መንነት አይሽይየጥይ(ደይትበረዘ ባህሊ ራያ)ወግዒ ምስ ሽሞይ ረብሶ

Ойын-сауық

Пікірлер: 153

  • @WereTabe8823
    @WereTabe88239 ай бұрын

    እስቲ ራዮቶት ላይክ አይታውሓዱ! እዞም ዕንቁ ራዮቶት

  • @mahammedibrahim8749
    @mahammedibrahim87497 ай бұрын

    ምርጥ ያገሬ ልጆች ሃላማጣ ዓድና ለ ነፃ ያውፅአ❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg6759 ай бұрын

    ጌቾዋ ቁርፅ ቁርፅ እናበልኻዮ ከም ምሸላ😂😂😂 ደቂቃ ወስኸልና ትብሉ👍👍👍

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-179 ай бұрын

    ያዕስ ላዛ ራያና ምጥዓሙ🥰🥰🥰 ብሓቅ ማንነትና ክብርና ይኡ ድሽየጥ ድልወጥ ኣይኾነይ ራያ ራዩማ ትግራይ🙏💛❤️

  • @kbromznabu3391
    @kbromznabu33919 ай бұрын

    ትክክለኛ ራያ ወዲ ሮብሶ ትክክልኛ ቛንቛ ትክክለኛ ላዛ እጀብ ራያነት

  • @Ggg-su3pf
    @Ggg-su3pf8 ай бұрын

    ራያታይ ባህልኻ ኣይታጥፊእ ሸር ላይክ ንበሎም ሓቦ ያሃልየና ዓበይት ሰባት ዳሕና ቡሎም ይኡ ላዕልይ ታሕትይ ክቡለዩ

  • @zenaanena1832
    @zenaanena18328 ай бұрын

    ይዕስስስ ላዛ ራያ ራይማ ትግራይ❤❤❤❤❤❤

  • @yehaofficialmedia3139
    @yehaofficialmedia31398 ай бұрын

    ራያቶት ሕምብርትን ኩርዓትን ተጋሩ

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele73907 ай бұрын

    Great This my people I always proud of raya...perfect pronunciation and culture..............wwwwwwwwwwww...Ofala,,,Nekisege, Mymado Zefen

  • @Kiya704
    @Kiya7048 ай бұрын

    ኣበይ ኣለና ተጋሩ please 🙏 ሚድያና ነዕቢ ኣብ ናባዕልና ንዕሰል❤

  • @tsehaygalraya
    @tsehaygalraya8 ай бұрын

    እኳዕ ካባኹም ትፈጠርኹ ራየቶትዋ ጥዑም ኣፋቶም ማዓር ጠብጠብ ድኾነ ላዛና ቓፅልሉ ደቂነይዋ ጀጋኑ የኹም ፅሩያት ማንነት🙏😘😘❤❤❤❤

  • @user-ur6lg2bw7n
    @user-ur6lg2bw7n9 ай бұрын

    ኣጀኹም በርትዑ ሓደ ማሕበረሰብ ዝዕቀን ብባህሉ እዩ ባህሊ ዞባ ደቡብ ድማ ሰሚዕኻዮ ዘይፀገብ እዙው ላዛ እዩ እሞ ሕዚ እውን በርትዑ ❤

  • @hffjgdyd-bj8ho
    @hffjgdyd-bj8ho9 ай бұрын

    ራያ ዓደይ ዓድ ድምቀት❤❤❤

  • @user-pu7cg5dt4w
    @user-pu7cg5dt4w9 ай бұрын

    ኣየ ራያ ዓደይ ወለላ ቅድመኺ ደኣነ ራያ ዓለም ሃገረ ትግራይ ናይ ግድን ታመፃእ ኣለዋ❤❤❤

  • @user-fc7ep7wn6y
    @user-fc7ep7wn6y6 ай бұрын

    ያዕስ ኡወ ኣየ ባህል ዓደይ💕💕💕💕💕💕

  • @jhgh9061
    @jhgh90617 ай бұрын

    አሜን ብጣዕም ዓባይ ምራቀ እያ ሃም እምን ያንብርኹም ከምኡ ደማ በትክክል መንነትኹም ያንብርኹም❤❤❤

  • @zedoko3657
    @zedoko36579 ай бұрын

    ራያ ባዕላ አብዚ እነሃ ያዕዕዕዕስስስስ ወድ ላሕምና

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat68338 ай бұрын

    ዋው ደቂ ዓደይ መዓረይ ቀፅልሉ መንነት ኣይሽየጥን ራያ ዓድና ኽቡር ባህሊ ብጣዕሚ ሰሓቢ መምሃሪ ዝኾነ ሰቀላ ሸው ንሽሙየ ዘምፃእኹምልና ብጣዕሚ ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብዓል ብዙሕ ፍልጠት ካባኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ የቀንየልና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹

  • @samikebede9894
    @samikebede98949 ай бұрын

    ናይ ብሐቂ መንነትካ ክብረትካ እዩ ራያታይ ኩርዓት ትግራይ እዩ

  • @ngstipopo3749
    @ngstipopo37499 ай бұрын

    ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ላይክ ኣይተውሕዱ ሃየ ንተሓባበር ሰብኩም ኣልሹ 🙏🙏🙏

  • @AllBaad-xv2fe
    @AllBaad-xv2fe9 ай бұрын

    ጥዑማት ላዛ ብሕልፊ ድራማ ትትሰርሑልና ደስ ምበለና❤❤❤❤❤

  • @user-yt1vj3pr7r
    @user-yt1vj3pr7r9 ай бұрын

    ዋውውውው ገለ ዓይነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና❤

  • @user-xi7ki7pl5b
    @user-xi7ki7pl5b9 ай бұрын

    ያዕስ ላዛ ራያ

  • @dasddawe3256
    @dasddawe32569 ай бұрын

    ዋውውውው ገለ ዓይነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና❤❤❤

  • @user-ep7sn4fn7h
    @user-ep7sn4fn7h8 ай бұрын

    ኣሆይ በሊ ሽሞይ ሮብሶ...!!! እንኳዕ ኣግነናካ...!!!

  • @Gualraya2112
    @Gualraya21129 ай бұрын

    ያዕስ አብዚ እነሀኻ ወግዒ ምጥዓሙ❤❤

  • @haftomabadi
    @haftomabadi9 ай бұрын

    ጎቦዛት ቛፅሉሉ

  • @ftggtt1969
    @ftggtt19699 ай бұрын

    የዕስስስ ስገታት❤❤❤❤

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m9 ай бұрын

    RAYA TIGRAY

  • @ASs-lv7fw
    @ASs-lv7fw8 ай бұрын

    ያዕስ ራየቶት😍😍😍😍😍

  • @rayarayumatube2407
    @rayarayumatube24077 ай бұрын

    Maninetika Raya yuu wedi robsoway

  • @almaz7762
    @almaz77629 ай бұрын

    ይደገምምምምምምም 👍👍👍👍👍👍

  • @meresameresa5025
    @meresameresa50258 ай бұрын

    እንዃዕዳም ካብ ራያ ትፈጠርኹ❤❤❤

  • @Tomsingss188
    @Tomsingss1888 ай бұрын

    ዜና ሽምይ የንብቦ ጉማየለ በላይ ዘነበ specifically ወራምዋ

  • @AudeHa-hj1ly
    @AudeHa-hj1ly9 ай бұрын

    ራይኛ😘😘😘

  • @user-tm5dk8dd7q
    @user-tm5dk8dd7q9 ай бұрын

    ትጋሩዋይ ደቂ ዞም ጀጋኑ❤❤❤ጌቹሸይ❤❤

  • @MhamedAhmed-ni5jg
    @MhamedAhmed-ni5jg8 ай бұрын

    ይመችኹሙ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደቅራያ ንበሩ❤❤❤❤ልና ዕበዩ

  • @Landa500
    @Landa5009 ай бұрын

    ዓውዪ መልእኽቲ ይኡ ሽሞይ ሮብሶ ድርደኦም እንድሕር ኾይኑ ግን ድማሃሩ ድእረሙ ሰባት ኣይኾኑይ ብዙሕ ሰብ ትደፍአ እነሆ።

  • @jhgh9061
    @jhgh90617 ай бұрын

    ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሙነየልኹም❤❤❤❤

  • @user-cs9jd7kq5g
    @user-cs9jd7kq5g9 ай бұрын

    ቓፅለሉ ማኛየዋ ብዓል ቡዙሕ ፀጋ🥰🥰🥰🥰

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g9 ай бұрын

    ጌችየ መዓረይ ጥዑም ልሳን ❤️❤️❤️❤️

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df7 ай бұрын

    The Alamata Area is the land of beauty and it also produces talented artists. Not only that, the Alamata Wereda has produced sensational politicians.

  • @tube-wg4po
    @tube-wg4po9 ай бұрын

    ደስስ ማለትኹም ። እስኪ ፀዉ ዳብ ድበለ ስፍራ ኸይደ ክሰምዓ አብልበይ ተሰፈረ❤😂😂

  • @nikukuzi7486
    @nikukuzi74868 ай бұрын

    Keep it up Gecho brother

  • @GereMamu-qg3op
    @GereMamu-qg3op7 ай бұрын

    Des Behali program

  • @01tigray
    @01tigray9 ай бұрын

    ግርማታት ዓዲ እንዃዕ ብድሓን መፃእኩሙ 🙏❤

  • @tsehayehailu5501
    @tsehayehailu55018 ай бұрын

    አዬ ወዲ ሮብሶ ናአትኻ ግጥምታት አብ ታዳጊዋ ሰኔ መጨረሻ አብ በዓላት ድታቕርቦም ግጥምታት ደይርሰዑ ይኦም

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw66809 ай бұрын

    Des behali laza le 27 amet lazana keyninager lteagednalu zemen abkeu

  • @user-lc6zr6xc7k
    @user-lc6zr6xc7k9 ай бұрын

    አጀብ ራያ ማለት አብዚ አሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrahtetesheme5787
    @mebrahtetesheme57878 ай бұрын

    ትግራይ❤💛😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪

  • @MhamedAhmed-ni5jg
    @MhamedAhmed-ni5jg8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ማኛ የ ንበር

  • @Hareg675
    @Hareg6759 ай бұрын

    ወይይይ ደስ ክብል እቲ ዜና ኣናብባኡ ቀፅሉሉ ጡዑማት ላዛ ግንሲ ሪአዮ ኣይፈልጥን ከመይ ዘይፈለጥክዎ ኣበይ ኸ ይሰርሕ?

  • @user-ro3lv3dk3j
    @user-ro3lv3dk3j9 ай бұрын

    ኣብሽሩ ሓቅኻትኹም ይኡ መንነትና ይኡ ድዓብይ እንሀና የና ኣብ ጎንኹም ደቂ ዓደይ ሸገታት ላዛና ሰምዕኻዮ ደይሙነይ ዳሰማዕናዮ ድንፋቕዖ ይኡ ባህልና ን ላዛናን ራያና ናዕብዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይጥንታዉያን ቤተ እምነታትናለ ናይ ዞባ ደቡብ ኣላልዩልና ህንደይ ነቓደም ናነዊሕ ዘመን ድኾኑ ገዳማዊያን ታርኽ እንሀና ግን ሓደኳ ዳባሕና ኸይዱ ዳፋልጥ የለይይዋ ኣያም ድኣም ላበልና ከባብና ናፋልጥ ብዝተረፈ ቓፅልሉ ጎይታ ድማ ሰላሙ ይለኣኸልና ኣጀብ ዳብል ስራሕ ንስራሕ!!!

  • @user-cs9jd7kq5g
    @user-cs9jd7kq5g9 ай бұрын

    ብጣዕ ገራም ይኡ

  • @eddf9976
    @eddf99769 ай бұрын

    ቀፅል ኣይቲጥፋእ

  • @BriBrii-ku9my
    @BriBrii-ku9my9 ай бұрын

    ራያ ማልት እኮ 💚💕

  • @kirosaberha2562
    @kirosaberha25629 ай бұрын

    እስይ ቅድመኻትኹም ስጥሕ ያብለኒ❤

  • @user-fe9ku9xm8r
    @user-fe9ku9xm8r9 ай бұрын

    መገን❤ራዮቶት ትግራይ

  • @senaitmezgebe2181
    @senaitmezgebe21819 ай бұрын

    Wow thank you for taking me to my childhood memories 🙏🙏🙏♥️♥️ deki Adey shegetat 🌺

  • @semenmedianetwork__
    @semenmedianetwork__9 ай бұрын

    ሽሞይ ሮብሶ አነ አብ ሱዑድያ 13 ዓመት ትቓምጠስ አይትቓየረይ ዋው

  • @HayletsyonSyum
    @HayletsyonSyum10 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yewhansfitwiberaki4918
    @yewhansfitwiberaki49189 ай бұрын

    lovely interview kexlo zhawey ajoka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shumeygeberemedhin2146
    @shumeygeberemedhin21469 ай бұрын

    AYZEKUM BAHLI ADINA B HADE KOYNA NAEBYO YENA , BETELEY KILITEKUM KOBEZAT YEKUM 🥰

  • @eddf9976
    @eddf99769 ай бұрын

    ዋእ እነኣኻ ዉግዕ ደስ ክቢል❤❤

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey9 ай бұрын

    Amazing ❤ this reminds me my favorite artist Eyasu Berhe, who is also from Alamata.... The sons of Alamata are special

  • @ablante8059
    @ablante80598 ай бұрын

    ጌች ፀሓፈለይ

  • @Seqelashow-uc3cv

    @Seqelashow-uc3cv

    8 ай бұрын

    ጨለ ጎይታ

  • @yeshigetnet9104
    @yeshigetnet91049 ай бұрын

    oh shimey rebso abiyi sibay koynu ❤❤❤

  • @Hhh-ky7ni
    @Hhh-ky7ni8 ай бұрын

    ማኛየ በይዛኻ part 2 ቀፅላ

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd9 ай бұрын

    ኣሰይ ይሞችኩም ባይዘዉ😘😍😍💕💖💕😂😁😁😂

  • @familytube2130
    @familytube21309 ай бұрын

    የራያ መዲና ኣላማጣና💋💋💋💋❤ራያነት

  • @user-lf3cn2zw8k
    @user-lf3cn2zw8k9 ай бұрын

    Shumey Arkey abo Tibeb

  • @user-xo9tv3pb8u
    @user-xo9tv3pb8u9 ай бұрын

    እስይይይይ ዛአሐዋተይ❤❤❤❤❤

  • @SameerKhan-lm9eb
    @SameerKhan-lm9eb9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጎታ ህዝቡ

  • @MhamedAhmed-ni5jg
    @MhamedAhmed-ni5jg8 ай бұрын

    ሰላም ዶ ሓባይብ ኣቶ ጣፋ ሰላምዶሓባይብኣቶጣፋ

  • @mairyali6322
    @mairyali63229 ай бұрын

    እሰይይይይይ ኣስሊታት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ትግራይና❤❤❤❤❤

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f9 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gebmeb1193
    @gebmeb11932 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @jafeerrani5730
    @jafeerrani57309 ай бұрын

    ደቅ ዓደይ ወለላ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ft2zq2bl5v
    @user-ft2zq2bl5v9 ай бұрын

    ኣጀብ ራየታይ ትኽክለኛ ቋንቋ

  • @kenzmobile7691
    @kenzmobile76919 ай бұрын

    ያዕሰ ራያ ማለት❤❤❤❤❤❤

  • @user-wf3hb2cj3e
    @user-wf3hb2cj3e9 ай бұрын

    ማኛየይ ሹሞይ ሮብሶይ ዉሩዓት

  • @namysvms1279
    @namysvms12799 ай бұрын

    ጡዑማት ላዛ🤴👑

  • @user-xo9tv3pb8u
    @user-xo9tv3pb8u9 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @rahelr3701
    @rahelr37019 ай бұрын

    ይበል ሞያ ሸሙየ ሓወይ❤⛱

  • @user-tl9mx6di9y
    @user-tl9mx6di9y9 ай бұрын

    ማኛዋ🥰❤❤❤❤🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @selamnguse5349
    @selamnguse53499 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @shirealene4436
    @shirealene44369 ай бұрын

    ፍቱዋት

  • @zddggfjcdgkd
    @zddggfjcdgkd9 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤😂

  • @Geeztube21
    @Geeztube219 ай бұрын

    ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ❤❤❤

  • @user-kl7tu4du4s
    @user-kl7tu4du4s7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hd3qn4mt9x
    @user-hd3qn4mt9x7 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @SeeSee-ex9dt
    @SeeSee-ex9dt7 ай бұрын

    ❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍

  • @user-cz7sc4me1f
    @user-cz7sc4me1f9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @almazey2023
    @almazey20239 ай бұрын

    💛

  • @user-ev9kv6nf1n
    @user-ev9kv6nf1n9 ай бұрын

    ራየቶት❤❤❤

  • @user-qg6jt8fm7y
    @user-qg6jt8fm7y9 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌾🌾🌾

  • @miram-ed4dr
    @miram-ed4dr9 ай бұрын

    አረ ይሞችኹም❤

  • @GdHd-zv5uv
    @GdHd-zv5uv9 ай бұрын

    ያዕስ ደቂ ዓድና

  • @mesi35
    @mesi359 ай бұрын

    እሰይ ቃሕ ምባልኹም🥰

  • @asafae-xf3hc
    @asafae-xf3hc8 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰

Келесі