መቐለ ሓዱሽ ምዕባለ| "እሱራት ፍትሑ" ህወሓት |መዕርፎ ነፈርቲ ንዓዲግራት
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!
Пікірлер: 37
ለባም ትግራይ ብሮዲካስት ሰርቢስ የቐንየልና ። ካብ አሜሪካ
እንኳዕ ኣብፅሓና። ተጋሩ እንተ ሓብርና ዝስዕረና ሓይሊ የለን ኢዩ።
@konjosara5547
22 күн бұрын
RIP Meles ZENAWI unified all ethnicities . land is for god poeple can live together shearing love without ethnicity amara and tigray are brother look big countries india more than 200 ethnicities living together shearing love the problem in ethiopia is in oromo ethniciti they hate other ethnicities oromo they are big ethnicity and they think that they should rule the countrie and they dont like to shear the land thats why they are killing amhara and tigray living in oromo region aby ahmed is removing all symbol and architicture for the old emperors menilik selassi in piassa he destroyed all building and houses representing amhara or tigrayan
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
22 күн бұрын
Merahti yebilkumn ember ewe geganu ekum. Bihaki adniknakum gin higi eteriewo zelekum tebayat gin ayigidin. Eritrawiyan bitaemi tekniuna ekum kidus kinie gin higi darga abakatkum zineberi emnet kigodil gemiru. Silemintay entelkum ane beti tiegistikum eye zidonek higi gin kurub tesafa enametsekum tesfa zikoretskum mesilkum ajokum. Ajona. Kilitiena bihanar kininebir ena.
ናይ ብሓቂ ሓቂ ትምንምን እንበር አይትብጠስን ነዚ ህዝቢ ብስርዓት ምርሕዎ ይአኽለኩም
እንኳዕ ኣብፅሐኩም።
ኳዕ ንበዓል ሓወርያ አብፀሐኩም አብፀሐና።
ሰራቒን ዓማጽን ኽእረ አለዎ ኩሎም አሕዋትና ዋዕሮታትና ዝደፍር ክእሰርን ክዉቃዕ አለዎ
እንቋዕ ኣብፀሐና ዓድና ሰላምን ፍቕርን ዝዓሰላ ይግበረልና። ናይ ዓመት ሰብ ይበለና ፈጣሪ🙏🙏🙏
💛❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Shameless leaders were this two years to ask overthe prison's.
ንእሽተይ ይኹን ዓብዪ ታሪኽና ከምኡ ጌርኩም ኣቕርቡልና ቀፅልሉ!
የዕለቱ ዜናዎች 👉ጌታቸው ረዳ በወልቃይት ምድር! 👉የተደበቀው የመለስ ዜናዊ ቪዲዮ 👇 kzread.info/dash/bejne/Yo6aj5qcpdOcncY.htmlsi=kU4s7auaHAqH8v7S ተከዘ ዴይሊ ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ ተጋብዛችኋል።
ዕሱራት ክፍትሑ ኣለዎም።
ህወሕት ናብ ውናአ ተመሊሳ ኡሱራት አሰተወሳ የፈተሑ ንምበሉ ደሰ ኢሉኒ
@mulugetarayaw2233
21 күн бұрын
😂😂😂😂
📡የዕለቱ መረጃ! 👉ጌታቸው ረዳ በወልቃይት ምድር! 👉የተደበቀው የመለስ ዜናዊ ቪዲዮ 👇 kzread.info/dash/bejne/Yo6aj5qcpdOcncY.htmlsi=kU4s7auaHAqH8v7S ተከዘ ዴይሊ ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ ተጋብዛችኋል።
እዚ ክንሕዝ ገለ መለ ትብሉዎ ዘለኹም ጉባኤ ንምትዕንቓፍ ትገብርዎ ዘለኹም ፃዕሪ እዩ። ይኹን እምበር መድረኽ እዩ ዝስዕር
@konjosara5547
22 күн бұрын
RIP Meles ZENAWI unified all ethnicities . land is for god poeple can live together shearing love without ethnicity amara and tigray are brother look big countries india more than 200 ethnicities living together shearing love the problem in ethiopia is in oromo ethniciti they hate other ethnicities oromo they are big ethnicity and they think that they should rule the countrie and they dont like to shear the land thats why they are killing amhara and tigray living in oromo region aby ahmed is removing all symbol and architicture for the old emperors menilik selassi in piassa he destroyed all building and houses representing amhara or tigrayan
ካብ ኩሉ በለሰ ክንበልዕ ዋእ ።
Ahiwat. Kulukum. Hade.Nukun. Mehogosi. Tselae. Anikun. Nihiber. Hidegu. Beyzakum.
ኣብ ሓንቲ ጉዳይ ሙሉእ ግዜኹም ትውዶእዎ መሰልቸይ
መላኻዕቲ ዕሱባት ደቂ ረዳኢ ሓለፎም
ገበነኛታት ምሓዝ ፅቡቅ እዩ ግን ኣብዚ እዋን እዚ ንምታይ ተመሪፁ? ፖለቲካዊ ኣሻጥር እዩ ድሓሪ ጉባኤ ህወሓት ይኹን ካብዚ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈአ ፀገሞ ከምፅእ እዩ ::ናይ ፀላኢ ተልእኾ ዘፈፅም ዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ መንጎና ናብዘየድሊ ዝኸፈአ ሽግር ዘእቱ ዘይሓላፍነታዊ ተግባር እዩ :: ፀገም እንተ ሃልዩ ድሕሪ ጉባኤ ይፈፀም ::
@yiheyiswoldesellassie2157
22 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
22 күн бұрын
ሓሳዊ ቶስታስ ኣብ ግምት ዘሎ ስርቂ እዩ ዝበዝሕ።
ኣብዚ ኒኦ ምድያ ዘይምንኻስ ኻሊእ ስራሕ ዘለዎ ኣይመስልን ካብ fb እናኣራረየ ከምዚ በሉ ከምዚ ተብሃለ እናበለ የላኽዕ 👎👎👎
ያ ዓዋልጊን ናብ ገረዓልታ ካብ ውቕሮ ዶ ይቐርብ ዋላስ ካብ ዓድግራት ኣብ ውቕሮ{ካብ ውቕሮ ንኣጉላዕ ክትከይድ}ዘሎ ሜዳ ድዩ መዕርፎ ነፈርቲ ንምህናፅ ዝጥዕም ዋላስ ኣብ ዓድግራት ይገርም'ዩ ትግራይ መዓዝ እያ ፍትሒ ትረክብ?????
@mikigesikon3560
22 күн бұрын
Wekro dea mekelle aleka endo neay terah yeteameni be hade shenek teray aykonen zerbeh ab adigrat airport mesrah wekro kea ab maekel ala kab 2 hadiu tetekem neti kalia kebabi hisebelu kea asfihka be kulu meazen teazeb ane higus eye weshele teserihu
ዪሕመቕ ዪጸብቕ መንግስቲ ኢዩ። ህዝቢ ድማ መንግስቲ ደኺሙ ዪብልዶ ኣይነበረን ፡ ሕጂ መንግስቲ ምድጋፍ ኢዩ ፍታሕ። ብመሰረቱ ለባን ገበነኛን ክእሰር ህዝቢ ክጽውዕ ኣለዎ። ግ ም ት ድማ ህወሓት ኢዩ መሪጹዎ ፡ ተገዛኢ ኪኸውን ድማ ግደታ ኢዩ።
@konjosara5547
22 күн бұрын
RIP Meles ZENAWI unified all ethnicities . land is for god poeple can live together shearing love without ethnicity amara and tigray are brother look big countries india more than 200 ethnicities living together shearing love the problem in ethiopia is in oromo ethniciti they hate other ethnicities oromo they are big ethnicity and they think that they should rule the countrie and they dont like to shear the land thats why they are killing amhara and tigray living in oromo region aby ahmed is removing all symbol and architicture for the old emperors menilik selassi in piassa he destroyed all building and houses representing amhara or tigrayan
ኣብ ሲዳማ ሓዋሳ ብዘይ ምንም ገበን ካብ 6-20 ዓመት ተፈሩዱዎም ዘለው ነበር #መከላከያ ተጋሩ። 1 ኮ\ል መዝገበ ኣፅበሃ ሃጎስ 2 ኮ\ል ኣብርሃ ተፈሪ ገዛሀይ 3 ኮ\ል ሃጎስ ኣሰፋ ወ\ንጉስ 4 ኮ\ል ሃድሽ ሃጎስ ተስፋጊዮርጊስ 5 ሌ\ኮ መኮነን ግርማይ ገብሩ 6 ሌ\ኮ ሃይላይ ገብረ ገብረተክለ 7 ሌ\ኮ ሙሩፅ ታደሰ ወልየርግስ 8 ሌ\ኮ ገ\ሄር ሃፍቱ የእብዮ 9 ሌ\ኮ ብርሃነ ወላይ ካህሳይ 10 ሌ\ኮ ጥላሁን ኣብርሃ ገ\መድህን 11 ሌ\ኮ ሰሎሞን ኣክሊሉ ዮሴፍ 12 ሌኮ ግደይ ነጋሽ ኣርኣያ 13 ሌኮ ወልዳይ ብርሃነ ገ\ፃዲቅ 14 ሻለቃ መኮነን ገብረመስቀል ኣስገዶም 15 ሻምበል ኪ\ማርያም ገ\ተንሳይ ተሰማ 16 ሻምበል ኣረጋዊ ኣርኣያ በዛብህ 17 ሻምበል ገ\ዮሃንስ በርሀ ገብሩ 18 ሻምበል ጎይቶኦም ገ\ጀወርግስ ሃይሉ 19 መቶኣለቃ ብርሃነ ገረዝጊሄር ኣለማዮህ 20 መቶ ኣለቃ መሰረት ስዩም በርሀ 21 መቶኣለቃ መኮነን ሓጎስ ገ\ፃድቅ 22 መ\ኣ ወልደዳዊት ገ\ስላሰ ወ\ስላሰ 23 መ\ኣ ደሳለይ ግርማይ መረሳ 24 መ\ኣ ገ\ሚካኤል ገ\ህይወት ደበሳይ 25 መ\ኣ ሃይለገብርኤል ኢታይ አለማዮ 26 ም\መ\ኣ ጉዑሽ ገ\ፃዲቅ ኪ\ማርያም 27 ሻለቃባሻ ፅጋቡ ኣስፋ ናይዝጊ 28 ሻ\ባሻ ወልደኣብርሃ ፅጋብ አስገዶም 29 ሻ\ባሻ መሓሪ ተስፋማርያም በየነ 30 ሻ\ባሻ ሓጎስ ፅገ ገረኪዳን 31 ሻ\ባሻ መብራህቱ ደስታ ገ\ማርያም 32 መ\ሃ\ኣ ሃይለኪሮስ ሃ\ስላሰ ሃደራ 33 መ\ሃ\ኣ ሙላው መረሳ በርሀ 34 መ\ሃ\ኣ ሰለሙን ተስፋይ ገሰሰው 35 ሃ\አ ሃይላይ ሕሉፍ መለስ 36 ሃ\ኣ ተከስተ ኣፅበሃ ዘማርያም 37 ሃ\ኣ ማዓሾ ገ\ፃድቃን ታረቀ 38 ሃ\አ በቀለ ፍሰሃ ተኩሉ 39 ሃ\ኣ ያይነ መብራህቱ ተ\ሚካኤል 40 ሃ\ኣ ጎይቶኦም ብርሃነ ገ\ሄር 41 አስራለቃ መሳፍንት ያለው አለሙ 42 ኣስራለቃ መብራህቶም ለገሰ 43 ኣስራለቃ መላኩ ግርማይ ኣድሓና 44 " የዕብዮ ታደሰ ገርላሰ 45 " ሹሻይ ኣርኣያ ገ\ሄር 46 " ካሕሳይ ካልኣዩ ተገኝ 47 ም\ኣስራለቃ ጌቱ አሰፋ ተሰማ 48 " መብራህቱ ኣፈራ እምባየ 49 " ብርሃነ ገረኪዳን ግደይ 50 "ደስታ ገብረ ኣርኣያ 51 " ሃየሎም ኪሮስ ኣረዳሀኝ 52 "ብርሃነ ገ\መድህን ሃ\ማርያም 53 " ለምለም ገ\ህይወት ወንድም 54 " ሳህለ ኣፅበሃ ኣሰፋ 55 " ኣረጋዊ ገ\መስቀል ሃጎስ 56 " መብራህቶም ገ\መድህን ገ\ሚካኤል 57 " ጠኣመ ገ\መድህን ካህሳይ 58 " ሃድሽ ኣለም ሃደራ 59 " ክፍለ ንጉሰ ገ\ገርግስ 60 "ሃ\ማርያም ተ\ኣለም ጉዐይ 61 " ካልኣዩ ታከለ ኣማረ 62 "ተስፋኣለም ኣሰፋ ይሕደጎ 63 " ኣብርሃም ንጉሰ ተክለ 64 "ኣብርሃለይ ኣዱኛ ኣለሙ 65 ወታደር ግርማይ ገረዝጊሄር ገብሩ አዚኦም እቶም ተለጢፎም ዘለዉ ሸም ዝርዝር ኩሎም አሕዋትና አብ መክራን ሰቃይን ጭንቅን ፀበባን እዮም ዘለዉ እሞ በጃኩም ናብ ኩሉ ዝምልከቶ አካል ፍትሒ ንክረክቡ ናብ ኩሉ ነባፀሐዮ በጃኩም ድምፂ ኩኑና ይብሉ አለዉ ፈጣሪ ምሰኦ ይኩን። #ሃፍቶም ሓጎስ #Tigray Tribunee
እቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ነዓርሱ ኢሕጋዊ ኢዩ። ካበይ መጽዩ? ንመን መጽዩ? አብ ትግራይ ጊዝያዊ መንግስቲ የለን። መንግስቲ የለን። እቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ዝብል ጊታቸው ረዳ ንትይ ሃጋዊ መንግስቲ አብ ፕሪቶርያ ሽይጡ ኢዩ። ህጋዊ መንግስቲ ህውሃት ብዘይ ህጋዊ ውልቀ ሰብ ጊታቸው ረዳ ተትኪኡ። ስለዝኮነ ኩሉካ ትግራዋይ ጊታቸው ረዳ መራሂካ አይኮነን። ጊታችው ረዳ ህዝቢ ትግራይ አይመረጾን። ስለ ዝኮነ አብ ትግራይ ህጋዊ መንግስቲ የለን። ጊታችው ረዳ ባዕሉ ሰካራም ስራቂ ኢዩ። መራሂ አይኮንን። ንትግራይ አይውክልን። ስለዝኮነ ኩላካ ትግረዋይ መሰልካ ፍልጥ። መስልካ ንይ ሰረቅቲን ሰካራም ካህዲትን አህልፍካ አይታሃብ። ጊታቸው ርዳ መንም ትግረዋይ ንይ ምእሳር ናይ መህዝ ሃጋዊ መሰል ይብሉን። እቲ ሃቂ እዝይ ኢዩ። ኩሉካ ትግረዋይ ኢቲ ዝተመሬጸ መንግስቲ ደብረ ጽዮን ምስ ምክሪ ቤት ናብ ቦቱኡ ይመልስ። ጊታቸው ይወገድ ኢሕጋዊ አፍራሲ ሃድነት ተጋሩ ዝለ ዝኮነ። እቲ ሃጋዊ ዝኮነ መንግስቲ ናብ ቦቱኡ ተመልሱ ምስ ሃይሊ ትግራይ ኮይኑ ንትግራይ የመሃድራ መንግዲ ትግራይ እስካብ ዝጸሪ። መንግስቲ አልባ ግይሩና ዘሎ ኢቲ ሱስዕ ዘይህጋዊ ውልቀ ሰብ ጊታቸው ርዳ ኢዩ። በተውሳኪ ጊትታቸው ረዳ ንሃይሊ ትግራይ ናይ ምብታን ምሰል የብሉን። ሃይሊ ቲግራይ ( TDF) ናይ ትግራይ ህዝቢ እምብር ናይ ጊታችው ወይካዓ ናይ ህ ዋህት ንብረት አይኮነን። ናይ ህዝቢ ሰራዊት ናይ ወድብ ሰራዊት አይኮነን። ህዝቢ ትግራይ አብ ፕርቶርያ ኮይዱ አይፍፈረምን። ጊታቸው ረዳ ይኩን ህዋህት ህይሊ ትግራይ ናይ ምብታን መሰል ፍጹም የብሎንምን። ትግረዋይ ኩሉ ተለዓል ሰራውቲካ ህጋዊ መንግስቲ መልስ ዓቅብ እብለካ። ተጋሩ ተላዓሉ ፎ በለዎ ንጊታችው። ንክልተ ዓመት ህዝብና እናክፋፈል አብ ልዕሊ ሃዘን ሃዘን ደሪቡልና። ካህዳም ድሙ። ድሙ ጥራይ ደቃ ትበልዕ። ባዓለገ