መቐለ ተቓውሞ ጀሚሮም|ሑመራ ሰልፊ ተፀዊዑ |ኣብ መገዲ ኣዲስ ተጠንቀቑ
#ጌታቸው #ማህሌትተኽላይ #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!
Пікірлер: 36
ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
ጋልነይ ማዓረይ መንግሰት ሰማይ የዋሪሰኪ ፅናዓት ንወላዲ ትግራይ😭😭
እሰካብ ማዓዝእዩ ፅንዓት። ይሃብኪ እናተባሃለ። ክነብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣብ ትግራይ ዘለኻ መንእሰይ ተላዓል ኣሕወትካ ኣድሕን😢😢
አሕሕሕሕሕ መንግስት ሰማያት የዋርስኪ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ብፀላእቲ ዝበፀሐና ግፍዒ ከይኣክልስ ብወገንካ ከምዚ ኣየ ትግራይ ዓደይ
ብጣእሚ ዝፈትዋ ጋዜጠኛ አቀራርባኣ ንክትሰምዓ ዝዕድም እዩ በርትዒ Keep it up
ጓይላን ዳንኬራን ተቋርጹ ጸምን ጸሎትን ይገበር 💔💔😭😭😭💔💔 ንስለ እዘን ንኡሳት ተቐተልቲ ።
Thank you sister for the best report 🙏
😢😢
በዛ ቆልዓ ዘይሓዘነ ትግረዋይ የለን ፍትሒ ዝህዉ ሰባት ከበዲ ገበን ከምዝኸወን ፈሊጦም ከቢድ ውሳነ ክህቡ ኣሎዎም
current news
👍👍💙🌿💙✅✅
ፍትሒ ንህዝቢ ምዕራብ
So sad for everyone 💔😭😭😭😭😭
Hwhat ynekel selam knrekb
እዋይ ርጉማት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ
ሕዝቢ ትግራይ ተረዲዑን ፅኑዕ መትከል ክሕዝ ዝድለ ጊዚያዊ መንግስቲ ንዝወሰዶን ክወስዶ ዝደለዮ ስጉምቲ ናይ ህወሐት መራሕቲ ከምዘፍሸልዎ ክርስዕ የብሉን!!!!!
እዋናውን ኣገደስትን ሓበሬታት ንእትህብዎ ትኩስ ዜና ነመስግን ።tv tbs ብሃንቀውታ ንፅበዮ ኣለና my choice Tbs
ክክክክክክክክ
ክርሸኑ አለዎም አብ አደባባይ
LEADERSHIP IN ABOUT KEEPING YOUR PUPIL SAFE. VIOLENCE ON WOMEN IN UNACCTABLE.!!!
ማሕሌት ንብሳ ኣብ ገነት የንብራ ቀተልቲ ናይ ማሕሌት እጮ ክቕበሉ ኣለዎም ።
ነመርሒነት ብልጽግና ብህዝቢ ሕቶ ክቐርብ ዘለዎ ንግ/መ/ትግራይ ሰረሐ ዘይሰረሐ ምባል ትርጉም የብሉን ።ፍትሒ ከይመጽእ ሓንቑ ሕዙ ዘሎ ብልጽግና ዩ ።ጓል መንገዲ እና ፈጠርካ መንግስቲ ትግራይ በይኑ ዝገብሮ የብሉን ።
It is because of the TPLF's oligarchy opposition and rejection of the Interim administration that has cused serious crimes.
እዚ መቕተልቲ ኮነይ ኢልካ ዓመፅ ንምልዕዓል ተቓወምቲ ውድባትን ፀላእትን ተዋዲዶም ዝሰርሕዎ ዘለው ሽርሒ እዩ
@mu-ue1gs
16 күн бұрын
ደንቆሮ ልዕሊ ህወሓት ጸላኢ የለን ኣነ ተዘይ መራሕኩ ኢሎም ዝገብርዎ ዘለዉ ሽርሒ ዩ ስድራቤት ስብሓት ነጋ ምሩኽ
@zaebakulu8553
16 күн бұрын
@@mu-ue1gs ወድቶም ተሓፂቦም ዘይፀርዩ ረሰሓት ዓሌት
ጌች ሓሰማ ሰራዊት ትግራይ አብ ካምቢ እንዳአልማስካ ፀፅታ ህዝቢ ትግራይ ከየውሕስ ወገናት ተጋሩ ንሞት ተፍርዶም አለኻ
ህዝቢ ነቒሉ ንዘይመርሑ መራሕቲ ንምቅዋም፣ ቀተልቲ ንምቅዋም፣ ተፈናቐልቲ ብእዋኑ ክምለሱ ንምሕታትን መንግስታዊ ፀቕጥን ንምቅዋም ክለዓል ኣለዎ። ገገዛና ክሳብ ዘባፅሕ ንፅበ እንተሃሊና ሰሕተት'ዩ። Commission by ommission is a crime. ለማሳት ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮ ኣፍክን ክፈታ።
ሕውሓት ይኩን ግ/ም/ት ስልጣኖም እንትዘይኮኑ ሞት ትግራይ ኣይግድሶምን እቲ ዝገርም ግን እቶም ጀነራላት እዚ እንዳራኣዩ ምጽቃጦም ኢዩ
ጀኖሳይድ፡ባዕሉ ትግራዋይ ከምዝሰርሖ፡እዚ መረጋገጺ ሓቂ እዩ።ባዕልኻ ዝሰራሕካዮ ጽንተት፡ን ካልእ ኣካል ምሃቡ ን ባዕሉ ጀኖሳይድ እዩ። እዚ ኹሉ ዘሐፍር ሰይጣናዊ ስራሕ፡ ፈደራል ኣይኮነ ሻዕብያ ባዕሉ TDF ዝገብሮ ዝነበረ ሕዚ ቀጺልዎ። ቲዲፍ ናይ ጽንተት ሰራዊት።
ያ ፈንጫጭ ፍንጪ ዝበሃል ቃል ትግርኛ ኣሎድዩ??? ፀጥእረጭ ??? በጃኺ ቃላት ትግርኛኛኛኛኛ ተጠቐሚ
LEADERSHIP IN ABOUT KEEPING YOUR PUPIL SAFE. VIOLENCE ON WOMEN IN UNACCTABLE.!!!
LEADERSHIP IN ABOUT KEEPING YOUR PUPIL SAFE. VIOLENCE ON WOMEN IN UNACCTABLE.!!!