No video

መርሓባ ናጽነት ኤርትራ!

Join this channel to get access to perks:
/ @alenamediatv7443
ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean KZread channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
alenamedia.org...
#TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

Пікірлер: 93

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    Merhaba for dear Alena after long time I hope will continue coming from now on till we be back home. Thanky.

  • @demhai4560
    @demhai45602 ай бұрын

    But you were slided back for some time during “ዘበነ ትግራይ ትዕወት”

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ቕድሚ 300 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓራይ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ኤህህ ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን

  • @godsheknows3792

    @godsheknows3792

    2 ай бұрын

    so wHat

  • @dehabtesfamariam9052
    @dehabtesfamariam90522 ай бұрын

    ❤🇪🇷❤🙏🙏🙏👍

  • @abrahamkahsai3692
    @abrahamkahsai36922 ай бұрын

    Thank you so much Alena.

  • @somebodythatcares
    @somebodythatcares2 ай бұрын

    ከምዚ ዓይነት ተቃዎማይ ይብዛሕ::

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile72962 ай бұрын

    That is a great idea ❤❤❤

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler4642 ай бұрын

    Tegadalay Redie Mehari Ayfakikan.

  • @MrKeleta
    @MrKeleta2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍proud

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad77132 ай бұрын

    Mahaba Natsinet Eritra11×❤❤❤

  • @EthiopiaAbraham
    @EthiopiaAbraham2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BereketBrhane-jn5di
    @BereketBrhane-jn5di2 ай бұрын

    Lomi lebimka ❣️

  • @amanuelcumbay
    @amanuelcumbay2 ай бұрын

    ንዓመታት ንእስነትካን ኣካላትካን ዘወፈኻላ ሃገር ብምኽባርካ ፡ ኣገናዕ እናበልኩ ፡ እንኳዕ ብሰላም ኣብዚ ክቡር በዓል ኣብጸሓና ።👉🇪🇷👈

  • @amanuel822
    @amanuel822Ай бұрын

    Tefikana abona Redie..nay kedem tarik amxalna please

  • @akberetegziabher7429
    @akberetegziabher74292 ай бұрын

    አንታ ለኽባጥ ሐሳዊ ቢዕራይ ሕፍር ፡😮😮

  • @lueldebase1653
    @lueldebase16532 ай бұрын

    እቲ ቃልሲ ዝነበርካሉ እዩ ክሳብ ክንደይ ከቢድ ዋጋ ከም ዝተከፍለሉ ብሓቒ ምዝራብካ ጹቡቕ እዩ.

  • @EthiopiaAbraham
    @EthiopiaAbraham2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏼❤️♥️🤍

  • @user-ey4rj5fm7g
    @user-ey4rj5fm7g2 ай бұрын

    ንሱ እዩ እቲ ሓቅ ኣቶ ረዲ ኣብ ሞንጎ ግን ሸተ ት ኢላትኩም ጸኒሓ ናብ ትግራይ ትዕወት ገጽኩም ኡሞ ኡንቃዕ ዳሓን ተመለስኩም

  • @fishyouhans1509
    @fishyouhans15092 ай бұрын

    ከምዚ ክትብል ኢና ንጽበየካ ነርና ቀጽሎ ሰብ ሓደ ግዜ ኢዩ ዝመውት መዋእልካ ዝተጋደልካሉ ብስሚዒት ቁልቁል አፉ ደፊኢኻልሉ ነርካ ሕጂ ኸአ አይረፈደን እሞ ቀጽሎ

  • @eteneshtesfatsion5879
    @eteneshtesfatsion58792 ай бұрын

    No Shem how are you to tell us abut this

  • @kiflomtesfahannes7366
    @kiflomtesfahannes73662 ай бұрын

    Bravo bravo radie bravo kemu bel ato redi

  • @khtt8663
    @khtt86632 ай бұрын

    Hasawi hiji entay terekibu tgray tiser tbl zneberka Amselu kemalan wedikemakan eye

  • @HabtemariamG
    @HabtemariamG2 ай бұрын

    Hello underground reptilian hgdef😅😅😅😅😅

  • @Menace974
    @Menace9742 ай бұрын

    Kemaka ybizhulina

  • @Hadgembus
    @Hadgembus2 ай бұрын

    ገስረጥ ግብረሶዶም

  • @somebodythatcares
    @somebodythatcares2 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Berhaneshekey
    @Berhaneshekey2 ай бұрын

    Hatilka hhhh

  • @yosufalahad103
    @yosufalahad1032 ай бұрын

    እም አበይ ድአ ነርካ ስጋብ ሎሚ ሕጂዉን እንኳዕ ናብ ል ልብኻ ተመለስካ ህ ግ ደ ፍ ሓዳግ ገበረ ረሳዒ አይኮነን

  • @askaluugbaghebriel3329
    @askaluugbaghebriel33292 ай бұрын

    Iway nmejemrta lomi tibuq kizareb semieka ablibka temeliska adikan hizbkan mikbar kibret iyu

  • @terhasgebrhwet4558
    @terhasgebrhwet45582 ай бұрын

    Eway kbklte melhas yedhnena anes btami kabtom zednkom zneberku eyu hji gn aygdnn hasawi fooooo malti barnet edyu etom zkefelula da nana ktemena ember ksded aytefeun

  • @Hoppfull
    @Hoppfull2 ай бұрын

    😮😮😮😮😮😮😮 ayyy aya redie nab haseme temelska zigerim eyu 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮 mis weghe si nidhrit temeliska zegerim eyu

  • @rigatkifle342
    @rigatkifle3422 ай бұрын

    You just brean Brendee

  • @AlgaTekle
    @AlgaTekle2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi47472 ай бұрын

    ናጽነት ዘይብሉ ህዝቢ.... ናጽነት ከብዕል ድከቱ እንተሰተየ.... ዝኽትምንኡ ዘመላኽት ዩ።

  • @hailuweld
    @hailuweld2 ай бұрын

    ኣብ ዓዱ ከሎ መዓር መዓር እንዳማቱ ዝናፍቅ የለን ረድእ

  • @user-co8zh4wy1t
    @user-co8zh4wy1t2 ай бұрын

    ገጽካ ትራሓቅ እዚ ኩሉ ትምድሮ ዝነበርካ ረስዕካዮ ላሓሲ ዝኾንካ ሰብ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle21972 ай бұрын

    ረድእ መሓሪ ፡ ብዕድመ ምን ኣሰይ ኢኻ ኢለ እግምት ፡ ብዝኾነ ግንቦት 24 አርትራ ናጽ ዝወጽትሉ ዕለት ምዃኑ ሓቂዩ ፡ኣብ ጽባሕዚ ሓርነት አርትራውያን ተጨውዩ ፡ ኣሽሓት አርትራውያን ዝተሰዉኡሉ ፡ ሻዕብያ ብዘይ ሕገ -መንግስቲ ፡ ኣብ በረኻ ዘማዕበሎ ኢዲሞክራሲያ ባህሊን ኣካይዳን ንህዝቢ አርትራ ንባርነት ኣቃሊዑዎ ። እቲ ዝኽሪ ናጽነት ክበዓል ኣለዎ ፡እቲ ኣበዓዕላ ግን ብሰላማዊ ሰልፊ ፡ ዝተጨውየ ሓርነትና ኣብ ቦታኡ አመለስ ፡ እሱራትና ይፈትሑ ፡ አርትራ ብሕገመንግስቲን ፡ባይቶን ትገዛእ ዝብሉ ጭርሖታት ኣሰኒኻ ክበዓል ኣለዎ ፡ኣብ ክንዲ ጓይላን ዳንኬራን ህግደፍ ፡

  • @younesabdullah6564
    @younesabdullah65642 ай бұрын

    ዓስቢ ናጽነት ን'ኤርትራዊ ማእሰርቲ፡ ስደት፡ ሞት፡ ከርተት።

  • @berhanekidane6107
    @berhanekidane61072 ай бұрын

    ነፃነት ኤርትራ ዝኸሓደ ሰብ ዘሎ ኣይመስለን እዚ ዝሰምዖ ዘለኹ ኣተሓሳስባ ግና ሓድ ግዝየ ሻዕብያ ኹሉ ግዝየ ሻዕብያ እዩ ዘስምዕ ።ምሉእ መሰል'ውን ኣለካ።

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ2 ай бұрын

    💖💖💖💖💖

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal2 ай бұрын

    ነነሳዕ ኣይንደናገር፦ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ በቶም ኽቡር መስዋእቲ በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ኤርትራውያን እምበር፡ ብሽግራትናን፡ በቲ ሰጣይጣና'ውን ኣዕናውን ባህርያት ጋኔን ሃሎን ባሮቱን ዝግለጽ ኣይኮነን።

  • @user-pj8mn8pr6h
    @user-pj8mn8pr6h2 ай бұрын

    Thief shout up you are confused

  • @kiflomtesfahannes7366
    @kiflomtesfahannes73662 ай бұрын

    Heje nabotatka meselka

  • @yonasteclebrhan
    @yonasteclebrhan2 ай бұрын

    Wela anda kefelukum zeythlfuwo

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ኣየ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ኣያ ረድኢ ምስ ፈተውትካ ኣይትቃያየም ! ዘጸለሙኻን ዝሓመዩኻ ኪዕብናዮም ኢና ! መንፈስካ ሼጥካ ንህግደፍ ኣጀንዳ ጌጋ ኣይተሕዝኑና ኣያ ሓቀኛ ንዘልኣለም ዩ ዝገብር ! ክጋደልየ ዝበለ ኣምላኽ እምነት ዝኣምን !

  • @Ti-hy3pl
    @Ti-hy3pl2 ай бұрын

    ናጽነት ረኪብካ? እሞ ናብ ኤርትራ ኬድካ ዘይትነብር? ባርነት ብሽምግልና ክንደይ ይከፍእ:: ቦግ በል ሰብ ትመሰለኒ ኔርካ::😂😂😂😂😂😂😂

  • @teklaybrhane7717
    @teklaybrhane77172 ай бұрын

    ሰላም ኣለና ሚድያ። ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወኻ ዝያዳ መብርሂ ወይከኣ መኣረምታ ዘድልያ ነጥቢ ኣላ። ናጽነት ኤርትራ ንምጉንጻፍ ኣብ ዝተኻየደ ጉዕዞ፡ ኩለን ኣውራጃታት ብማዕረ ኣሃዝ ብምስታፍ እየን ዓወትን ናጸነት ሀገርን ጋህዲ ገይረን ንዝበልካዮ፡ ተስፋ እገብር እዚ ንኽትብል ኣብ ዝተጨበጠ መዛግቢቲ ተውኪስካ ንኽትከውን። ካብኡ ብዝተረፈ ግን፡ ዋና ጸሓፊ ነበርን ግዚያዊ ፕረሲደንትን ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ዞባ ደቡብ ብዝያዳ ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ከምዝተሃሰየ ምዃኑ ኣሚኑ ኣብ ዝተዛረበሉ፡ ብኣንጻሩ እዚ ዝበልካዮ ኣእዛነይ ኮር ኣቢለን ኣብ ዝሰምዓሉ ክኣምና ኣይከኣላን። ኩለን ኣውራጃታት ዝተሳተፍኦ ኢልካ ኣቕሪብካዮ ነርካ እንተትኸውን ቅቡል እዩ፡ ብቑጽሪ ግን ብማዕረ ገርካ ንኸተቕርቦ ካልእ እንተተረፈ እውን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ዘይስነሞጎታዊ እዩ። ከም ናይ ሚድያ ትካል ከኣ እዚ ኣቕሪበዮ ዘለኹ ሓሳብ ናይ ምብርባር ሓላፍነትካ ምዃኑ ከምዘይትዝግዖ ኣይጠራጠርን። ርሑስ በዓለ ናጸነት ይግበርልና።

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal2 ай бұрын

    መዓልቲ ናጽነት ደንበ ፍትሒ'ውን፡ ኽንውንኖን ብዕሊ ክነብዕሎ'ውን ይግባእ። ነዚ ሓሳብ ዘየእንግድ ናይ ፍትሒ ተቓላሳይ ምዃን'ሲ ይትረፎ፡ ኤርትራዊ ክበሃል ከማን ኣዝዩ ኣሽጋሪ እዩ።

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ2 ай бұрын

    ባዓል መትከል ❤❤❤

  • @burnlies
    @burnlies2 ай бұрын

    ኣብ ሞንጎ ተቓለስቲ ንፍትሕን ሕግን ኤርትራውያን ናይ ሓሳባትን ትርጉምን ናጽነት ኣገላልጻ ኣፈላላይ ክህልዎም ይኽእል 'ዩ. ንገሊኡ ናጽነት ኤርትራ ኢሉ ክገልጾ ዝኽእል ምሉእ ዘይጎደሎ ዝኾነ ሓደ ዜጋ ኣብ ሃገሩ ክረኽቦም ዝግብኦ መሰረታዊ ሰብኣውን ሕጋውን መሰላት ወዲ ሰብ ጥራይ ክኸውን ይኽእል. ንገሊኡ ድማ ናጽነት ማለት ሓንቲ ሃገር መሬታን ህዝባን ብፖለቲካውን ሕጋውን ጸጥታውን መሬታዊ ዶባቱ ብወግዒ ኣብ ዓለም ብሕጊ ዘረጋገጸን ኣፍልጦ ዝረኸበን ነጻ ምምሕዳር ልኣላውነት ዘጠቓለለ ክኸውን ይኽእል 'ዩ. እዚ ኣገላልጻ እዚ ንገሊኡ ዘየዕግብ ክኸውን ይኽእል 'ዩ. ከመይሲ ነቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ መሰረታዊ ረብሓ ህዝቢ ሓንቲ ሃገር ዘየውሕስ ናጽነት ትርጉም ኣልቦ ናጽነት ወይ ዝተጨውየን ህዝቢ ኣብ ህይወቱን ናብራኡን ዘየሰተማቕሮን ካብ ቅድሚ ልኣላዊት ሃገር ብሕጊ ኣብ ዓለም ምፍላጡ ዝነበሮ ክብርን ናብራን መሰረታዊ ህይወቱ ዝያዳ ዝኸፍአ እምበር ሓለፋ ዘለዎ ኣዎንታዊ ነገራት ብዘይምስትምቓሩ ናጽነት እንታይ ማለት ድዩ ትርጉም ናብ ዝብል ግብራውን ኣዎንታውን ምላሽ ንምርካብ ብጭቡጥ ክረክብ ይደሊ. ተዘይኮይኑ ጻዕርን መስዋእትን እቶም ዝተሰውኡን ኣካሎምን ዕድሚኦምን ዝወፈዩ ኤርትራውያን ዝገበርዎ ውፉይነት ዝተመልኦ ቃልስን ብኣልማማ ምክሓድ ኣዝዩ ጌጋ 'ዩ. ዋላ እቶም ገለ ሒደት ላዕለዎት መራሕቲ ሰውራ ኤርትራ ዝተፈላለየ ሕቡእ ውልቃዊ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ እንተነበሮም እቲ ንሳቶም ብግዳማዊ ፖለቲካዊ ዕላማ ንሃገራዊ ልኣላውነት ናጽነት ኢሎም ኣብ ቃልሲ ብረታዊ ዕጥቂ ዝመርሕዎ ዝነበረ ተቓላሳይ ተጋዳላይ ኤርትራ ብንጹህ ልቡ ዝቃለሰሉ ዝነበረ ዕላማ ንሃገራዊ ልኣላዊ ናጽነት ኢሉ ምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን. ስለዚ ብሰንኪ ሒደት,ንዕላማን ኣስተዋጽኦን ብዙሓት ምክሓድን ምንሻውን ሞራላዊ ኣይኮነን. ብካልእ ገጽ ከኣ ብግብሪ ኣብ ባርነት ህይወት እናነበርካን ከም ህዝቢ ዘይትውንና ሃገርን ድምጺ ተቓውሞኻ ክትገልጽ መሰል ዘይትረኽበላ ሃገርን እናሃለወትካ ዓመት ድሕሪ ዓመት በዓል ናጽነት እናበልካ ብስም ስውኣት ሽምዓ ምኹላዕእን ከምተረባሕን ተጠቃምን ናጽነት ብስምዒት ምጉያልን ብስም ስውኣት ምዕንዳርን ድማ ካብ ጭቡጥ ኣዎንታዊ ምኽንያታውነት ወጻኢ እትነብርን እትኣምንን ሰብ ትመስል ሰብ ገይሩ ይስእለካ.

  • @faet9285
    @faet92852 ай бұрын

    እዛ ጉጅለ ኣጋንንቲ ባራዩ ሰዲዳ ኣብ ስምዒት ከምንኣቱ ጌራ ንሕና ምስ በራዩ ጥራይ ክንታሃላለኽ'ሞ : ኣብ ፍቖዶ እስርቤታት ክንኣቱን ብኡቢሉ ድማ እቲ ቃልሲ ክቕህም'ዩ ውጥና:: ንቓሕ ብርጌድ ንሓመዱ እዞም ኣብ ደገ ዘለው ውዱቓት ሸለል ኣዘሎም እንተደልዮም ይሳዕስዑ እንተደልዮም የጉርዑ: ምስኦም ክንታሃላለኽ ገንዘብና ግዜናን ሂወትናን ክንከፍል የብልናን:: ገንዘብና ግዜናን ጉልበትናን ኣብ ባይታ ወሪድና ነዛ ጉጅለ ኣጋንንቲ ኣብ ምድምሳሳ ኢና እንጥቀመሉ::

  • @godsheknows3792
    @godsheknows37922 ай бұрын

    don't blame amhara by u problems

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስ ኣፍወርቂ ን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ !

  • @robelg4863
    @robelg48632 ай бұрын

    እቲ ንሳላሳ ዓመታት ልዕሊ ሱሳ ሽሕ ስውኣትን ስንኩላትን ድተኸፍሎ ከነስተማቕሮ እንተድኣ ደሊና እቲ እንኮ መፍትሒኡ ነቲ ጸረ ሰውራን ነጽነትን ኤርትራን ድኾነ ወዲ መድህን በራድ ምውጋድ ጥራይ እዩ መፍትሒኡ። ርሑስ በዓል ናጽነት ኤርትራ ✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💯💯💯

  • @Dermas2024
    @Dermas20242 ай бұрын

    ኣየ ረድኢ መሓሪ ለመጭ! መቸስ ዘረባን ግብርን ከም ኣፍልብን ሕቆን ካብ ዝኾናኻ ዓመታት ኣቁጺርካ ኢኻ። ትማሊ ትማሊ፡ ምስ ከም ብዓል ገብራይን ኣማኑኤል ሓሶናን ዝኣመሰሉ ከድዓት ተጸምቢርካ ጎሮሮኻ ስጋብ ዝልሕትት ‘ትግራይ ትስዕር’ እንዳበልካ ትግዕር ከይዘይነበርካ ሕጂ ትግራይ ዝብላዕ የብላን ኣብ ዝብል መደምደምታ ምስ በጻሕካ፡ መን ከማይ ሃገራዊ እንተበልካ፡ መንዩ ክኣምነካ? ሕሉፍ ሓሊፉካ ኣብ ህዝባውያን መራኸቢታት ወጺእካ 'ብተጋሩ ተጠሊመ' እንዳበልካ ከተስተማስል ተሰሚዕካ። ወይከ ዕሽነትን ሃርገፍገፍን ዘይገብርኦ ዘይብለን! ቅድሚ ቁሩብ ዓመታት ካብቲ ልሙድ ናይ ወረዳ ፖሎቲካኻ ኣብ ናይ ዓዲ ደረጃ ወሪድካ ንከም ብዓል መስፍን ሓጎስ ዝኣመሰሉ ጀጋኑ ብዘይውዓልዎ ከምዘይጠቀንካ ሕጂ ብዛዕባ ብላሽነት ኣውራጃውነት ክትሰብኽ እንተፈተንካ ኣንትርፎ ትዕዝብቲ እንታይ ከይተፍሪ። እንተቲ ነቶም ናይ ቀደም ናይ ክድዓትን ጥፍኣተን መሓዙትካ ብምኽዕባት ንዋይ ምኽሳስካ፡ ነቲ “ንሰራቒ ሰራቒ ይፈልጦ” ዝብል ብሂል ኣበው ዘዘኻክርዩ። ወይከ ምቕናይ ጥዑም፡ ንኺድ ጥራይ ገና ብዙሕ ክንርኢ ኢና!

  • @weredelugano1015
    @weredelugano10152 ай бұрын

    Rede ❤❤

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium10492 ай бұрын

    ማዓልቲ ባርነት፡ ኣብ ስደት ኮንካስ ናጽነት ዝገርም እዩ። I don't think you know the true definition of freedom and dignity of humanity. You fail big time my friend.

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!

  • @ammanberrhaai6912
    @ammanberrhaai69122 ай бұрын

    ሃይ መደብ ከይሳዕረረ

  • @yohannesyemane7180
    @yohannesyemane71802 ай бұрын

    ኣብ ዕብየትካ ግዕዝይና ። ህግደፍ ምድጋፍ መሰልዩ ኢልካዮ ።ቡዙሕ ምተዛረብኩ ግን ይትረፈኒ ።ምስ ሓደ ፎሽካል መርገጺ ኣልቦ ዘረባ ዋጋ የብሉን ። ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ድሕሪ ወርሒ ህግደፍ ክድግፍ ኢኻ ።

  • @merhawigrmay2323

    @merhawigrmay2323

    2 ай бұрын

    ፉሉጥ አዩ ከድካ ናብ አንዳ ጓሓፍ ሓፊረልካ ብድፍረት ክጽሕፈልካ ኣይደልን ግን አዞም ናብ ህግደፍ ዝከዱ ከምዚ ናትካ አንዳበሉ አዮም ጸዲፎም ንስካ ከድካ ገሊኦም ተንኪፎሙኒ ኢልካ ከም ቆልዓ

  • @user-vu3zf3fb4k

    @user-vu3zf3fb4k

    2 ай бұрын

    Tem bel kumal agame

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ኣያ ረድኢ ሓርበኛ ሓደራ ቓልስኹም ዓቅብዎ ኤርትራ ትሳቀ ዘላ ተዋህዶና ዘምሓርሓሩን ኣዝማሪኖን ህግደፍ ሉኡኻት ሳጥናኤል ጠላማት መስሓትያን እዮም !

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ኣያ ኣይትጋገ ቑዱስ ወንጌል ልቃስ ክተምብቡ ይምነየልኩም

  • @GEO.16
    @GEO.162 ай бұрын

    ኣበይ ዘሎ ናጽነት ኢዩ ባርነት ክትብል ዲኻ ኣብዚኣ ብጣዕሚ ተጋጊኻ ወዲ መሓሪ። ናጽነት እንተዝህሉ ዶ ዳኣ እዚ ኩሉ ህዝቢ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ስደትን ውርደትን መዓስከራት ምህልወ። ናጽነት የለን ኣብ ኤርትራ ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39352 ай бұрын

    ብ2004 ኣረጊት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ንመንእሰያት ኤርትራ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ኣፍቂድሎም መታን መንፈሶም ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን ግድንዩ

  • @peacelove7861
    @peacelove78612 ай бұрын

    Eritreans fought for 30 years for independence and were members of the UN 1993.But the Eritrean people still slaves for 33 years. The clan leaders of Eritrean are enjoying themselves.!!!,

  • @tewoldemedhinabraha8513
    @tewoldemedhinabraha85132 ай бұрын

    መዓልቲ ነጻነት ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮነ ኢሳያስ መንበር ስልጣኑ ዝሓዘሉ መበል 33 ዓመት።ስለዚ ኢሳያስ መዓልቲ ስልጣኑ ዘብዕለሉ ኢዩ።

  • @yonasteclebrhan
    @yonasteclebrhan2 ай бұрын

    Yowuhana iseyas

  • @majorgebremeskel4362
    @majorgebremeskel43622 ай бұрын

    Seltene eyu nab hgdf zlkekum zelo eyu

  • @GEO.16
    @GEO.162 ай бұрын

    የሕዋትና ዝጠፍኡ ኢዩ ዘጉህየና ዘሎ ምበር እንታይ ናጽነት ኣሎ ኣብ ኤርትራ።

  • @fitsumtsama1991
    @fitsumtsama19912 ай бұрын

    በዚ ምንሰይ ዘትፋካዮ ተሃታታይ እካ

  • @e.gebremedihen9551
    @e.gebremedihen95512 ай бұрын

    ኤርትራዊ መን እዩ ኣብቲ ትርጉም መብዛሕትና ግየጋ ርድኢት ኣለና እቶም አርትራውያን ኣንጻር መግዛእቲ ቱርኪ ጥልያንን ኣብስንያንን ጀጋኑንን በላሕቲ ኤርትራውያንን ገዲፍካ ኣብዚ እዋን ዘለው አርትራውያን መብዛሕቶኦም ምስ ዝተፈላለየ ዝየጋታት ዝተሓናፈጸን ደርጊ ዘዕበዮምን ኣብ ስደት ኾይኖም ካብ ኤርትራ ክጥቀሙ እምበር ከም ሃገራውያን ንሃገር ክጥቀሙን ዘይኮነስ ኤርትራ ንዕረፍቲ ከይድካ እቲ ኣብ ስደት ዘይትረኽቦ ክብረት ኤርትራ ከይድካ ፈንጣሕ ጣሕ ክብልን ንኹሉ ክግዛእ ዝኽእል ተደምረናል ዝብል እዩ ዘሎ

  • @hailuweld
    @hailuweld2 ай бұрын

    እወ መዓልቲ ባርነት ነጻ እንተ ትከውም እዚ ኩሉ መንእሰይ ኣይምጠፈኤን ዘክታማት ወለዲ ኣይምተረክቡን እዚ ደቁ ዝከፈለ እዚ ሕጂ ዝነብሮ ዘሎ ኣይምነበረን ኣብ ስደት ከርተት ኣይምበለን ሀገር ከመሓድሩ ዝክእሉ ኣይምጠፍ ኡን

  • @robelg4863
    @robelg48632 ай бұрын

    ንህግደፍ ምድጋፍ መሰል እኳ እንተኾነ; ብትኽኽል እንተርኢናዮ ግን ድንቑርና እዩ።

  • @kinfewelde2328
    @kinfewelde23282 ай бұрын

    kkkk hasawi kondaf game over Nimen kitetall

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian64832 ай бұрын

    Abo what happened in the last minute you become lekbatbet?? The dictator is going to go very soon regardless 🤷‍♂️👀

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck10132 ай бұрын

    ዮሃና ኣብ ስደት ዘንበረካ ኩቡር ዕለት

  • @fitsumtsama1991
    @fitsumtsama19912 ай бұрын

    መርገጽ የብልካን

  • @kidane6417
    @kidane64172 ай бұрын

    Lekbat hesawi nefat

  • @debasaylemlem4528
    @debasaylemlem45282 ай бұрын

    ሕጂ ቁምነገር ተዛሪብካ ረድኢ መሓሪ።

  • @AndomMichael
    @AndomMichael2 ай бұрын

    Nathen zykone barnet eu Bial niakha nathen akhuburu mebalka tehzenu

  • @selinaalena4453
    @selinaalena44532 ай бұрын

    Ayana, we miss you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian64832 ай бұрын

    May 24 black day you know it as well kubur abona 🤷‍♂️

Келесі