፀሐኩም ዋላ አይከሰብ ኩሉ ክሓልፍ'ዩ ንአኹም ሒዝና

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 Жыл бұрын

    ዋዉ ደስ ዝብል ሚዘር ሽኮር 💙

  • @mihretamare8095
    @mihretamare8095 Жыл бұрын

    ደስ ዝብል ስራሕ ሚዘየይ ዋዕሮ❤️❤️

  • @bibiagame9923
    @bibiagame9923 Жыл бұрын

    ሚዘረይ እንኳዕ ብሰላም መጻኪ ጽቡቅ ስራሕ እንታይ ክወጾ ምስ ህዝብና ይኹን ቲ ሎዑል ፈጣሪ ተጋሩዋይ❤️⭐️💛🥺ፍትው እየ ዘብለኩም🥺❤️

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 Жыл бұрын

    ኣምበሳ ጏክቷም ጀጋኑ ፅቡቅ ድምፂ ኣለኪ ዋእሮ ትግራይ

  • @zenunegash6080
    @zenunegash6080 Жыл бұрын

    ኣበባየ ዕድመን ጥዕናን ንዘልኣለም ነኣኺ ንምነየልኪ ኩልና ኣብ ዲያስፖራ እንነብር ደቂ ትግራይ ኣጆኺ ዋዕሮና ሽሕ ዓመት ንቤረልና ኩልና ተጋሩ ምእንታን ክምችወና ንበርልና ንበርልና ንዘልአለም ክንዕወቲና ተጋሩ ኣብቃልሲ ኣብ ሃገር ኮይንኩም ትኳሽሕ ንዘለኹም ጀጋኑናን ዋዕሮታትናን ንሕናዉን ኣብደገኾይና

  • @AAa-fx8tw
    @AAa-fx8tw Жыл бұрын

    ኣብየይ እንካዕ ድሓን መፃኪ ምዓረይ ብዓወት ተመለሲ ዋዕሮየ

  • @dfdf851
    @dfdf851 Жыл бұрын

    ሚዘር ሓፍተይ የኔ ቆንጆ ጹቡቅ ስራሕዩ ቀጽሉሉ ❤💛😍

  • @GfGx-lm4mw
    @GfGx-lm4mw10 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ትግርይ ጥዑም ደርፊ

  • @salamgebrimaden7471
    @salamgebrimaden7471 Жыл бұрын

    ብዓወት ተመለስ ጂግና ጓል ጀጋኑ ትግራይ ትስዕር

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Жыл бұрын

    በርትዒ ተጋዳሊት ኣበባ( ሚዘር) ብጣዕሚ ጡዑም ዜማን ወቕታዊ ግጥምን እዩ ቓፅልሉ ልዋ ኢኺ ልዋ ይበል ይበል::

  • @roozroozy6793
    @roozroozy6793 Жыл бұрын

    ኣሕሕሕሕ ዋይኣነ ጋል ኪሮስ ምሓዝተይ እንትካሽሓስ ኣነማ ኣብዝይ ትዓፅዩ ኣለኹ ኣጅኺን ዋዕሮታት ኣሕዋትና ዓወት ንህዝብናይ ስራውትናይ ውድቀት ንፀላእትና ትግራይ ትስዕር💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    ጓል ሪመይ መክሸይ ክፎተክኮ ኣቤዋይ ዛመዓረይ ድምቅቲ ዋዕሮና ብዓወትን ብሰላምን ተመለስልና ምስኩሎም ብፆትኪ ዛናተይ ብኣኩም ኮሪዕና ተጋሩዋይ ደቂ ወይነይ ዓወት ንዓኩም❤💛❤💛❤💛✊✊✊✊✊😘😘😘😘😘

  • @esaiasgebre3582
    @esaiasgebre3582 Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዋዕሮታት ደቂ ትግራይ

  • @bitigaltigray6116
    @bitigaltigray6116 Жыл бұрын

    ደሰ ዝብል ሰራሕ ጋል ዓደይ ቀፅልሉ ሚዘር ብዓወት ተመለሲ ምሰ ብፃትኪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጅጋኑ🙏🙏💓💓💓💊💊💊💊💊

  • @demey8881
    @demey8881 Жыл бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ🌹ብሰላም ተመለሱ TDF🥀🥀

  • @hhjj6903
    @hhjj6903 Жыл бұрын

    ዋው ቀፅልሉ ኣቤየ ሙቁሪቲ

  • @fgfy8246
    @fgfy8246 Жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 💪💪💪💊💊💊

  • @adedatafayjgfgkhg2557
    @adedatafayjgfgkhg2557 Жыл бұрын

    ሚዘረይ ጀግና ሰላም ኪ ይብዛሕ ብልፅቲ ዊዕሮ

  • @ksugaltgray5733
    @ksugaltgray5733 Жыл бұрын

    ኣሰይ ዋዕሮ ጋል ትግራይ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ማዓረይ♥️♥️♥️🥀🥀🥀🥀

  • @jvhjhuruu2363
    @jvhjhuruu2363 Жыл бұрын

    ጀጋና ጓል ትግራይ አልና አብ ጎንኪ👊👊👊👊👊💖💖💖💖💖💖💖💖አበይ ቅፅለሉ💘💘💘💘💘

  • @tesfayohannesretta5604
    @tesfayohannesretta5604 Жыл бұрын

    Good job 👏. Proud of you 👏 ❤

  • @AaAa-xz4bz
    @AaAa-xz4bzАй бұрын

    አቢተይ ምቅርተይ ዋዕሮይ ❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @mmn2791
    @mmn2791 Жыл бұрын

    ሚዘረይ ዋዕሮ✊❤️💛❤️

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 Жыл бұрын

    We never give up tdf 🦁🥰💊💊💪✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 Жыл бұрын

    አቤ ዋዕሮ ሓበስት ንባዓት ይበል ስራሕ ብዓወት ተመለሲ

  • @uru4yrhf74
    @uru4yrhf74 Жыл бұрын

    እዉይ ትዕድልቲ ትግራዋይቲ ብምኻነይ ይኸርዕ በኒይ እዩ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

Келесі