መኣዝን ልምዓት፡ ዓቢ ወፍሪ ንደርማስ ልምዓት - ትካል መፍረ ድልዊ ጥረ ህንጻ (5ይ ክፋል - መቕድም ስራሕ) | Gahtelay dam (Part 5)
Ойын-сауық
ERi-TV, Eritrea - መኣዝን ልምዓት፡ ሰፊሕ ዕላማ ንርሒብ ረብሓ - ዓቢ ወፍሪ ንደርማስ ልምዓት - ትካል መፍረ ድልዊ ጥረ ህንጻ - 5ይ ክፋል | meazin limeat - Gahtelay dam - (Part 5)
Part 1: • ሰፊሕ ዕላማ ንርሒብ ረብሓ - ዲጋ ...
Part 2: • ሰፊሕ ዕላማ ንርሒብ ረብሓ - ዲጋ ...
Part 3: • መኣዝን ልምዓት፡ ሰፊሕ ዕላማ ንርሒ...
Part 4: • መኣዝን ልምዓት፡ ሰፊሕ ዕላማ ንር...
Part 5: • መኣዝን ልምዓት፡ ዓቢ ወፍሪ ንደር...
Part 6: • መኣዝን ልምዓት፡ ማእከል ስራሕ፡ ሞ...
Пікірлер: 94
እቲ ስራሕን ውጽኢቱን ምስ ረኣኹ ፡ ሃነን ኢለ ። ሓበንን ኩርዓትን ተሰሚዑኒ ብደቂ ኤረይን መንግስቲ ኤርትራን ። መጻኢና ብሩህ'ዩ ። ንኺድ ጥራይ ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።
@mubiealiabdulkerim3222
Жыл бұрын
Kkkkkkk meshakat
@abrnyiosasfha7698
Жыл бұрын
Kkkk denkro hej Wedi 80 amet koyno ayaka bedwo zeshyen zelo koyno hej tesfa ketgber maera kenday degal resi eka hizka kkkkk
ደቂ ኤረይ ንኺድ ጥራይ ብርሃንዩ ቅድሜና 👍 አምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ሰራዊትናን መንግስትናን ይባርኽ 🙏 ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ ✊️ 🇪🇷❤️🇪🇷
@sabatekle1992
Жыл бұрын
አሜን
@robelmajor5256
Жыл бұрын
ኣበይ ዘሎ መንግስቲ መላኺ ኽትብል ዲኻ
@Abraham-wj8xt
Жыл бұрын
@@robelmajor5256 ሱቕ በል ከዳዕ
@robelmajor5256
Жыл бұрын
@@Abraham-wj8xt ኸዳዕ ህዝብ ንመንግስቲ ዘቀድም ኸዳ ኢኻ ደንቆሮ
@abrnyiosasfha7698
Жыл бұрын
Kkkk kab wedi 80 tesba mesknay
ዕድመን ጥዕናን ደቂ ቅድስቲ መሬት እግዚአቢሔር ንኤርትራ ሃገርና ይባርኽ ዓይኒ ኣባይ ይድፈነላ እዛ መሬት ሓላላት ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና።ሰላምን ቅሳነትን ዕቤትን ንኤርትራ ሃገርና።
💯♥️🇪🇷🌹💖♥️❤️ God bless Eritrea 💯♥️🇪🇷🌹💖 Amen 💯♥️ Proud to be Eritrea 💯💯🇪🇷♥️💯
ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍረ ጻማኹም ይሃብኩም እቲ ልዑል ኣምላኽ
Thanks so much Eritrea 🇪🇷 tv 📺🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪🏿💪🏿💪🏿✊🏿✊🏿✊🏿
Asey Eritrea adey bright i feuure
Eritrea 🇪🇷 aodey lemlem kuniley Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💥💥💥💥🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍረ ጻማኹም ይሃብኩም ክብርን ሞጎስን ንመንግስትን ምክልኻልን ህዝብን ኤርትራ
I am happily watching this programme well done my government and people It shows bright future for Eritreans. I would like to see to those workers who deals with steel to wear proper shoes and avoid slipper shoes for the sake of safety regulation.
@AmanTekle1
Жыл бұрын
And also, they are breathing dust.... Please have them wear respiratory masks🥽🥽🥽🥽😷😷😷
Eritra. 🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾
Admen tanann yhabkum deki eri 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️
Nation Building in action. God bless Eritrean leaders.
@AmanTekle1
Жыл бұрын
💯💯💯💯👍👍👍👍👍
@ Eri-TV, the historical and development documentaries are my favorites... We have a lot of youth in the Diaspora who have no idea of the past, present, & possibilities of future.... keep doing more‼️‼️‼️‼️🙏🙏🙏🙏🙇♂️🙇♂️🙇♂️🙇♂️
🇪🇷 ካባኻ ምፍጣረይ የድሐብነኒ! ህዝበይ ክሰርሕ'በር ክዛረብ ኣይትሪኦን💪🙏
❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 ❤️ may God bless our beautiful country 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏 🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
"አብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዚሐድር፣ አብ ጽላል እቲ ዅሉ ዚኽእል ይነብር።" "ኣብ ጥቓኺ ሽሕ፣ አብ የማንኪውን እልፊ ኺወድቁ እዮም፣ ኣባኺ ግና ኣይኪበጽሕን እዩ።" "ንኣኺ ኺወግኡሉ እተሰርሔ ኣጽዋር ኲሉ ኣይኪጠቅምን እዩ፡ ነቲ ንፍርዲ ዚትንስኣኪ ዂሉ ልሳን ድማ ክትረትዕዮ ኢኺ። እዚ እዩ ርስቲ ውሉዳት እግዚኣብሄር፡ ጽድቆም ዓወቶም ካባይ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር።"
@AmanTekle1
Жыл бұрын
@ Dawit...🙏🙏🙏 Reference would have been appreciated 👍👍👍
አምላኽ ይመስገን ስለኩሉ ጥበብ ዝሃበኩም ተባረኹ
God bless you my beloved Eritrea 👏🎉🇪🇷🌹👍👏
My God bless you 🙏 ❤️ Eritrea 🇪🇷
የቀንየልና ቲቪ ኤሪና ንሃገርናን ህዝብናን ካኣ ዘላቂ ሰላምን ራህዋን
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃገርና ምልክዕትን ብልጽግትን ጌርና ክንሃንጻ ኢና
ኤርትራ ክትህነጽ ሕጊ ቁዋም ክትከል ንጽሊ ሞፍቶ ዑሱባት ጁንታ ከይንኸውን በጃኹም ህዝብኹም ኣክቡ ኣብ ደገ ብዘይ ፍረ ይጠፍእ ኣሎ እዛ መልእኽቲ በጃኹም ንባባ ኤሰያስ ኣብጹሑለይ 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@mensurmehamedbrhan3906
Жыл бұрын
ኣነስ ሕጂ ይበርሃለይ ኣሎ ቃልሲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ሃገርና
Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💯
Proud of Eritrean god bless Eritrea 🇪🇷🍎🍎🍎🍎🍎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITREA IS FULL OF HARD WORKERS GET THE JOB DONE. ROADS, HOSPITALS, WATER SECURITY! DO THIS AND YOU WILL PREVAIL.
ዘሐብን ስራሕ። ጉልበትኩም ይጽናዕ!
great job 🚄🚄🚄🚄🚄🚄🚄🚄🌅🌅🌅🌅🌅🌅🌅🌅🌅🌅🌅🌅❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯❣❣💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ዓወት ይምነየልኩም ደቅዛ ሓላል መሬት
Xama rhaxkum trekblu gzie qeribu yu
ኤርትራ ንቕድሚት ክብርን ሞጎስን ንመንግስትን ምክልኻልን ህዝብን ኤርትራ።
@abrnyiosasfha7698
Жыл бұрын
Degal hegdef 31 amet bhasot kkkkk
@teamebahta6249
Жыл бұрын
ንሓቂዘይፈልጥ ሓቀኛ ስራሕ ኣይርዶኦንእዩ።
@AmanTekle1
Жыл бұрын
@ Teame 💯💯💯👍👍👍😊😊😊
Aseyyy aseyyy Eri adey amlak kab kulu texabaei yhalki tray ember ab abi neger kemtbexh dea flut endyu
Thankes 🥰
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰❤️❤️🥰🥰🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤️ 🇪🇷 2023
May God bless eritrea and throw the tyrant gov't 4ever.
safety first ናይ ህንጻ ዝኣክል እንዳሰርሐ ሸበጥ ስለበሰ ይርኢ ኣለኹ ፡ ጌጋ
Asey diki erey xaeramat ajokum ab gonokum alena
❤❤🌹🌹🇪🇷
❤👍🇪🇷❤👍🇪🇷
Menberi abayti kem enda koria ka ab 10 ketmatate serhu ember Eri kedmi 25 amet zenbrto aba eya nekixa zela Tesfa ygeber ministerie henxa kabti dekswo zelo kebraber 🙏
👍👍😍💪💪🙏
At least the construction workers need to wear helmets and vests for safety issues ⚠️.
@AmanTekle1
Жыл бұрын
Agree 💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🇪🇷
ይኣምን ኢየ ህዝብና ስላም እንድሕሪረኪቡ ታኣምር ክሰርሕ ኢዩ እታ ሰልኣም ግን ሓንከርቲ ከሊኦምና ጸኒሖም ክብርን ሞጎስን ንቶም ኣክራናት ሰውራናን መንግስትን ::
Nkid tray brhan eyu qdmina kbrn mogosn nmklkaln nsemaetatna wetru awet nhafash
Its good to see these hard working Eritrean people other African people could learn how self reliance means. But i would like to add one suggestion that the workers don't use safety measures no protective helmet, no protective shoes.
Hopp komming more
Eza ketema Abey eya ab eritrea kemzi alo
ብሐቂ ዓቢ ሃብቲን ጸጋን እዪ ፥ሃገርና ሒዛቶ ዘላ ጎደንና ፥ምስ እዚ ኩሉ እገድን ጸቅጥ ምዕራባውይን። ንእግሪ ምገደይን ግን ሐሓደ ናይ ምከላክልን ጥንቃቀ ክእምት ይፈቱ። 1- ብዝረኤክዎ ክረን (CRENE) ዝጥቀሙ ስባት ርእየ፥ አብ ርእሶም ሐልመት (Helmets)የብሎምን። 2-ቶንዲኖ ዝኣስሩን ዝዓጽፉዘማዓሩዩ ኣብ ኢዶም ጓንቲ የሎን። 3-እብ ድምጺ ዘለዎ ዝስርሑ ናይ እዝኒ መከላክሊ ድምጺ ክህልዎም የድሊ ሊ (ear plug) 4-እንተ ተካኢሉ ብዓቅምና ጫማ ምስቲ ስራሕ (safety shoes) 5-ገለ ስራሕ ብዝረኤክዎ ብዙሕ ደሮና ኣለዎ ፥ንኮቨድ ጥራይ ዝውስን ዘይኮነ (masks) ክህልዎም አለዎም (ግድነት) እዚ ካብ ንውሕ ዝበለ ግዜ ከከታሎ ዝጸናሕ ኮይኑ፥ ድሕነትን ልዕሊ ኩሉ ዝስራዕ ኢል ስለ ዝተማዕኒ እይ። ኣብ ዝመጽእ ግዜ ክትግበር ክም ዝኮነ ይአምን። ዓውተ እግል ረሒብ ገብል።
@Darotayy
Жыл бұрын
ኣብ ትሕቲ ክረን (CRANA) ዝኮነ ስብ ክህለው የብሉን።
@edengebreselasie5291
Жыл бұрын
@@Darotayy መስተወዓሊ ብዘይ ጸርፍን ስድነት ቃላት ጽቡቅ ሕቶ እዮ work safety is very important እዚ ካብ ሕጂ እተዘይ ተአታትዮ እቶም አብትሕቲ መንግስቴ ዘለዋ company አተኩሮ ናይ ሰራሕተኛ ከክብራ ይግብኦም ብውሽጣዊ ዓቅሚ ክስራሕ ዝክኣል እዮ ከም ኩምፓላሴኒ ጫማ እቲ ናይደገ ሸርፊ ዘይድልዮ work musk ear eye protection they should ask help or co operate with the other companies to get discount for mining companies አብ Mining ዝሰርሑ ኩሎ ክማላአሎም እቲ ናይ ኤርትራ ናይ ሰራሕተኛ ፈደረሽን ይካታተሎ ስለ ዝኮነ እቲ ብውሽጢ ዓዲ ዝሰርሕ ከአ ብመጠኑ ናይ safety ምጽቃጥ ከድልየና እዮ ክሳብ ሕጂ ምስቲ ዝጸንሐ ሐርጎጽጉጽ አቃልቦ አይተገቡሩን ይከውን ሕጂ ግን ስዓቶ እዮ ይመስል ይክበር ይንገስ ጎልቦቶ ከይሐብኢ ነዛ ሃገር ዘገልገለ ንሳቶም ክኮኑ አለወም ቀዳሞት ተረባሕቲ
It's good beginning, but please keep safety of the employees, at least they should have helmet, on the video almost one of the employees hitted on his head.
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስጉምቲ ናብ ልምዓት እዩ : ሓደ ነገር ዘስተውዓልክዎ ግና ኣዝዩ ጠቃሚ ርእይቶ ን ዝምልከቶ ኣካል ከቅርብ እንተኾይነ ብዛዕባ health and safety at work ( ድሕነት ሽቓሎ) ቁራዕ ርእሲ ( halmet🧑🚒🧤 ጓንቲ ⛑️ 🥽 መነጽር 🚷 ሓበሬታ 🦺high vis ልዑል ጉሉሕ ጠመተ 😷 ማስክ ናይ ዶሮና ወዘተ እንተ ዝወሃቦም ጽቡቕ ኮይኑ ይሰማዓኒ። እዚ ምግባር ነዞም ስራሕቲ ቅያ ጀጋኑ ሃነጽቲ ሃገር ካብ ዘይተደልየ ሃንደበታዊ ናይ ስራሕ ሓደጋን : ብ ቀመማዊ ብከላ ምስትንፋስ ን ዘጋጥሙ ሕማማትን ከድሕኖም ይኽእል እዩ። ሰላምን ነዊሕ ዕድመን ን ሰራሕቲ ታሪኽ ኤርትራውያን:: ንኺድ ጥራይ🇪🇷
@AmanTekle1
Жыл бұрын
@ Michael ..💯💯💯👍👍👍🙏🙏🙏
Ab sweden kemzi nay concrete( balcon🏢 etc) welding , crane 🏗🪝operator yserh aleku enshalah hade mealti ab adeyv🇪🇷 yserh ykhewn.
ብጣዕሚ ንፉዓት ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ደቂ ኢረይ። ኣብ ልዕሊ እቲ ዘለኩም ፍልጠትን ክእለትን ተመኩሮን ፡ ገለ ሓሳባት ወስ ከብል ክጠቅም ስለ ዝክእል 1) ጉልበት ሰብ ንምዕቃብ ፡መሳርሒታት ማሽነሪ ካብ ወጻኢ ሃገር ድዩ ወይስ ካብ ውሽጢ ሃገር ምብዛሕ/ ምጥቃም። 2) ዘሰልጥኑ ምሁራት ናይ ዝተፈላለየ ሞያታት ካብ ወጻኢ ሃገርን ውሽጢ ሃገርን ኣዳሊካ ፡ መናእሰያት ካብ 1 ክሳብ 3 ዓመት ዝከውን ግዜ ብግቡእ ስልጠና ክወስዱ ምግባር ። 3) ገጠራት ዓድታትን ፡ ኣብ ገጠር ዝነብር ህዝብን ኩሉ ግዜ ዘይምርሳዕ ኣብ ግምት ምእታው። ደጋጊመ ዝብላ ግና " ጉልበት ሰብ ንምዕቃብ ማሽነሪታት ምብዛሕ ወላ ካብ ወጻኢ ሃገር & መናእሰያት ስልጠና/ ሞያ ክወስዱ ዕድላት ምክፋፍ ንንውሕ ዝበለ ግዜ። ኣምላክ ኣብታ ቅስድቲ ሃገርና ተመሊስና ስድራና ንርእየሉ ኣብ ክንዲ ዓዲ ምዕራባውያን ክኣ ሃገርና ንሃንጸሉ ግዜ የምጽኣልና ።
@AmanTekle1
Жыл бұрын
Your advise is ok... #3 is irrelevant because the government has been doing it..the other two, how do you want to be involved to make it happen, how do we all do... Proposals ❓❓❓❓🙏🙏🙏
🇪🇷👍👍👍👍♥️🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Eritrawi teamer keserh yekel eyu, gen entaymo Sean atehahza zeztewelde yetefie alo.
May ketkrbo zeytkelo kkkk
😂😂😂😂😂
Antum sebat wexinakum beqa temahaderu ok gin nigho nigho chirho tirgum abzeybliu why? Serhka genzeb mirkab aykonenen ity ilama waga sirahkas fre alewo do iu ity hito
ሓያል መደብ ርእሰ ሙርኮሳ ዝሰረቱ ርእስኻ ምኽኣል ፓሊሲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቦታ እንደሃለወ ምስቲ ኩባንያ ዓጢቕዎ ዘሎ ሙዑቡል ማሽነሪ። ካብ ትዕዝብተይ ንድሕነት ሰራሕተኛታት ኣሰካፊዩ እዩ እሞ ኣካያዲ ስራሕ ንድሕነት ሰራሕተኛታት ዘድልዮ ናይ ድሕነት ኣልባሳት referencing Health and Safety At Work, basic necessities such as (hard hat 🧢 hand protective glove ,eye glasses 🤓 guard & mask 😷 ) ከምኡ’ውን ናይ ድሕነት ሳእኒ hard boots 🥾 መሰረታዊ ኣድላይነት ተራእዩ እንተ ዝማላእ ጽቡቕ እዩ። ትዕዝብተይ ካብዛ ናይ ፈነወ መደብ ዝተመርኮሰ ኢዩ። ዓወት ንሓፋሽ
ሎሚስ ናይ 32 ዓመት ብኩራት ኣብ ወርሒ ክህነጽ ተደልዩ , እሞ ወያነ መድየልኩም ተስርሐኩም ድያ . ተስፍ ንገብር ብዘይ ብኩራት ክንስርሕ ህዝብና ከኣ ክርህዎ .
ግደፉና በጃኹም ክንድዚ ሃብቲ ማዕድን እንዳግሓጥክሞስ ነዛ ንእሽተይ ሃገር ኣክንዲ ብዘለካ ዓቕሚ ምህናጽ ዲጋ ሰራሕኩ ጃሪካን ቀደድኩ ትብሉና ዒብ ያኸ አረ ቁሩብ ከ ነተን ወጻእተኛታት ክርእዩወን ዝኽእሉ ከተማ ኣስመራን ባጽዕን ቁሩብ ህንጽ ኣብሉወን ብግዛብሄር ኣስመራ መጺእናስ ሓፊርና በኺና
Eritrea will be the next Ukraine
Edmoena mulue ezi tahadid semienayo tegbar gen 0 yelen
ተራ ስራሕ፡ ኣብዝኾነ ሃገር ዘሎ ኮንስትራክሽን ካምፓኒ ዝሰርሖ ስራሕ ከም ዓይቢ ነገር ጌርኩም ከተቕርብዎ ምፍታንኩም ኣዝዩ ኢዩ ዘስደምም። ኤርትራና ኣበየናይ ዓዘቕቲ ወዲቓ ከምዘላ ኢዩ ዘርኢ። እቶም 1940ታት ዝነበሩ ኤርትራውያን ነድቖ ፡ ባትላሜራ፡ ፌራዮ ፡ ቶርኒቶረታት ሞዶፊክ ጌሮም ዝሰርሕዎ ነበረ ስራሕ ኢዩ።
Degalat 31 amet haskom zeytrebrebo shefato sahel nekmakom degal aemro zelwo atlelo kkkkk
@musseandemichael2619
Жыл бұрын
Lohan kondaf agammeee
Hasewti afriskuma enber entay kethanxu gahafat serat hegdef 🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@erenasalina7411
Жыл бұрын
ቆማል ኪድ ቀበሌ መቀለ ሐተተላ😂😂😂😂
@lidiagebryewhanes6186
Жыл бұрын
🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑
@sabatekle1992
Жыл бұрын
ጽቡቅ ዘይትፈትው ሐሳዳት ሐሰውቲ ፍጥረት ሕሳዴኹምን ጸርፍኽሙን ብሽም የሱስ ይፈሰረስ
@Mayawi_1
Жыл бұрын
ata dqala tgraway tay ymlketeka 😂