🔴መልእኽቲ ንነበርቲ ኢስራኤል//10//05//2024

Пікірлер: 110

  • @mikitv123
    @mikitv1232 ай бұрын

    ናይ ቅድሚ ሕጂ ጻዋዒተይ ናብ ኣቦታት ካሃናትን kzread.info/dash/bejne/Zp2Z3NR8k7fPdLQ.htmlsi=QcL7Zyc4daaOQnvg

  • @user-lx7tp5jl8y

    @user-lx7tp5jl8y

    2 ай бұрын

    Abziea zelo seb kea gohaf beal ska kea hmak zreba ktnzh tweal nerkas hji lbam lbam txawet aye enda hgdef

  • @fyoriberhe9398

    @fyoriberhe9398

    2 ай бұрын

    Seteyti dem shame on you maltkum texebyou dhan

  • @user-cz1zz2gk2g
    @user-cz1zz2gk2g2 ай бұрын

    ተጋሩ ኢና ኢሎም ንህና ከአ ተጋሩ ኢልናዬም ምክንያቱ ካብኦም ንላአሊ መንነቱ ዝፈልጥ ስለዝየለ ።።መሰል ሰብ ክግህሱ ዝተበገሱ ለይቲ መአልቲን አብ ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝነብሩ ከዳአት መጨረሸኦም ግን ብጣአሚ ህማቅ ኢዬ

  • @cosmic2.0132
    @cosmic2.01322 ай бұрын

    Hakika miki hawey buruk amlak nkulom yehwatna eritrawin selamna yhabomi nixel yehwat sile meneseyatna😢😢❤❤

  • @ergeatbahata29
    @ergeatbahata292 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቕ ዘረባ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እሓግዝካ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💐💐💐🇪🇷🇪🇷💐🙏🏾🙏🏾❤️💕👍👍👍❤️❤️❤️🙏🏾

  • @user-cq3uq8jp5k
    @user-cq3uq8jp5k2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ሓቂ ሚኪ ኣምላክ ባዓሉ ምሕረቱ የዉርድ

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla2172 ай бұрын

    Yessss ናይ ቢሓቅ ዘረባ ናይ ማታሕቲ ሃይማኖት ዞባሃል አዚ ኣቦና አዩ ፍቅሪ ዚዚሚር❤❤❤

  • @kidskitchen1905
    @kidskitchen19052 ай бұрын

    Yes bro ❤❤❤

  • @user-le7qt7yk4g
    @user-le7qt7yk4g2 ай бұрын

    Eritrawnet kubur mennet 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @SemerTsegu-wq8ew
    @SemerTsegu-wq8ew2 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hiriahagos1571
    @hiriahagos15712 ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️

  • @betty5338
    @betty53382 ай бұрын

    🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv99772 ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍💯💯💯

  • @jontaga-ts6ch
    @jontaga-ts6ch2 ай бұрын

    መርሓባ ሚኪ እዚ ትብሎ ዘለካ ሓቂ ኢዩ መን እሞ ክሰምዓካ ምክንያቱ ንከይ ሰምዑ ተሳማሚዖም ኢዮም

  • @user-tc6hv9ui2s

    @user-tc6hv9ui2s

    2 ай бұрын

    እቲ ምኽሪ ጽቡቕ እዩ። ብክልቲኡ ወገን እንተዝስማዕ። ኣነ ክትምለሰለይ ዝደልያ ሕቶ ግን፣ ደናጉላን ኣባትርን ሒዙ ንዝመጸካ እንታይ ኢኻ ትገብሮ? ክትከላኸል መሰል የብልካን ድዩ? ንዓኻ ከምዘይምልከተካ/ላንጋ ላንጋ ኮንካ ከም ተዓዛቢ ምውርዛይሲ ኣይጽቡቕን እዩ።

  • @asliasli6123
    @asliasli61232 ай бұрын

    ❤❤

  • @rezeneteklzgi1455
    @rezeneteklzgi14552 ай бұрын

    ሚኪ ሓወይ ናይ ብሓቂ ለባም ኢካ ከማካ የብዝሓዮም ኢንታይ ኢሞ ክንገብር ለባም ተሳእኑ ዓያሹ በዝሖም

  • @hagereykulunegerey1054
    @hagereykulunegerey10542 ай бұрын

    ጅግና ወዲ ኤርይ እሱ እዩ እቲ ሐቂ ❤🎉

  • @danielmnase935
    @danielmnase9352 ай бұрын

    Well done Miki haw lebam zereba

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab22322 ай бұрын

    ሚኪ ንፉዕ መንእስይ ጽቡቕ ዘረባ ናይ ለባማት ኣገላልጻ 🇪🇷👏ንኤርትራን ህዝባን ባዕሉ ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልና🙏🙏🇪🇷

  • @awetshimbahri1727
    @awetshimbahri17272 ай бұрын

    Patros layba

  • @user-bs2xu2jm2u
    @user-bs2xu2jm2u2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @birikitynegassi2501
    @birikitynegassi25012 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zs7ob6sv6o
    @user-zs7ob6sv6o2 ай бұрын

    Agzabhar Amlak mhret yewrdelkum Miki Hawey .

  • @semaiabraham4972
    @semaiabraham49722 ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @lemlemogbazghi1856
    @lemlemogbazghi18562 ай бұрын

  • @AbrahatGebradam
    @AbrahatGebradam2 ай бұрын

    ደሐን,እቶ,ናባሐቂ,ዘራባኪ,ንዐይ,ነቢዐ

  • @toklomnegashe3473
    @toklomnegashe34732 ай бұрын

    1❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede60522 ай бұрын

    Welcome Mike

  • @aronteame6013
    @aronteame60132 ай бұрын

    Eritreawnt kubur Menent 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-bs2xu2jm2u
    @user-bs2xu2jm2u2 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MrKemaledin
    @MrKemaledin2 ай бұрын

    ኣጆኻ ከይተሓለካ ንሰላም ደው በል ጂግና ናይ ሰላም

  • @tsehay6178
    @tsehay61782 ай бұрын

    ሚኪ ወዲ ቅዱስ ሚካኤል እግዚኣብሀር ይባርኽካ። ቀጽሎ። ኣጆኻ። ካብ ሰላም ዝበልጽ የለን ። ሰላም ንኹሉ ጥ ዑም እዩ።

  • @sarajoh313
    @sarajoh3132 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏

  • @user-bs2xu2jm2u
    @user-bs2xu2jm2u2 ай бұрын

    Eritrawi kemzi aygebrn eyu kabey eyom mexemuna bejakum ezom denakur

  • @abebasemere2731
    @abebasemere27312 ай бұрын

    🌺🌺🌺🌺

  • @abytesfamicael2119

    @abytesfamicael2119

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yz3rw2xx8t
    @user-yz3rw2xx8t2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞👏🏻💗💔❤️👍

  • @fyoriberhe9398
    @fyoriberhe93982 ай бұрын

    Ata tim bel hasawi nibalka tigusguselu neyrka nikikatelu tehateti ekum barayou himak tarik tigebru alekum btami dima zehizin kemakum aynet chikane rina aynifelitin ab alem hawu ziketil fooooo

  • @ZemichaelWeldeyedus

    @ZemichaelWeldeyedus

    2 ай бұрын

    Haqikhi izi lekhibat biwishitu tehagusu iyu zelo

  • @asliasli6123
    @asliasli61232 ай бұрын

    Enty eke tmsaken zelka hge Miki eza Endu ete xagam yehawat ena tble gedfowa plss Tigray mes Ertrewi ahewat Kona aynflxen

  • @EriHome-fu2zq

    @EriHome-fu2zq

    2 ай бұрын

    ወዲ ርሹን ደንብያ መነዴካ ከ ሓውና ኢካ ኢሉካ

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara31412 ай бұрын

    Besenkukum atum Rugumat hgdef dedehrena mexekum tekek tebuluna zelekum

  • @almazmesghin6281
    @almazmesghin62812 ай бұрын

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👌

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd2 ай бұрын

    ሰላም የውርደልና ኣምላክ'ምበር ነንሕድሕድና ክንጣፋእ ኣብ ዓለም ተራእዩ ኣይፈልጥን

  • @user-kq6ep6cl6h
    @user-kq6ep6cl6h2 ай бұрын

    Nay behaqi miki haway selam yewrdlna miki lebam seb sebna nab selam nemlsom

  • @gualmehari999
    @gualmehari9992 ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay54362 ай бұрын

    Miki hawey jone xaxe ilukum eritrawi kinebaiskum Ina nenahadhikum 🇪🇷🇪🇷

  • @emunman1189
    @emunman11892 ай бұрын

    Etom ab zey mengsti ,mengstina abzey Eritrea Eritrea abey Naxinet Naxinet endabelkum, n seb Sidetu mixer kelkumo zelekum, lukat eti gujile Mafya teqawemu. Hadimu zimxie degefti eye elu hawu ziqetil yelon. Miqtal Eritreawi 33 amet meret Eritrea brem cheqiu eu. 😊😊

  • @AbrahatGebradam
    @AbrahatGebradam2 ай бұрын

    ደሐን,እቶ,እንራ,ዐለም,በጃኩም,ደቅና,ዕረቁልና,ሐደራ,ሐደራ,ሐደራ,ሳዐብልና,ንሕና,ወለዲ,ንነብዕ,አለና,

  • @woalesk2432
    @woalesk24322 ай бұрын

    Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9

  • @erimiassolomon760
    @erimiassolomon7602 ай бұрын

    ጽቡቅ ዘረባ ፡ ግን ንስካ ብድዐ ናይ ጽልኢ ዘረባ ክነዝሕ ትውዕል ዝነበርካ ፡ ኣብ Yotub ናትካ እንዳ ኣምጸካ ክትጻረፍ ክትፍክር ትውዕል ዝነበርካ 😢😢

  • @senaittewelde9018
    @senaittewelde90182 ай бұрын

    Entay koinom terebishom yzarebu alewu nskum ms tebelashekum endu kefiena hasabkum kale gbrkum kale

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d2 ай бұрын

    ኣብ ሃገር ስሪአን ዕጥቀን ፈቲሐን ወጽየን ሲ ሕጂ ሰብኡት ክመስላ ምስ ተጋሩ ተኣኪበን ።ኣብ ሰላማዊ ሰብ ግፍዕታት ከውርዳ ዘየገርን ኣይኮነን ብዝኾነ ግን ተፋሊጥና ኣለና ።መንግስቲ ኤርትራ ፈሪሕክን ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ተውርድኦ ዘለኽን ብታሪኽን ዋጋን ክትሕተታ ኢኽን ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari74092 ай бұрын

    ❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉

  • @MeksebKbret-xz2uf
    @MeksebKbret-xz2uf2 ай бұрын

    ዋይ መንእሰይ ረኺብዎ ዘሎ ስደቱ ከይ ኣኽሎስ ዋይ ኣነ ሸ

  • @saron-si5ym
    @saron-si5ym2 ай бұрын

    Seytan kemeker neseka kesche aykonkan bareya wedi medehen berad

  • @yohanneszemede1540
    @yohanneszemede15402 ай бұрын

    Nay behaqi lebam hawna kemaka yebzhayom qexlo

  • @abdunasser6228
    @abdunasser62282 ай бұрын

    Tegray Tewet ente zeylka aykrbukan ekum

  • @negussiesamson3020

    @negussiesamson3020

    2 ай бұрын

    ኣታ ወዲ ሕርካም ትግራይ ክትጸንት ኣለዋ ተሓቢካ ኣዘንግዒካ ትሃርም ከም ናይ ኣቦኻ.

  • @user-bs2xu2jm2u
    @user-bs2xu2jm2u2 ай бұрын

    Beal wufey endleakwom eyu eti shigr egzabher aaftinabrom mesta eyom Kolkata eywrdolom

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    2 ай бұрын

    ቶኳላ ውፉይ ደኣ ንባዕሉ ስደተኛ ኣበይ ኮይኑ ክልእከና ንዓካ ባርያ ኢዩ ኢሰያስ ዝልእከካ ዘሎ።

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat51142 ай бұрын

    ሚኪ ሓፈሻዊ ኣይትዛረብ ንቀተልቲ ኣገብ በል ንቀተልቲ ኣጋልጽዎም ሕጂ ኣስተምህሮ ወጋ የብሉን እስራኤል ቀተልቲ ንገሩና ኣጋልጽዎም ብመኣልቶም ክፍረዱ ዮም ናይ ታሪኽ ሓተላ ዮም

  • @user-xp9my5gz2h
    @user-xp9my5gz2h2 ай бұрын

    እቲ ፅገም ክቀትለካ ክመጽእ አ ሞ ኽአ እንተሀደምካ ይስዕበካ ብዙ አጋጣሚ መልስ ኢልካ ክትሀርሞ ግድነት ይኸውን ዝኽነት ኮይኑ ስላምየምጽአልና

  • @duhberhe9991
    @duhberhe99912 ай бұрын

    Kla eskatkum do akshshti ekom😪😪

  • @mebrahtomsahle8112
    @mebrahtomsahle81122 ай бұрын

    Bal niska zigosgoskumo eu hiji agatimu zelo dahan hiji haweryat selam kitmeslu

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari17422 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara31412 ай бұрын

    Zehalef videokamera Reayo ata hasawi lokmax

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara31412 ай бұрын

    Kabaka jemer neskatkum kemakatum eyu abzekulu abxhomna bemelhaskum serekti

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam97392 ай бұрын

    ሚኪ ብሓቂ ናይ እስራኤል ዘሎ ሽግር ካብ ምሒር ምትህልላኽ ዝሰዓበ እዩ ብጃኹም በጃኹም ፍልልይኩም ኣጽቢብኩም ተዓረቑ ጉዳይ ስደትኩም ግበሩ ጽቡቕ ጻውዒት ዝሰምዕ ይረኸብ።

  • @werkelulwerka
    @werkelulwerka2 ай бұрын

    Ere tselot eyu negzabhier misgana eyu kab seb miweikal begzabher miweiikal yehYiesh

  • @micealmiki4053
    @micealmiki40532 ай бұрын

    ሰላም ሚኪ እዚ ትብሎ ዘሎኻ ጻዊዒት ሰላም ጽቡቕ እዩ፡ እቲ ሽግር ግና ንዓበይቲ ንካህናት ዝሰምዕ ሰብ ዳርካ የለን፡ ኣብ እስራኤል ዘሎ ህዝቢ መብዛሕትኦ ልዕሊ 30 ዓመት ዝበጽሕ ካብ ንእሰነት ዝሓለፈ እዩ፡ ስለዚ ብማዕዳ ዓበይቲ ዝሰምዕ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን፡ እዚ ጉዳይ ክፈትሖ ዝኽእል መንግስቲ እስራኤል ጥራይ ይመስለኒ፡ ምኽንያቱ እዚ ጉዳይ ብጽኒዕ ሕጊ ፖሊስ ጥራይ እዪ ደው ክብል ዝኽእል፡ እቲ ሽገር ፖሊስ ወይ መንግስቶ እስራኤል ነዚ ጽኑዕ ሕጊ ኣውጽእዩ ክፈትሖ ኣይከኣለን።

  • @ErusAman
    @ErusAman2 ай бұрын

    😢😢😢😢😢 🇪🇷wyan wdmoch yhe lnat aygbam enat jgena hzeb nachw ysra sewi yhe lnate aymtnrm ltgaru k🇪🇷 poletika aswtuahew enesu newi migdluahu 🤮🤮🤮

  • @user-bo4zd2me6x
    @user-bo4zd2me6x2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara31412 ай бұрын

    Lehtit wodi shormuta telam

  • @user-vb6yg5ti2g
    @user-vb6yg5ti2g2 ай бұрын

    ቃለህወት የስመዔና አቦና

  • @emunman1189
    @emunman11892 ай бұрын

    Seb shegogut, Isayas, patrarik kab Bete chiristian, aktivum ab mahhuyor yetikum qetilkum. N Isayas ab bete chiristian yetikum Timor endikum. 😊

  • @almazabraha4674
    @almazabraha46742 ай бұрын

    ሓቂእ ኢዩ ሚኪ እዚ እስካእ ትብሎ ዜሌካ ናይ ሌባማት ኢዩ ግን እዛ ጊዚዬ እዚእ ሌባመ ዝውሕዴሉን እቲ ድኬፌኤ ካእ ሜራሕቲ ሃይማኖት ኬመ ጉቡእ ዴይመመሮሖመ ኢዩ እሶመ ኢዮመ ጎሳ ናይ ሴብ እዚኦመ ግን ሜሊሶመ ኒእ ጽልኢ ዝዕዱሙ ኢዮመ ስሌዚ እቶመ ሴብ ዴጎይዩ ዴሌዉ እቶመ ቴቆዌመቲእ ድብሉእ እም እቲ ሴናይ ጻዊዒትካን ሓሎትካን እመላክ እታሓዎሶ ።💔😭🙏🙏🙏💯💯🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @ellena5652
    @ellena56522 ай бұрын

    💔 10 lose & 200 injured oh my God😭😭😭😭 please all Eritreans brothers stop fighting each others please thinking twice throw out tegaru ideologies from your mindset

  • @almazhagos3208
    @almazhagos32082 ай бұрын

    ኣብ ሲና ሰብ ዝቀትሉ ዝነበሩ ደም ዝለመዱ ኣብ እስራኤልን ኣብ ኤውሮፓን እንድዮም ከይዶም ዘለው ደም ዝለመዱ ሰብ ምቅታል ድሕር ኣይብሉን እዮም ርጉማት እግዝኣቢሄር ደኣ ናይ ኢዶም ይሃቦም እንበር

  • @almaztesfamichael5219
    @almaztesfamichael52192 ай бұрын

    በጃኩም ካህናትን ኣበይቲ ኣቦታትን ኣደታትን በጃኩም ናይ ሰላም መንገዲ ምርህዎም

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde51832 ай бұрын

    እዚ ዓደይ ወዲ ዓደይ ነጊሱ ኣሎ ኣብ እስራኤል ኩሉ ሰብ ብፍላይ ኤርትራዊ ዓገብ ክንብሎ ኣለና ገና ሕጂዊን ቡዙሕ ክንጉዳእ ኢና

  • @user-tc6hv9ui2s
    @user-tc6hv9ui2s2 ай бұрын

    ምኽርኻ ጽቡቕ ነይሩ ሚኪ። መን ይጋገ ከምዘሎ እናፈለጥካ፣ ነቲ ዝጅምር ዘሎ ዓገብ ኣብ ክንዲ ምባል፣ ንነብስኻ ከም ወጻእተኛ ቆጺርካ ን2 ወገን ዓገብ ምባልሲ.. ። ደናጉላ ሒዙ ንዝመጸካ ኸ እንታይ ትገብሮ? ? ነዚኣ ሕቶ ነብስኻ ኣብኣ ኣእቲኻ መልሲ ሃበላ። እቶም ከምኡ ዝገብሩ ዘለዉ፣ ሕውስዋስ ተጋሩ ምዃኖም ትፈልጥ ኢኻ። ስለዚ እቶም ዝህደኑ ዘለዉ ኤርትራውያን ነብሶም ብኸመይ ይከላኸሉ ደኣ ምኸርእምበር ።

  • @almazgessesew13
    @almazgessesew132 ай бұрын

    deported them

  • @shakip5866
    @shakip58662 ай бұрын

    Nehena Eritreawiyan ena tigaru aykonane zereba yalen🇪🇷

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    2 ай бұрын

    @@koala10ish ደሓን ተሓቢእካ ፈክር ንሕና ካብ እቲ ንሕና ነውርደልኩም እንክእል ሓደጋ። ንላዕሊ መንግስቲ እስራኤል ከውርደሎም ይክእል ኢዩ ስለ ዝበልና እንበር ቆራያት ወይ ዕዉራት ኣይኮናን ጊዜ ጥራይ ይሃበና።

  • @yahereberaki2324
    @yahereberaki23242 ай бұрын

    ሱቁበል ሩኩስ ቀሺ ሓሳዊ መዳነጋሪ በዓል ንስካ ቀንዲ ተሓታቲ

  • @user-vb6yg5ti2g
    @user-vb6yg5ti2g2 ай бұрын

    ምኪ ክሉ ከማኻ እተዝኾዉን ጽብቅ ነይሩ ሞት ንክልትኡ ወገን ዐብይ ክሰራኡ

  • @Goitom1973
    @Goitom19732 ай бұрын

    ንስካ ሐደ ካብቶም መዓልታዊ ጽልኢ ትዘርእ ዘለካ ኢካ ለባም ለባም ኣይትጻወት

  • @yohannesafewerki8022
    @yohannesafewerki80222 ай бұрын

    ሚኪ ሰብ ኣብቲ ሓቂ ወዳበታት ክኣቱ ኣለዎ እምበር ምሳኹም ኣለዉ ናይ ጪፍሪ ን ከዲዓቲን ዎላ ኣብ ሲና ደቂ ተጋደልቲ ንፈልጦም ብሕማቕ ተቐቲሎም ጠበቓ ፎሲ ኣይኮን

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu2 ай бұрын

    ኣንታ ሎቕማጽ ሓሳዊ ውኻርያስ ቅንዕቲ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር ጌርካያ። ኢድካ ክትክፈል ኢኻ ደቂስካ ኣይትሕደር

  • @issayfikadu916
    @issayfikadu9162 ай бұрын

    እንታይ ኣሎ ድሁል

  • @hailesilassienegash4133
    @hailesilassienegash41332 ай бұрын

    ወዳጀ ዘረባ ምኪ እባኣር ሎሚስ ማዓር ዝኾነ ዘረባ ዳኣ ከባይ ኣምጽእካዮ ድሮ ቅድሚ ሕጂ ተዛረምካዮ ስኑድ እዩ ፡ግን ሓደነገር ክነግረካ ይንዋሕ ይሕረ እቲ ቅድሚ ሕጂ ትዛረቦ ተፋራረሆን ዝነበርካ እንተ ታኻእሉ ብሕጊ እንተ ዘይኮኑ ካኣ በቲ እንስኻ ትኣምነኑ ዋጋኻ ክትረክብ ምዃንካ ፍለጥ እዚ ኮሉ ዝኽፈል ዘሎ ዋጋ ባዓል እንስኻ ዝኣጎድኩሞ ሓዊ እዩ ሞ ውሃኻ ክትረክብ እኻ ።

  • @user-wc6fb3jk9d

    @user-wc6fb3jk9d

    2 ай бұрын

    እቶም ኣብዚ ተራስኑ ዘለኹም ፌክ ኣካውንቲ ጌርኩም ተጋሩ ምኻንኩም ንፈልጥ ኢና ንዓኹም ክሕሸኩም ግን ኢድኩም ኣክቡ።

  • @ZemenMerhawi-em4wj
    @ZemenMerhawi-em4wj2 ай бұрын

    ሱቁ በል አንታ ሎቁማጽ ካድር ህግደፍ ለክባጥ

  • @abrahamasmelash5135
    @abrahamasmelash51352 ай бұрын

    አነ ዝገርመኒ 8,000 ኪሎሜትር ሃዲምካ መጺኻ ሻዕብያ ምሉኡ ዕጥቂ ሂብካ ከሎ ዘየወረድካዬ ሕጂ አብ እስራኤል ኮይንካ ክተውርዶ ምሕሳብ ንርእሱ ዓቢ ጽበት ናይ ርእሲ ዘለዎ ጥራይ ዝሐስቦ ሰላም ጌርካ ምሽቃል ናብራኻ ምዕራይ ይሕሸካ ሸንኮለል አይትበሉ።

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    2 ай бұрын

    ንስካ ከ ደኣ ክንድዚ ተሰዲድካ እንታይ ምድጋፍ ኣድሊዩካ ባርያ ሓወይ።

  • @abrahamasmelash5135

    @abrahamasmelash5135

    2 ай бұрын

    @@akiyor3615 ወዬ ርእሲ አልቦ ስንኩል ሐንጎል ስለዝኾንካ እምበር ሰብ ባርያ ዓዱን ህዝቡን እንተኾይኑ ጸጋ እዩ ናትካኸ ብፉፉ እንዳባጉና ትኽድም ዘለኻ ሕሱር ኸዳሚ።

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    2 ай бұрын

    @@abrahamasmelash5135 ባርያ ህብን ዓድን ኣብ ተፈጥሮካ ኮንካ ኣይትፈልጥን ኢካ ኣብዲ ኢካ ንስካ ሃገር ብዲማ ሕብረተ-ሰብ በሪሱ ውሉድን ወላድ ትፈላልዮምስ ባርያ ህዝበይ ወላ ባርያ ዓደይ ኢልካ ነብስካ ኣይትጠብር ንስካ ባርያ ኢሰያስን ኮራኩርን ኢካ። ሓልዮት ህዝቢ እንተ ዝህልወካ ሕሰብ ኣብ ሕብረት-ሰብ ዘሎ ምተረደኣካ ኤርትራ ብዘይ ተሰፋ ብዘይ ባይቶን ቅዋምን ኢስያስ ኣብ ናይ መወዳእታ ዕደመ ዘመኑ ዝግድፍ ዘሎስ ስቅ ኢላ ዝወረዶ ህዝቢ ኤርትራ ይሓልየሉ ኢየ ኢልካ ደቂ ሃግር ክተሳድድ ክትንድብር ኣንታ ኣብዲ ሕቶም ኣእምሮ።

  • @user-bf3rq9cl2d
    @user-bf3rq9cl2d2 ай бұрын

    ኣቅሽሽቲ መስቀል ሒዞም ሸይጣውንቲ ኮይኖም ተላዒሎም ኣለዉ.እዚ ንስኻ ትዛሮቦ ዘለኻ ኣምላኽ ዝፈትዎ እዩ.እዚኣቶም ኤርትራ እንተኣትዮም ውን ነዚ ሰይጣናዊ ስራሕ እዮም ከተግብሩ. እግዚኣብሔር ልብኻን ቅንዕናኻን ሪእዩ ሱላም የውርድ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @weinimuzelo9762
    @weinimuzelo97622 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-bf3rq9cl2d

    @user-bf3rq9cl2d

    2 ай бұрын

    መስሓቅ ኣይኮነን እዚ.ብፍላጥ እንተ ጌርክዮ እግዚኣብሔር ስንኺ ይደርቅመን 🙏🙏🙏

  • @mengsteabaraya9601
    @mengsteabaraya96012 ай бұрын

    ነዚ ቀሺዚ ቀዳማይ ክሕረድ ዘለዎ ሰብዩ እቶም ኣብ ኡ ዘለኩም በዚ ጀምሩ ቲ ምሕራድ ወዲ ሸርሙጣ

  • @landvandeboer2626
    @landvandeboer26262 ай бұрын

    ኣታ ለኽባጥ ደጊፍካ ኸ ለውጢ ይመጽእ ዲዩ?ሙሽሙሽ ብሰንክኹም ኢዩ እዚ ኩሉ ሂወት ዝጠፍእ ዘሎ?መዓልትኹም ተጸበዩ ደሐን ደምና ደም ከልቢ ኮይኑ ኣይተርፍን ኢዩ፡።

  • @asterhaileslase8978
    @asterhaileslase89782 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbrahatGebradam
    @AbrahatGebradam2 ай бұрын

    ደሐን,እቶ,እንራ,ዐለም,በጃኩም,ደቅና,ዕረቁልና,ሐደራ,ሐደራ,ሐደራ,ሳዐብልና,ንሕና,ወለዲ,ንነብዕ,አለና,

  • @user-bs2xu2jm2u
    @user-bs2xu2jm2u2 ай бұрын

    Eritrawi kemzi aygebrn eyu kabey eyom mexemuna bejakum ezom denakur

Келесі