Temesgenin bete sebum n hagern hzibin serihomin meytomin. Niska wedi sharmutan hasawinke entay gerkum n hagern Hizbin bejeka hasotn kelbi nay eseyas wedi tenben
Temesgen is Eritrean. This hero tells us about Temesgen's mother's side, who are fallen for Eritrea. Two of Temesgen uncles on his father side were fallen for the independence of Eritrea 🇪🇷 . I know them personally. It's so sad and irritating to hear about this guy. I think Temesgen loves money
Пікірлер: 116
ኣብ ውሽጥና ተሓቢኦም ዘለው ኩሎም መድሓርሓርቲ ነቃልዓዮም። ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማአታት አርትራ።
ክብርን ሞገስን አናብስ 🕯️❤💡ንስዋአትና 🕯️❤💡ኤርትራ🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ን አናብስን ዘራዊት ❤️🦁❤️ኤርትራ ❤️🦁❤️ ኤርትራ 🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን አናብስ ከይተሐለሉ መዋእሎም ዚተቃለሱ ❤️🦁❤️ንመንግስትና 🇪🇷🦁🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን 🦁❤️🦁ነቲ ሃገሩ 🇪🇷💎🇪🇷የሕሊፉ ዘይ ሃበ ሕብን አንበሳ ሕዚብና 🦁🇪🇷💎🇪🇷
ዘልአለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንሰማእታትና ክብርን ምጎስን ንሐይልታት ምክልኻል ❤
ኤማ ሓወይ ብዕላማ ኢኻ ብሌን ዓይንኻ ከፎልካ ብሃገርናን ጃጋኑናን ኩልና 0 ተጻወርነት ኢና ❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጽቡቅ ንኩሎም በብሐደ ምቅላእ ጊዚኡ እዩ። ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ። አማንኤል ጸጋይ ብግልጹ አብ ሚዲያ ወጺኡ ምዝራቡ ብጣእሚ ጽቡቅ ። ብቴሌፎን ከ ረኺቡ አዘራሪብዎ ይፈልጥ ዶ ይኸውን ቴዲ ሕተተልና እባ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተመሰገን መጀመርያ ኤረትራዊ ድዩ አብ ከረን ነሩ ይባሀል ትግራዋይ ይባሀል አባሐጎኡ እንታይ ክገብር ንትግራይ ከይዱ መንነቱ ብግልጺ አፍልጡና ።
@ghebre171
Ай бұрын
ተስገን ብትውልዲ ጽሩይ ኤርትራዊ ኢዩ፥ ኣቡኡ ጆሜትራ ስለ ዝኾነ ኣብ ከረን ብስራሕ ተመዲቡ እታ ስድራ ኣብኡ ነራ፥ ኣቦሓጎኡ ዝብሎ ዘሎ ንቦኡ ሓውቦኡ ወተሃደር ናይ ኢትዮጵያ ነሩ ትግራወይቲ ተመርዕዩ ኣብኡ ተሪፉ፥ ተመስገን ብገንዘብ ተገዚኡ እምበር ብትውልዲ ኣይኮነን።
ጅግና አማኒኤል ሐውና ክብርን ምስግናኔ ነቲ ኩቡር ዋጋ ዝኸፉልካ
ኣጆዃ ወዲ ጸጋይ ዓርከይ
በሎ ነዚ ረሳሕ ሕሙም ተመስገን ንዕኡ ዘይ ትግብኦ ስም ሸየጣን ዝተረግመ ሰብ ኣንቱም ከምዚኦም ሪኤ ኣይፈልጥን ከበይ እዮም በቂሎም ኣብ ማእከልና ነይሮም ናይ በሓቂ ድዮም አቀብማእከልና አቀብ ኤርትራ ነይሮም ንትዓዞም ነለልዮም ጥራይ 🙏🏿🇪🇷💪🏿
ተዲ ደስ ዝብል መደብ ጀጋኑ ኤርትራውያን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
ከመይ ወደይ ኣምላክ ነዊ ዕድመ ይሃብካ
Amanal kabtom alew Zbehalu jigna Eyu nsle hager klte aynu Zewfey meqalstey Eyu❤
Well done Tedros ,Aman hawna ka ajoka eskan kemakam zemsaekumlna Hager . Eritrea 🇪🇷 bandera tenbelbl zela.
Ema jigna, brhan sieinka brhan zhabkana kibrn mogosn minaas swat .we can only say thanks may the Almighty God bless u protect u.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተዲ ጅግና አይትህመቅ ንምፍላት ጸላኢትና ድማ የፍልተና ኢዩ ምክንያቱ ካብ ኩሉ ጸላኢትካ ምፍላት አድላይን። ኢዩ
ዘላልማዊ ዝክሪ ንስዋትና ይኩን
ጽብቅ ስራሕ 👌✅✅✅✅
ኣጀካ ወዲ ዓደይ መዓረይ ነቲ ጀግንነትካ ማንም ስብ ክድምስስ ስብ የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
God bless you brother ❤🇪🇷🇪🇷😘
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌺🌺🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጹቡቅ ቴዲ ሓወይ እዚ እዩ ዘድልየና ክብሪ ይሃብካ ኩቡር ሓወይ ኣማን ብርክኻ ይጽናዕ
god job tedi❤❤❤
Zelalemwi zekren mogosen Nesmatatena 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ኤማ ሐወይ ጅግና ብሉጽ ሰብ ክብሪ ይሃብካ ክቡር ጅግና ምእንቲ ሃገርን ህዝብን ብሌን ዓይንካን ክቡር ሂወትካ ዝከፈልካ ጅግና ደጊመ ክብሪ ይግባአካ ቀጽሎ አብ ጎንካ አለና ቴዲ ሐወይ ብሉጽ ሰራሕ ንኪድ ጥራይ ብርሃን እዩ ቅድሜና ዘልአለማዊ ዝክርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam hawey eti bandera shma awrdo mknyatu shma tewedieu bandera u znedd so qeyro xbuq medeb❤❤
Thank you Teddy. Yes you’re absolutely right you need to expose political fraudsters like Temesghen.
Ama U R very respected and our hero who sacrify your eyes for our brightness
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ክቡር ሓውና ተጋዳላይ ኣማኒ ኤል ሓውና ኣያናን ንዓና ክትብል ኣዒንትካ ወፊካልና ክብሪ ይሃብካ ። እውይ ተመስገን ኤርትራዊ ኢዩ ብሓቂ ብስማኣም ።
ብሀቂ ዘህዝን ኢዩ የኢንቶም ሲኢኖም ሀገር ዘውሀሱ ጀጋኑና ህጂ ብዘይ ረብሁ ድርባያት አስማቶም ጅግንነቶም ብዘይ ረብህ ገንዘብ ተአሲቦም ስም ሀገርን ህዝብን መንግስትን ከክፍኡ ዘህዝን ኢዩ። ካብ ኩሉ። ኢቶም ተቃሊሶም ዝ አትው ጀጋኑና ክሰምኡዎ ከለዉ ዘህዝን ኢዩ።
Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷🙏 Well done bulux hewei 🇪🇷❤️ Forever kbret n sematatna 🇪🇷🙏
Great job tdi ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 kibiren mogosin nimikilikal halitat Eritrean Kibiren mogosin ni semaetatina wetiru ab libina 🙏 🙏 🙏
Idmen tinan jgna eritrawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Gibire shibera Tegaru Tigray tiwet zibilu kediat ni Eritreawiyan miqital yiqitdil allo Eritreawiyan ferihomom kekonus ab geben keyiatwu Ellom libe Aibiyon mukanu ezom gibireshibera nay edom mirikabon zeyiterif haqi eyu
ጽቡቅ ትንታነ❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ቴዲ ሐወይ ከምኡውን አማን ሐወይ ኤርትራና ብዙሐት አሕዋትናን አቦታትናን ወሲዳትልና እያ ግን ካብ መግዛእቲ ነፃ ስለ ዘውፃእኩሙና ንዘልአለም ንበሩ:: ኩሉ ግዜ ሀገረይ ደቂ ኤረይ ::🌹🌹❤️❤️
Hasawi hasawi hasawi temesgen tebae menesey eyu bandera andidka cherkiya kelbat hasawi eka. Eka
ዘልአለማ ዊ ዝክርን ክብርን ሰማእታትና❤
Kbrin mogosn N kuburat semaetat ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ajoka hawy natey
ፎርሳ ጀግናው
Ebeba nhapo nharbnan amnel caby💪🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💪💪
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Thanku Teddy👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምልምላም ዶ ሓቀይ በዚሑ ህዝባዊ ግንባር ናይ፡ቀደም ጭግራፉ ስለምንታይ ዘይበግሳ ተዲ እዚኣ ናትካ፡መልሲ ይጽበ ኣለኩ
It's very important & right time to expose the Eritreans but enemy of Eritreans who deny Eritrean sovereignty , independence & disables for libration
Kibrn mogosen neswatena ❤🎉🎉🎉
አንታ ረሳሕ ሽያጥ ኩሊት ሑሱር ጎሕፍ ንስካስ ብተመስገን ክትዛረብ ተሐባእ ለክባጥ ሑሱር 👎👎👎👎❌❌❌❌❌❌❌❌👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎❌❌❌❌
Hasawi kedae ab ziwealo zeyhadir lekbat seraki wedi sebeyti
ኣነ ንክልቲኦም ወለዱ ብኣካል ይፈልጦም ኢየ፡ ብፍላይ ንጆመትራ ተወልደ። ጆመትራ ኣዚዩ ሕያዋይን ፍርሃት እግዚኣብሄርን ዘለዎ ሰብ ኢዩ። ቀደም ኣብ ከረን ድሕሪኡ ድማ ኣብ ኣስመራ ናቱ እስትይድዮ ከፈቱ በታ ሞያኡ ዝናበር እንበር ከምዚ ቆልማጽ ቆልዓ ኣይኮነን። መበቆል ዓዶም ሓላይ ፡ ዓዲ ጀጋኑ እንበር ዓዲ ከምዚ ቆልማጽ ቆልዓ ኣይኮነን ። ተመስገን ሓሜን እንበር ፖለቲከኛ ኣይኮነን። ሕድርኹም ንጆመትራ ብሰንኪ እዚ ቆልማጽ ቆልዓ ኣይትለኩሙዎም ኢኹም።
@ramandebene1131
Ай бұрын
ጆመትራ ኣብ ከረን ነይሩ ኣብ 90ታት ተኣስሩ ነይሩ ንሱ ብምእሳሩ ስድራ ተጸግሞም ነይሮ ሓደ ወዱ ነብኡ ከፊትሕ ላዕሊ ታሕቲ ይብል ነይሩ። እዚ ቆልዓ ኣብዛ ስድራ ናይ ጆመትራ ጽልኢ ሻዕብያን መንግስትን ሃገሪን ተኮስክሱ ዓብዩ ፡ ተመስገን እዚ ክድዓት ሱቅ እሉ ኣይመጸን ብስድራ ተጸልዩ እዩ። ጆመትራ ተወልደ ስለምንታይ ተኣስሩ ኣብ መጀመርታ ናይ ናጽኔት ዓመታት ክጽናዕ ዘለው እዩ ኣቦሓጎይ ወታሃደር ጸላኢ ኣንጻር ገድሊ ይዋጋእ ከምዚ ነበረ ተመስገብ ዳሕድሕዎ እዚ ማለት ጆነትራ ተወልደ ወዲ ወታሃደር ደርጊ ነይሩ ማለት እዩ። ተመስገን ኣብከምዚ ሃዋሁ ዝዓበየ እዩ ከዳዕ ክኸውን ትጽበዮ እዩ።
Good job❤❤❤❤❤
Aybeselen
❤🎉❤🎉
ኤማ ሓወይ ኣጆካ ንስካ ሓርበኛ ኢካ
🙏🏻🙏🏻❤️❤️
Iema ajoica abaleim abhiezb bijgnintica ablebi kelu woledo nebari tarukum kemut worik ieyu tarukum 🇪🇷zekir njganu semittina🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🇪🇷😔
አጆኹም ቀጽልዎ 🇪🇷💕
ሓበንንንንንንን ሃገር❤❤❤❤❤❤❤❤ንበርርርርርር❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
🕯️ 🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ሰላም ተድሮስ ሓውና ከመይ ትኾዉን ኩሉ ሰላም ድዩ መደብ ምቅላዕ ኣብ ጠዓመካ ደውለለይ
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ኣንታ ቴዲ ጹሉል ኢዩ ካ ሰብ ሬኺብኩም ነዚ ግዝየ ትህብዎ
Kulit Ata kezab lewuti gaegae
🇪🇷🇪🇷💗💗👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🥰🥰🥰
Temesgenin bete sebum n hagern hzibin serihomin meytomin. Niska wedi sharmutan hasawinke entay gerkum n hagern Hizbin bejeka hasotn kelbi nay eseyas wedi tenben
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
ሰላም:ቴዲ:❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Teddy sbuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
🥰😍🇪🇷🇪🇷
እዚ ተመስገን ዝብልዎ ካብታ ኣብ ናይ ሰልጠነ interview ዝገበረላ እዩ ተቀይሩ ሽዑ ይዝክሮ እየ ናይ ገንዘብ ጸገም ስለዝነበሮ ገንዘብ ተዋጺእሉ ኔሩ ኣብ ናይ ሰልጠነ ስለዚ ካብዞም ብገንዘብ ዝተዓሰቡ እዩ እዚ ሕልና ኣልቦ። ቀጽሎ ተድሮስ ሓውና🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Selam. Tedi. Hawna. Btgebro. Hugusat. Eina. Kexlo. Tedi. Hawna
Kibrn mogosn nsemaetatna.
ጁግና
ፒኮክ ጸርፊካ ኣሎ ቴዲ ።ኣብ ቲብ ተከታተሎ
Tigra iyom pleas ertrea aytblom Deki 40 tewlije iyom
hageen dictatorn felalyuwo ito zikawemu zelowu kabakum nilaeli ertrawyanyom weylikum dea antum meshikuatamber awet dima mis hzbu ziwegeneyu
እታሐወይስብእዜርብ
ግዜ ዘየድንኖን መድረክ ዘየቃልዖን ሰብ የለን 'ሞ ህዝቢ ኤርትራ ብሕሙም ልቢ ኣይ ሓድርን እዚ ረሳሕ ተመስገን ድማ እታ ጸላም መዓልቱ ይጸበ:: ኤርትራዊ ህዝባን ንዘልኣለም ትንበር
Please it is better to forget Temesgen rather than to speak on him,because dont make him so proud
እዛ ትነድድ ዘላ ባንዴራ አልግስዋ ተባሂሉዩ አይሰማዕካን ዲኻ ቴዲ
Eritra guhaf tedfuwa ezi hijis entay kibahal yekal!!! AHHHHH
TAMSGEN.WADE.ADW.EY.ELO.TzaREBO.SELE.AB.ERITREA BTAME.ALO.ERITREA ETYOBA. SALAM.KAM.GWRBET.NEKABABAR.🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🫲🙏
Eri. 24 ብዙሕ ከመስግነካ ኢዚ ትገብሮ ዘለኻ ካብ ኺናት ንላዕሊ ስለ ዝኾነ ቀጽሎ በርትዕ ነርትራን ህዝባን ክድውኑ ከይደቀሱ ዝሓዱ ዘለዉ ከዳዓት ዋጎም ዝረኽብሉ መዓልቲ ርሑቅ ኣይከነን መምሃሪ ክኸኑ ኣለዎም ጊዝየ ጥራሕ
ምእረምታ ክውስዲ ኣለዎ
🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰
Temesgen is Eritrean. This hero tells us about Temesgen's mother's side, who are fallen for Eritrea. Two of Temesgen uncles on his father side were fallen for the independence of Eritrea 🇪🇷 . I know them personally. It's so sad and irritating to hear about this guy. I think Temesgen loves money
እዞም እንዳ ጆመትራ ተወልደ ገዘኦም ኣብ ከረን ኣብ መንጽር ፓልሶ ሪቫ እንዳ ገብረ ጠማዕ ነይሩ ጆመትራ ተወልደ ኣብ ቀዳማይ ዓመታት ናይ ናጽነት ተኣስሩ ነይሩ ሓደ ወዱ ኣብኡ ምስ ተኣስረ ዘይበጽሖ የለን ሓደ ሎቅማጽ እዩ። ተመስገን እዚ ጽልኣት ካብ ዝሮ ኣይምጸኦን ኣብታ ስድራ ተበክሉ ዝዓበየ እዩ፡ ፊናን ዝብልዎ ሓደ ኣብ ከረን ዝዓበየ ኣሎ ለኽባጥ እዚ ፊናን ክፊል እንታይካ እዩ በልዎ ክፊል ተጋዳላይ ጀብሃ ዝነበረ እዱ ንጸላኢ ዝሃበ ኣብ ከረን ፉሉጥ ሓጽር ስረ ገይሩ ሹጉጥ ገይሩ ኣብ ጀረን ሆታል ኮፍ ዝብል ዝነበረ ድሕሪኡ እንታይ ኮይኑ ፊናን ሕጂ ከዳዕ ህዝቢ ኤርትራ ክኽውን ዝገበሮ ሓደ እዩ። ስለዚ እዞም ጸረ ኤርትራን ህዝባን መንግስትን ብ ፖሎትካ ዘይኮነ ብጽልኢ ገድልን መንግስት ሃገሪን ህዝብን ኮይኖም፡
Selahta. Medenagery. Ykewn. Emo. Sidray. Mihremuni. Ybl. Alo .baelu. nsdreu. Eindawenjeloms. Nmntay. Ykelakel. Alo.
Tedi. Hawna. Kemdem. Siny. Kulu. Wihtnayo. Alona. Kulu. Hozby. Eritrea. Admyemuna. Eyom. Tekielkum. Nsdrom. Dewlka. Aredewom. Temesgen. Sdreu. Kabdergy. Mukanom .baelu. yblom. Alo
👒👒👒👒👒👒👒👒👒👒👒👒
ንደርጊ ምስ ህግደፍ እዩ አዋዳዲርዎ እምበር ደርጊ ፅብቅ እዩ አይበለን
በጃኻ ነዚ ሰብ አዚ ኣይተምሳዮኡ ዓዱ ኣኡፍለጥ ገሊኡ ኣይፍለጥ ንዮኡበሎ
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ከብ ዓለም ምክንያቱ ዕባባታት መንእሰያት ከፊላ ዘመጽኤት ከም ወቁርስብን ባሪኩ ዝሀበና የለን። ብቕጽምና ! ንምዕራባውያን ራሻን ሊብያን የመን ኩባን ኢትዮጽያ መንዞዑ ዘሕቆፈና ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ይኩን!!!
The journalist in Tigray was laughing to but Temesgen was trying att she is asking him about to hate Eritrea and She knows already he is psykisk seak