መንገዱ ዘይነፀረ ምሕደራ መንበረ ሰላማ ክሳብ መዓዝ?

ንጽዮን ሚድያ ይከታተሉ የፋልጡ👇
www.youtube.com/@tsionmedia63...
/ tsionmedia
t.me/TsionMedia
ንጽዮን ሚድያ ይደግፉ👇
gofund.me/6859bad1
Zelle - 380-258-0299
#Tsion #Media #Tigray #Orthodox #Church
#TMH #TV
#ጽዮን #ሚድያ #ትግራይ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ #ቤተክርስቲያን

Пікірлер: 25

  • @teklehaymanotkiros1916
    @teklehaymanotkiros19166 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ክቡራት መምህራንና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልኩም መንበረ ሰላማ ናይ ባዕላ ሕጊ ክህልዋ ይግባእ እዩ።

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani70216 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡራት መምህርናን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን መንበረ ስላማ ናይ ባዕላ ሕጊ ክህልዋ ይግባእ እዩ🙏🙏🙏

  • @rahel7771
    @rahel77716 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡ የብዘሐልካቱም ክቡራን መምህራንና

  • @user-lm8pk9um9c
    @user-lm8pk9um9c6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yafetz2469
    @yafetz24696 ай бұрын

    kbrat ahwatey haymanotna tebalashu eu enkolay qaqana abzi wshtsi atikum ktseluhu alekum\

  • @rosahaile445
    @rosahaile4456 ай бұрын

    Thanks again ❤

  • @gene6075
    @gene60756 ай бұрын

    ብዙሕ ተስፋ ገይርና ነይርና መንበረ ሰላማ እንተ ሐዝግን እቲ ስልጣን ተጠቒሞም ገንዘብ መሰብሰቢ እዮም ክጥቀሙና እምበር ሓቀኛ ጓሶት ኣባጊዕ ኣይኮኑን::

  • @yafetz2469
    @yafetz24696 ай бұрын

    yehwatey tkkl eu tblwo zelekum bsru ab haymanot eu ksrehlu zelo kulu ab u sle zelo\

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos59316 ай бұрын

    Poleticawn haymanitawin Tigray dehri 50 amet ewen aymahayshen eyu

  • @user-vw8xe9xt5x
    @user-vw8xe9xt5x6 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት እቶም ኣብስራሕ ተመዲቦሞ ዘለዉ ልቦም ኣብ ሽዋ እዩ ዘሎ ማለት እዩበር ብሱሩ መንበረ ሰላማ ኣቦታትባ ጥራይ ብኣፍ ድዮም ዝመልኡና ብተግባር ባዶ ካብኡ ካኣ ኣብጎኒ መንበረ ሰላማ ኮኑ ይብልና ታይ ሪኢና ኣብጎኑ ክንከዉን ስርዓቱ ዘይስተካክል እቶሞ መንበረ ሰላማ ዝቃዎሙ እማ ምንምዘይራኣዩ ዘይኮነስ ዘይ ሙዕሩይ ብሙካኑ እዩ

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i6 ай бұрын

    ኣጀኹም ቀፁሉሉ ክብራት መምህራንና❤🙏

  • @lemlema2976
    @lemlema29766 ай бұрын

    ክሳብ ህዚ ሪሲት (ቅብሊት) ናይባዕላ 'ን የብላን ብናይ 4 ኪሎ እያ ትጥቀም ዘላ .እዚኸ እንታይ ይባሀል.

  • @yiheyiswoldesellassie2157
    @yiheyiswoldesellassie21576 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    6 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    6 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    6 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    6 ай бұрын

  • @yiheyiswoldesellassie2157

    @yiheyiswoldesellassie2157

    6 ай бұрын

Келесі