🔴መንፈሳዊ ሕቶታት:- ሕዳር ጽዮን ምስ ኣባላት መዘምራን ደብረ ጽዮን ምስካየ ስዱዳን ማዓስከር ማይ ዓይኒ (ኣዲስ ኣበባ)
@godolyastube4733
@godoliassaintyared5529 @meramkchanel957 @saglafilmproduction9799
@dngltheotokos7702 @neshnesh_show @Dawittv @lemlemyoutube
@zemariD.yishaqNegasi @lisantewahdo8405 @AddisMedia
@Fnoteabewmedia@agapezeortodox
@meseretehiwet9425 @deaconshumamdi6463 @DadiMami
@autikoszsmu @zimaremelaekt @zimaredawittube
@charismamedia469 @zbadchannels8825 @yikealotv
@sbuh8599 @mehareneab @ashruka @Adagnucamera
@selam801 @Adagnucamera @drrodastadeseandromeda9034
@AddisMedia
Пікірлер: 128
amen amen amen qal hiwet yesmalna brukatey🙏🙏🙏❤❤❤🤲🤲🤲
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤🎉🎉🎉
እንቋዕ ኣብጻሓና ናብዚ ዓቢ ባዓል ሕዳር ጽዮን ናይ ኣደና ቅድስትን ውድስትን ድንግል ማርያም ቃለ ሂወት የስማዓልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ⛪🕊️ብሓቂ ንፉዓት መንእሰያት እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ክሳብ መፈጸምታ ሂወትኩም ኣብዛ ጽንዕቲ ጥንታዊት እምነት ኦርቶድክስ ተዋህዶ ክትነብሩ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን ኣሜንንን(3)✝️💚💚💚
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalena yhwatey Egizabheri Amlak Teguue yebzhalukom betami dese zebel eye zemare melakte yesmalina
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbretey
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ክቡራት አሕዋተይ
ቃል ሕይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሕ ቅዱስ እግዚኣብሔር አምላኽ አሜን
ቃለ ሰናይ የስመዐልና ኽቡራተይ ጸግኡ የብዘሐልኪ ሓፍትና👏
ንፍዕቲ በርትዒ ቃለ ህይወት የስማዓልና ንኹላትኩም ድማ ።
ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ኣሕዋተይ 🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና ደቂ ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፍቁራት ኣሕዋተይ ደስስስ ዝብል ትምህርቲ ተማሂርና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድረልና 🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልኪ
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ጣዕማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ተመስገን ፈጣሪ እንቋዕ ናብ ሕዳሪ ጽዮን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዓመታዊ ክብረ ብዓል ብሰላም ኣብጽሓኩም ኣብጽሓና በረኽታን ጸሎታት ኣይፈለየና ኣይፈለየኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ኣብ ክብረ በዓል ዓመታውን ጥራይ ዘይኮነስ ኩሉ ግዜ ክትቅጽልዎ ነዚ መንፈሳዊ ሕቶታት ብተስፊ ንጽበ ።
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@teklitweldemicael4843
Жыл бұрын
@@ariamtube15 እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ወላዲተ ኣምላኽ ምሳኹም ትኹን
Kal hiwet yesmealna yehwat
ቃል ህይወይ የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልኪ
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
ቃል ህይወት የሠመዐልና
ፈረሰላም ሓፍተይ ፈጣሪ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ!!!!
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum yehwatey marey
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ጣዕማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
ቃል ሂወት የሰመዐልና
Kalhiwet yesmealna amlak yegeu yebzehalkum❤❤❤❤🎉❤❤
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ቃፅልሉ
ቃለ ሂወት የስምዓልን፡ ጽግኡ ይብዝሓልኩም! ጽቡቅ መደብ፡ ጽዮን ትሓልኹም ፡ ስደትና ከኣ ተሕጽረልና።
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፍረ ሓፍትና
ቃል ሕይወት የስምዕካትክም ❤
Kal hiwet yesmealna nfiety gazetena nfuat xegau yebzehalkum
Qale hiwet yesmealna fre galey!!!!!
ቃል ሂወት የስማዓልና ንፍዕቲ ሓብተይ ኣጆኪ ቀጽለዮ ።
Qale hiwet yesmealna amlack xegau yebzhalkum
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ በርትዑ
ብሓቂ ደስስስ ዝብል ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኪ
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ብጣዕም ደስስ ዝብል ይኡ ቀፅልሉ ምቅርተይ 🌹
ፍረሰላም ኣምላኽ ጸጋኣ ናይ ኣደና ማርያም ጽዮን ተብዝሓልኪ ኣጆኺ በርትዒ ንፍዕቲ God Bless You
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
@qdstarssiemaq.a439
Жыл бұрын
ክብር ሓወይ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓት
@mebrahtomtesfai9522
Жыл бұрын
@@qdstarssiemaq.a439 i subscribe your chanel youtube so በርትዕ / በርትዒ ኣምላኽ ኣብስራሕካ ይሓግዝ ይሓግዝኪ
@mebrahtomtesfai9522
Жыл бұрын
@@bethlehemefratatube ok Shgr yelen meharn qeyarn tmhrti kkewn tesfa ygbr
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
@@mebrahtomtesfai9522 ab xelotkum zekuruni
Aseyyyy kale hiwet yesmalna
Kale hiwet yesmalna
ኣሰይይይይይ ቃለ ህይወት የስመዓልና ደቂ ማሕበር !!!!!ኣሜን !
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
Kallehiwet yesmealna🙏🏽❤️
Egziabiher xegakum yebzhayo brukat yehwat amlake hasb lbkum yesmerekum ka 🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ላይክ ገይርኩም ኣታባቡዑኒ🙏
ኣሰይይይይ ቃል ህወት የስምዐልና
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ጣዕማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
ብሓቂ ቃል ህይወት ይመሰዐልና
Egzabher aboy baelka mhretka awerdlna menty weladete amlak Amennnn3 ehwaty ady maryam baela thalwkum kb zelkumo tglglkum
🙏✝️💒💜
ቃል ህይወት ይስማዓልና ሚቁራት ደቀይ እግዚኣብሔር ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ሚቁራተይ 😘 እግዚኣብሔር ይባርኹም 💒✝️🙏🙏🏾🙏♥️💛🤍💙🕯️✨🕊️🕊️🕊️🌲🌼🌸🪴
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
Amen amen amen kall hiwat yasemalena 🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤❤❤ኣሰይይይይይይ ደስ ክብል እንካዕ ኣብፅሐና❤❤❤
Amen amen Amen kal hiwet yesmealna 👏 ⛪️ 💒 👏 ⛪️ 💒
qal hiwet yesmelna haftey
Asey mqrye ftret amlak xgu yebzhalke habebte
Amlak xegeu yebzhalkum Emebrhan meskulna tkun
ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐል 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሙቁራተይ💝💝💝🙏🙏🙏💖💖⛪⛪💒💒💒💒ሕቶኽ ደስ ክብል ብሓቅ ፀጋኡ የብዘሐልክ⛪💖💝ጎበዝ ቆልዓ 💝💝💝
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡራት አሕዋተይ ደስ ይብል ቀፅልሉ 🥰 አበዚ ሓዚ ግዜ ታወተ ፅዮን ትረከበሉ ግን አክሱም ሃገረ ትግራይ እያ!! ኢተጵያ አይኮነትን🙄🤕🤕🤕
Amen amen amen qal hiwet yesmalna
Egzieabher amlak tsegeu yebzehelkum mekurat yehwatey
Amen Kal hiwet yesmealna
Kexelyo bejaki nfti haftey
Zmare melekt yesmealna
ቃለ ሂወት የስምዓልና እንኳዕ ናብ ክብሪ ደብረ ጽዮን ብሰላም ኣብጽሓና
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣምላኽ ኣቦታትና ጸጋ የብዝሕ ንኹሉኹም🤗🛐😘።
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
_ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትና ምስጢሩን ጥበቡን ይግለፀልኩም ብእውነት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ክንፅበ ኢና❤🌻_
ናፊቅናኩም፡ኔሬና እንቃዕ ገጽኩም ኣረእየና ተመስገን መድሃኔኣለም
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ጣዕማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
Aseyyyy mqurat amlak kfetwekum❤❤ Xegu yebzhalkum zom ahwatey hasab lbkum dma yesmrelkum. Rhus awdamet ygberelna emberhan adey xelotkn bereketkn ayfeleyena.
❤❤❤❤❤❤ኣሜን❤❤❤ደስ ክብል❤❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዓልና ጸግኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና
Qal hiwet yesmaelna xbuq medeb
ናይ እግዚኣብሔር ውልድ ንበልዕ
እልልልልልልልል አሰይይይይ አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰማዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍቱዋት አሕዋተይ ❤️❤️❤️
ቃለ ሂወት የስመስልና 🙏🙏🙏
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ጣዕማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
አሰይ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ የፅንዕኩም ግንሲ አብ ኦሪት ንመጀመርያ ግዜ ካሃን መልከ ፃድቅ አይኮነን ድዩ
qale hiwet yesmealna des zbl meharn azenagaen medeb yu ajokum qexlwo
ኣሜንኣሜንኣሜን
Abay trah duu ysmae yelonn
ኣሰይ ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹም✅✅✅👏👏👏
ቃለ ሰናይ የሰመዐልና ብሓቂ ምሓሪ ሕቶታ
Qal hiwet yesmalena deki emebrhaneyyy bitami thagose kene ember yehwateyy eti mekabekom amlak misakom yekun
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ጣዕማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ታቦተ ጽዮን ኣበይ ትርከብ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ኣይትበሉ ትግራይ ዘይትብሉ😊
Ellllllllllll
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ምቁራተይ።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
ቃል ሂወት የሰመዐልና ደሰ ዝብል እዩ
_እሰይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ🥰🥰🥰🥰_
ኣሰይይይ ቃል ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምልኣክ ጸጉእ ይብዛሓልኩም
ቃል ህይወት የስመዐልና
እግዝኣቢሄር ይባርኽኩም፡ ጽቡቅ ኣቀራርባ፡ ብፍላይ ዛ ጓልና ምቑሉልነታ ሓወይ ሓፍተይ ኣብሃልኣ ንክምልሱ እትመርሖም መንገድን እትኸፍተሎም ዕድልን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀጽልዮ። ቁርብ ኣብ አዲትንግ ኣብ መሰጋገሪ ጥበብ ወይ ኡፈክት ውስኽ ተተብሉ ጽቡቕ ምበልኩ። ብሓፈሻ ግን ኣዝዩ ጽቡቕ
fre galey gobzi!!!ab gonki alena!!!!
🥰🥰🥰🥰
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩላትኩም ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኹም ስደትና የሕጽረልና እንዳበልኩ ኣብዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነለይ ሳብክራይብ ብምግባር ሓጉዙኒ
ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና
ቃለ ሂወት የስማዕልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብምቕጻል ኣማኑኤል ማለት ክልተ መልሲ ኣለዎ ኣማኑኤል ማለት ኣምላኽ ከሎ ሰብ ዝኾነ ሰብ ከሎ ኣምላኽ ዝኾነ እቲ ካልኣይ ኣምላኽ ምሳና ማለት እዩ እታ ቆልዓ ጽቡቅ ኔይራ❤❤❤
Goyta abzihu ybarKki
ቃል ህይወት የስማዓልና kzread.info/dash/bejne/qJ2bwdFmYr3ahbw.html
@bethlehemefratatube
Жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ። ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ ንዝገበርክሙለይ ድማ ብሊቢ የመስግን።
❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🙏🙏🙏
_ኣሰይይይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል🌻_
ቃሊሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራትት
Aseyyyyyyy muquratey
ቃለ ሕይወት የስመዕልና ጸግኡ የብዝሕልኩም ሓደ ሓደ ዝመለሱዎ አለው ግን ከምዘይ ትክክል ዝተሓስብ ኣሎ ሓደ ሓደ እውን ካብ ኣዋጻጽአ ሕቶ ስሕተት አለዎ ንኣብነት ኣማኑኤል ማለት እግዚአብሔር ምሳና ዝብል ሓቂ እዩ ኢሳ 7-14 ማቴ ወንጌል ምዕራፍ 1÷23 ንምልከት ተሓቲታ ግን ኣምላክ ከሎ ስብ ስብ ከሎ እውን ኣምላኽ ማለት እዩ ዝብል እዩ ንሱ እውን ቅኑዕ መልሲ እዩ ብዝበለጽ ኣዳለውቲ ሕቶኩም መልስኹ ንስብ ዘዳናግር ኣይትግበሩዎ ቀጽልሉ በርትዑ