መደብ ምስ ስነ ጥበባዊ ሶሎሙን ባይረ (ወዲ ባይረ) ካብ ትግራይ

Ойын-сауық

መደብ ምስ ስነ ጥበባዊ ሶሎሙን ባይረ (ወዲ ባይረ) ካብ ትግራይ

Пікірлер: 296

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow24 күн бұрын

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzread.info/dron/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @snaytfukad9523

    @snaytfukad9523

    24 күн бұрын

    Wede.bare.anflt On.ena.gen.drfo.btame.ena.nfto.ate.ane.ane.nske.nseke.aby.knmno.asmr.klake❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tiebekidane8680

    @tiebekidane8680

    24 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓወይ ኣዲኡ ንወዲ ባይረ ሓማሴን ኢየ ኮይኑ ግን ብዓዲ ኣቡኡ ዝሕበን እዩ ከም በዓል ትመስገን ካሕሳይ ልክስክስ ኣይኮነን

  • @lemlemmokonen2556
    @lemlemmokonen255624 күн бұрын

    ሰላም ሰልጠነ ሐውና ሰለሙን ወዲ ባይሩ ጅግና ሐዉና ከምቲይ ሰላም ዝደረፍካያ ሕጂውን ሰላም ክኸውን እዩ ምስ ፈጣሪ❤❤👍👏🙏🙏🙏

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q24 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ኩሉ ነገሩ ጭዋ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @lemlemmokonen2556
    @lemlemmokonen255624 күн бұрын

    ሰልጠነ ሐውና እዚአ ናይ ሰላም ደርፊ ሰለሙን ወዲ ባይሩ ምስ ቤርጌድ ንሐመዱ አብ አሰመራን መቀለን ክትድገም እያ ምስ ፈጣሪ❤💛❤💙💙💙👏👏🙏🙏🙏

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    24 күн бұрын

    ኣጆኹም ኣሕዋትና ኣለና ኣብ ጎንኹም❤❤❤💙💙💙💙

  • @danielgehbru6075

    @danielgehbru6075

    19 күн бұрын

    Kkkkkk Dream is free 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-zy5ts8su4u

    @user-zy5ts8su4u

    19 күн бұрын

    Hlmi derho nezi dyom,zhalmu medengexat!

  • @habtomghebreyesus2585
    @habtomghebreyesus258524 күн бұрын

    የቀኒየልና ሓው ሰልጠነ ንኩቡር በሀር ሰለሙን ባይረ ዝምጻእካልና ኣነ ሓደ ካብቶም ኣድነቅክቱን ፈላጡኡን ስለዝኮነ ብ ኣክብሮት መጀመሪያ እንቃዕ ካብዚ ናይ ጽንተት ኩናት ትግራይ ብሰላም ወጻእካ

  • @desalegngebrezabeher9336
    @desalegngebrezabeher933623 күн бұрын

    ወዲ ባይረ አነ ወታደር እየ:: ደስ ኢሉኒ : ኩሉ ክብርታት ንTDF::

  • @Selam-uc1gr
    @Selam-uc1gr23 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ሽኮር አብ አስመራ ብፈረንጂ 97 ናይ መርዓይ ደሪፉለይ ንፍዕ እዩ ብጣዕሚ I like him 👌👍

  • @blackdiamonddiamond6011
    @blackdiamonddiamond601123 күн бұрын

    ናይባሐቂ ህዝቢ ትግራይ ለባም ሐዳግ ለዋህ ህዝቢ እግዚአብሔር ይባርኮም🙏🏽🙏🏽✊❤️💪

  • @user-jd8wn9lh3d

    @user-jd8wn9lh3d

    21 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን💛💛🙏💙💙

  • @freweynidesta
    @freweynidesta24 күн бұрын

    ፈለማ ሰልጠነ ሓውና ናይዚ ንኡስ ሓውና መስዋእቲ መሪር ሓዘን ተሰሚዒኒ ብሓቂ ግና ንዕላማን ንሓቂን እዩ ሞ ካብኮነ ንመላእ ቤተሰብን ሰብኣውነት ንዝስመዖ ከሉ ፅንዓት ይምነ 🙏🙏🙏 ብምቅፃል ንሰሌ ሓውና ስለ ዘቅረብካልና ነመስግን❤❤❤

  • @BETESEB1972
    @BETESEB197224 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ሰላም ንዓካ ንሓውካ ኣብርሃም ዓቢ ወዲ ባይረ ኣብ ኣስመራ እየ ዝፈልጦ በጃካ ስእሊ ሓውካ ዘርግሓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-on3fy4ik2y

    @user-on3fy4ik2y

    21 күн бұрын

    አብ ናይ ሰሎሙን ባይረ ፈይስብክ እቶ ይህሉ እዩ አብኡ

  • @hope52052
    @hope5205224 күн бұрын

    Abizi Alem kem Tegaru Lebam hzbi eko yelen, entaymo ayashu ahwat Eritrawian endo rekibkum, We love you wedi Bayre,

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi427624 күн бұрын

    እወ ኣሕዋትና ምቓል ጎንና እዚ እትብሊዮ ስለጽበልና ብዙሕ ጠጸሪፍና ግን ትማልን ሉምን ጽባሕን ሕጂ ውን ተጋሩ ኣሕዋትና ❤💛💙💙💙

  • @user-bu7ev7he9o

    @user-bu7ev7he9o

    23 күн бұрын

    ደቂ ኣከለይ❤❤

  • @goodboyhabasi1287

    @goodboyhabasi1287

    23 күн бұрын

    ናይ ቁርፂ እዋን ኣሕዋትና 👌💙💙

  • @user-br9ig5ji7q

    @user-br9ig5ji7q

    23 күн бұрын

    Yes ኣሕዋትና💙💙💙💙💙💙

  • @user-jd8wn9lh3d

    @user-jd8wn9lh3d

    21 күн бұрын

    ብሓቂ ክቡራት ኣሕዋትና ንኡስ ሓዉና 😢😢ብዓል ንፁህ ህልና ብየማኑ ይቀበሎ ንኹልኩም ኣሕዋትና ፅንዓት ይሃብኹም🙏🙏

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi199724 күн бұрын

    ሰሌ ወዲ ኣስመራይ ጻዕዳ ኣታ ብሩኽ ❤❤❤❤❤💙🎧ወዲ ባይረ ይዓኽ ምስ ዓባይ ሓፍተይ መማህርቲ እዮም ኔሮም ኣብ ኣስመራ ትሕትንኡን ልቦንኡን ፈቃር ሰብ ሙኻኑን ገሊጻ ኣይትጸግቦን እያ 💎ኣነ ክኣ ረኺበዮ ኔረ ethiopia ከይደ ከለኹ በቃ ብሉጽ ሰብ 💎

  • @user-db4xt8qh9n
    @user-db4xt8qh9n24 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ kab fkrri nbelx entay alo ህዝበይ ንቃሕ ፍቅሪ ከየስተማቀርካ ከይትመውት ኣይኮነን ዶ ከማካ ትግርና ሓውካ ምስ ካልእ ሃገር ከማ ፍቅሪ ፍቅሪ ክትጨኑ ኣለካ ❤❤❤

  • @weditekle1570
    @weditekle157024 күн бұрын

    Thank you wedi Bayre big respect and peace for Tigrinya people 💙💙

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham817824 күн бұрын

    ናይ ወዲ ባይረ ካብንእስነተይ ክሳብ ሎሚ ሰሚዔ ዘይመንዋ መዘከርታ ዘይትወልዲ ፍቅረይ ኣብ ሞንጎና ሐደቆልዓ, ኣዝማዳ ድዮም ቤተሰባ ካባይ ፈልዮማ ንብሕታ ወዝተ ሰሚዕካ ዘይምኖ ዘዕበየና ደርፍታት ናይ ወዲ ባይረ 👍

  • @freweynidesta
    @freweynidesta24 күн бұрын

    ሰሌ ሓውና ንዘቅረብካዮ ሓሳባት ኩሉ ደስ ይብል ብፍላይ ብዛዕባ ንበርሀ ካሕሳይ ዝመለስካዮ መልሲ ካባካ ዝፅበዮ ዝነበርኹ ውርዙይ ዘረባ እዩ ብጣዕሚ ኮሪዐልካ ወዲ ዓበይቲ ብሓቂ ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @BiniamAreayaslassie
    @BiniamAreayaslassie24 күн бұрын

    ጅግና ሓወይ ወዲባይረ ሰላምካ ይብዛሕ።

  • @Ykgxu
    @Ykgxu24 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓውና ፈታዊ ሰላም ብዓል ሕልና ንፈትወካ ኢና❤💙💛ወዲ ባይረ ንጉስ ጥበብ ብሓቂ ገሊፅካዮ ብርጌድ ንሓመዱ ኣሕዋትና ሰብ ሕልና ፍንጫሕ መሰንገልና እዮም ኣብ ልዕለኩም ዓብይ ክብሪ ኣለና ተጋሩ❤💙💛ስውእ ወዲ ወርቁ ሓውና ጅግና ተዘካሪ ብዓል መትከል ታሪኽካ መስዋእትካ ህያው እዩ ኩሉ ግዜ ኣለኻ ኣብ ልብና ብዓል ሕልና ሓውና 😭💔😭💔😭💔😭😭

  • @goodboyhabasi1287

    @goodboyhabasi1287

    23 күн бұрын

    ኣንሕናዊ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ሰብ ሕሊና ብርጌድ ንሓመዱ ኣሕዋትና 🙏💖💙💙💖

  • @user-br9ig5ji7q

    @user-br9ig5ji7q

    23 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @Monliaz
    @Monliaz19 күн бұрын

    ብዘይ ምክንያት አይኮነና ተጋሩ ኢና ንብል❤❤❤❤❤

  • @danieltedla7389
    @danieltedla738923 күн бұрын

    Wedi Bayre best Artist. Thank you Seltene 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @TitiGualtigriay-qj1io
    @TitiGualtigriay-qj1io24 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓወይ ብተ ኣምሩ ተሪፍና ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓይሉ ብዓይንና ዝረአናሉ ሰዓት እዩ ኔሩ ብድሮን ይኩን ብካሊእ ዝስደደና ዝነበረ ቁምብላታት ብተለይ ኣብ ዓጋመና 80% ኣብ ነፃ ቦታ እዩ ዝዓርፈ ኔሩ ኣብ ሞነርያ ገዛ እንተ ዓሊቡ ብዝኮነ ምክንያት እቶም ሰብ ገዛ ካብቲ ገዛ ምስ ወፁ ብተኣምሩ የፅልሎም ኔሩ ክብሪ ንልኡል እግዚኣብሄር ክብርን ሞጎስን ነቶም ነዓና ክጥዕመና ክብርቲ ሂወቶም ሂቦም ሂወትና ዘትረፉ ጀጋኑና💪❤❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay401824 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓወይ ናይ ወዲ ሰሌ ባይረ ንዓካን ን ሚደያካ ተፈታዊ ሸው መርከብ ትብል ደርፉ ገቢዘካ ኣለኹ።ሰሰልጠነ ናትና❤❤❤

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre36823 күн бұрын

    Thank you Selten for inviting selmon great job 👏

  • @meserettesfai545
    @meserettesfai54523 күн бұрын

    Love love Tegaru, heroic people, we miss your presence and Eritrea never was the same place as to when you were taken away from us❤

  • @GreatTigray-dl8zw
    @GreatTigray-dl8zw24 күн бұрын

    Wedi Bayre wedi Gezawtina neyru, Lebam seb, I hope I will meet you when I come to Tigray. I will come to Tigray within the next two months, stay safe wedi Bayre, we love you.

  • @davidgidey4713
    @davidgidey471324 күн бұрын

    Thank You 🙏 🙏🙏💛💙💯Selomun

  • @yohannisghebrmariam8611
    @yohannisghebrmariam861123 күн бұрын

    We love u Wedi bayre you'r Pure eritrean.💙💙💙

  • @habtemichael3505
    @habtemichael350524 күн бұрын

    One of the best artists and an exemplary person!

  • @meleig858
    @meleig85824 күн бұрын

    Unity, Love and Peace will prevail.

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu24 күн бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃእካ ወዲ ባይረ ሓቢቢ❤

  • @samuelabraha7209
    @samuelabraha720923 күн бұрын

    Exclusive Interview With Best Artist Brother Solomon Bayre ❤Thank You So Much 🙏 Dear Brother Seltene Girmay ❤Tefetawi Talk Show ❤ 🙏💖🙏

  • @teklayghidey3447
    @teklayghidey344721 күн бұрын

    ጅግና ሰባሪ መስርዒ ወዲ ባይረ ዓርከይ Sol.long live❤❤❤

  • @HenokHabtom-ev5vd
    @HenokHabtom-ev5vd23 күн бұрын

    yessss ንሰላምን ፍትሕን ኩልና ንዘምር 💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi427624 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ምሩጽ 🌿🌿🌿🌿🌿

  • @Teshemewedishewittig
    @Teshemewedishewittig24 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ጅግና❤🎉❤

  • @amanuelgeberemariam1809
    @amanuelgeberemariam180923 күн бұрын

    Thanks seltene for bringing on your program wedi biyre nice to see you selli brother

  • @alembrhane4488
    @alembrhane448821 күн бұрын

    Peace for our people, Eritrea and tigray, Ethiopia ♥️♥️♥️

  • @feralmtesfay1571
    @feralmtesfay157121 күн бұрын

    ካሓሳይ በረሃ ልተጋሩ ብጣዓሚ እዩ በዲሉና ሶልዋኒ ምስ ክፍሎም ክትሰርሕ ይመነ ❤

  • @aexum1597
    @aexum159724 күн бұрын

    Selam selten hawey 🙏🏾 delay selam ❤💛❤💙💙💙

  • @Aksum881
    @Aksum88124 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ጥበብ❤❤❤

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77224 күн бұрын

    ወዲ ባይር ናይ ብሃቂ ሊቅ ዝኾነ ስነ ጥበበኛ እዩ።❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham532224 күн бұрын

    ስላም ሰላም ሰልጠን፡ ሰለሙን ባይረ ናይብሓቒ Artisዩ🎉🎉🎉🎉

  • @edentekeste5934
    @edentekeste593423 күн бұрын

    Wedi Bayre Selamka Ybzah ❤❤❤❤❤

  • @FjG-ot9dn
    @FjG-ot9dn23 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ጀግና ❤

  • @selam2953
    @selam295324 күн бұрын

    Wellcome Wedi bayre

  • @danyblatino
    @danyblatino23 күн бұрын

    Wedi bayre great Artist we respect you

  • @adbt3565
    @adbt356524 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ትግራወይቲ ክምርዖ ኣማጻኣለይ ትግራዋይ ሰሚን እየ ናይ ጀርያ ዋ ሙስሊምን እዮም ከኣ እዋይ 50000 ሽሕ ስድራና ዝከፈልዎ ሰይቲ ፊሊጶስ ትብትኖ ኣላ ኣብ ልዕሎ ሰልዲ፡ይስዕሱዑ ኣለዉ ኣብ ጎደና ከኣ ኣደ ስዉእ ደቂ ስዉእ ይልምኑ ኣብ ጎደና ይደቅሱ ዋይይይይ 2 ሞት ኣየ ኣደታትና ነዓና ምዉታት ዎሎዶ ወልድክን ናይ ሕማመይ ዝብል ሕማም ተሰዶ ታይ ክትገብራ ነሃደም እንበር ኸነድሕነክን ነብስና ከማን ኣይነድሕንን

  • @user-br9ig5ji7q

    @user-br9ig5ji7q

    24 күн бұрын

    yes😢😢😢

  • @selmalovefiseha3679

    @selmalovefiseha3679

    23 күн бұрын

    😢😢

  • @danielgehbru6075

    @danielgehbru6075

    19 күн бұрын

    AGAME KOMAL 😂😂😂😂😂😂

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane974024 күн бұрын

    Thanks so much Solo Grande

  • @pleaseddays7471
    @pleaseddays747124 күн бұрын

    ወዲ ባይረ : ኣንባሳደር ሰላም። ነዚ ሓው ህዝቢ ናብ ሓደ ንምምጻእ ከይተሓለልካ ስራሕ።

  • @mohammedbel3m550
    @mohammedbel3m55023 күн бұрын

    ሰላም የውርደልና እዚ ክልተ ህዝቢ♥♥

  • @merhawitgebremichael354
    @merhawitgebremichael35424 күн бұрын

    Danke ❤❤❤❤

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena851323 күн бұрын

    Solomon you are a gracious human being. I am from Asmara as well. Peace is not far away. Would love to see your concert in Asmara & it will happen sooner than later.

  • @tl2254
    @tl225423 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ቱሑት ደላይ ሰላም 💙❤️

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin570324 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ተፈታዊ / ምስ ዝፈትዎ ድምጻዊ ወዲ ባይረ🙏💙💙💙💙💙

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel851823 күн бұрын

    Well done seltene thanks ❤❤❤

  • @mathewospaulos8679
    @mathewospaulos867923 күн бұрын

    Wedi Bayre shikor 💙💙💙💙💙💙💙

  • @fevenfeven-dv7xc
    @fevenfeven-dv7xc22 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ሓበን ትግራይ ስልጠድማ ስለጋሻካ ዝገበርካዮ የቀኒየልና❤

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey277122 күн бұрын

    እዛ መዝሙር ሰላም እዚአ ምስ ጩራ ባንድ ተሓዲሳ ክትዝመር ይግባእ እዚ ሓርማዝ እዚ ካልአይ አብ ትግራይ ክንርእዮ አይንደልን ሰላም ንሓመዱን ተጋሩን ይኹን❤❤❤

  • @tigraywelela3896
    @tigraywelela389621 күн бұрын

    Amazing interview ❤

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans940021 күн бұрын

    አሰይጀጋኑና ባአኩም ንሕበን ክቡር ማዕረ ነብሱ የክብረካ ሰልጠነ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💙💊💪✊💪✊✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪✊

  • @mohammedseidnegash1894
    @mohammedseidnegash189422 күн бұрын

    ሰለሙን ባይራይ ሓውይ ጅግና ስነ ጥበባዊ ፈታዊ ሰላም

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat70823 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💙💙💙

  • @tesfahiwetgebregziabher9479
    @tesfahiwetgebregziabher947924 күн бұрын

    Wdi bayre jigna niber kiber

  • @mhretabtela9389
    @mhretabtela938923 күн бұрын

    Abet sene Lbona Sool thanks ❤

  • @samuelgenet5542
    @samuelgenet554221 күн бұрын

    Well done Seltena peace with you ❤❤❤❤❤.

  • @solomonaster
    @solomonaster24 күн бұрын

    Amen Amen Amen Amen yikeyirelna halal hawey wedi halalat.

  • @arongebregziabher3171
    @arongebregziabher317121 күн бұрын

    Wedi Bayre Lbam bhaki ❤❤🎉

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d21 күн бұрын

    ኣምላኽ ሓድነት ይፍጠረሉ ህዝብና ይአኽለካ ይበለና ኣጆና ❤️💛❤️💙💛💙

  • @telaabay1856
    @telaabay185618 күн бұрын

    ኩብራት ኣሕዋት ጽቡቅ ቃለ መሕተት : ወዲ ባይሬ ሓውና ኩቡር ሓሳብ ካብ ኩቡር ሰብ።

  • @sahayabray5699
    @sahayabray569922 күн бұрын

    WEDI BAYRY ATTA JEGENA WEDI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY AWETEKUME BE SEREKHUME AJOKHUME HEZEBI TEGERAY MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @TesfayBeyene
    @TesfayBeyene23 күн бұрын

    ሰላምን ፍቅርን ንኩሉ ወድሰብ ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኩም ሰሰናዬ ይግጠምኩም ❤

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine123 күн бұрын

    I can see that Solomon Bayre is such a great person/artist and I wish him nothing but success and happiness!!!

  • @liaberhane9973
    @liaberhane997323 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ማለት ❤❤❤

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta1724 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ንጉስ ጥበብ ሓላል ሰብ ❤🙏

  • @ElyasElyas-pb1th
    @ElyasElyas-pb1th23 күн бұрын

    ሰልጠነ ቀጽለሉ ጅግና ሕጹብ መዓንጣ

  • @desbeleembaye7921
    @desbeleembaye792124 күн бұрын

    ❤❤❤❤ ኮኮብ ወዲ ባይራ

  • @mibrakteka1848
    @mibrakteka184823 күн бұрын

    Wedi Bayre abi seb, btaemi korienalka. Tebarek mis kulom sidraka mearey ❤❤❤

  • @samuelberaki2828
    @samuelberaki282823 күн бұрын

    GOD BLESS YOU BOTh

  • @syraharari4233
    @syraharari423323 күн бұрын

    Sole is one my favourite singer. Now l even like him and respect him more.🥰🙏💙🌿💙🌿💙🌿

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks23 күн бұрын

    ሰልጠነ ዓርከይ ኣብዛ ናይ ርእሶም ዝበልካያ 100% ሓቂ ።

  • @yoditteklemaryam7925
    @yoditteklemaryam792523 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ሰሊ ሐወይ ሰላምካ ይብዛሕ ❤❤❤❤❤

  • @nouraviri4903
    @nouraviri490324 күн бұрын

    we love you bro💝💝💝💝🌷

  • @yoditembaya3722
    @yoditembaya372224 күн бұрын

    ሰልጠነ ሓወይ ኣነ ከም ኤርትራዊ መጠን ንህዝቢ ትግራይ ክገልጾ እንከለኹ ብጣዕሚ ኢየ ዝግረም!!!!ምኽንያቱ ትግራዋይ ኣብ መሬቱን ንመሬቱን ኢዩ ዝስዋእ ንሕና ግን ካብ መሬትና ወጻኢ ኣብ ልቢያ ኣብ ሲና ህይወትና በጃ እትሓልፍ ሕብረተስብ ኢና ኢለ ክደፍር

  • @danielafewerki1119

    @danielafewerki1119

    22 күн бұрын

    ትግራዋይ ኣብ ስደት ኣይሞተን ዲኺ ትብሊ ዘለኪ እንታይ መልእክቲ ኢኺ ከተሕልፊ ደሊኺ ኢሂ ኣብ ስደት ፈቀዶ የመን ራጎ ሱዕድያ ጁቡቲ ፋሕ ብትን ኢሉ ዝመውት ዘሎ ትግራዋይ ዶ ኣይኮነን ስደት ኣብ ዓለም ምሉእ ዘሎ ህዝቢ ይስደድ እዩ እንተ እቲ ኣብ ዘይምልከተና ኣቲና ኢና ንመውት ዝበልክዮ ኤርትራዊ ጀግና ውላድ ጀጋኑ ወዲ ሰብ ታሪኽ ሰብ ስረ እዩ ኤርትራዊ ንሃገሩ ደሙ ከፊሉ እዩ ኣምጺእዋ ኢሂ ትማል ዘይኮነን ካብ 1998-2000 ኣብ ሞንጎ ኢትዮ- ኤርትራ ዝነበረ ኲናት ትግራዋይ ሃገር እንዳማቱ ክወርር ኢሉ መጽዩ መቃብሩ ጋህስታት ኤርትራ ኣይኮነን ድዩ ሬሳ ኣዕጽምትን ትግራዋይ ክሳብ ሕጂ ኣብ ግንባራት ኤርትራ ፋሕ ኢሉ እንታይ ኢኺ ከተዛርብና ደሊኺ

  • @ZemenMerhawi-em4wj
    @ZemenMerhawi-em4wj24 күн бұрын

    ሰሌ ለባም ሰብ

  • @tsigealemayoh786
    @tsigealemayoh78623 күн бұрын

    ወድኖዋይ መአረይ ሰላም ንኹሉና የምፀአልና ኸቡር ሐው❤

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b21 күн бұрын

    ❤❤❤እንኮዕ ዳሓን መፃኩም

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin570324 күн бұрын

    ትዝ እልኒ ኣብ ሓራት ኣዉቶብስ ደርፊ ኣምሓርኛ ወልዕኩ እሎ ዝተቀተሉ😢😢😢😢😢😢 ኣሕ

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham817824 күн бұрын

    ጩራ ባንድ ክኣ እባ ኣይትረስዖዮም 💙💙💙💙💙 long live ጩራ ባንድን ኩሉትኩም ኣሕዋተይ ደለይቲ ሰላምን ደለይቲ ፍትሕን

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    24 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ማዓረይ ኣነ ከማን ማራ እየ ዝፈትዎም ግን ንኩሎም ክትገልፆም ኣይትክእልን ኢኻ ካብዞም ብዙሓት ቁንጥጥ ኣቢልካ ንምዝራብ ዝኣክል እዩ እምበር ንኣብነት እንበዓል #ፍናን_ኣዳልን መሳርሕቱን ኣለዉ ብጣዕሚ ሓቦን ተስፋን ዘስንቁ ጀጋኑ ኣሕዋት💙💙💙💙💙💙

  • @healthmedia148
    @healthmedia14820 күн бұрын

    በሳል ሰብ❤❤❤❤❤

  • @samiwelay4860
    @samiwelay486022 күн бұрын

    ወዲ ባይረ ጅግና ሓላል ሰብ ❤

  • @user-tg3nw2xo9t
    @user-tg3nw2xo9t24 күн бұрын

    Wedi bayre mearey mesetay ❤

  • @MhrtabTakste-ml8nn
    @MhrtabTakste-ml8nn24 күн бұрын

    Wedi bayira 🙏💕👌💕👌💕👌💕🙏

  • @berihuembaye7210
    @berihuembaye721024 күн бұрын

    እሞ ሃየ እምቢ ኣይባስን ኢሉካ ብጣዕሚ ዳማ ኣድኒቀዮ ኣንበሳ

  • @Dianaamanuel3237
    @Dianaamanuel323722 күн бұрын

    Btaimi taimi zelewo elal love u guys ❤

  • @seamhagos773
    @seamhagos77324 күн бұрын

    ውይ ባይረ ዓቢ ሰብ

  • @HdhdhhdHdhdh-dq3ky
    @HdhdhhdHdhdh-dq3ky23 күн бұрын

    Dameyyy king❤❤❤

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile24 күн бұрын

    ወዲ ባይረ አጅካ king 🎉🎉❤

  • @Anbesa_Tv
    @Anbesa_Tv22 күн бұрын

    Btami lebam wedi bayre. Luzub kalat kbri yhabka

  • @MhrtabTakste-ml8nn
    @MhrtabTakste-ml8nn24 күн бұрын

    Wedi bayra 100%🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌🥂👌

Келесі