LYE.tv - Salh Saed - ዘይተፈጸመ ህይወት / Zeytefetseme Hywet - New Eritrean Movie 2014

Ойын-сауық

Subscribe now: goo.gl/tovwfd
LYE.tv is Love You Erena. The first Eritrean online TV.
Bringing to you Eritrean Documentary, Movies, Comedy, Music Video, Entertainment in High Definition. Enjoy it! New Eritrean Music 2016.
Find us on Facebook : / lye.tv
and visit our website: lye.tv
© Copyright: habesha poetics records GmbH. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Check out our playlists:
New Eritrean Music 2016:
• Best of Eritrean Music...
Eritrean Movies:
• Eritrean Movies on LYE.tv
Robel Michael:
• Robel Michael - Playli...
Best Eritrean Music:
• Best Eritrean Music
Best of Asmara Beat:
• Best of Asmara Beats
Eritrean News - Tekle and Woldu:
• Eritrean News - Tekle ...

Пікірлер: 1 000

  • @user-sr5xe3mq7v
    @user-sr5xe3mq7v5 ай бұрын

    ኣብ 2024 ደጊሙ ዝከታተላ ዘሎ 😢❤

  • @user-gt1dl9jp9z

    @user-gt1dl9jp9z

    4 ай бұрын

    ኣነ 2017 ብናይ ሰብ ሞባይል ሪአያስ ብክያተይ😢 ወዲአ ሓቂ ይመስለኒ ነይሩ ደጊመ ስደት ምስ ወፃኩ 2020 ሪአያ ነይረ ሕጂ ዉን2024 ይሪኣለኩ

  • @MosayGergis-ww6vk

    @MosayGergis-ww6vk

    2 ай бұрын

    Ane ♥️♥️♥️

  • @HsabuTekle

    @HsabuTekle

    Ай бұрын

    Alena 😢❤❤❤

  • @finfinie
    @finfinie4 жыл бұрын

    ዋይ ዛፊልም እዝአ በጭራሽ ዘይመንዋ እስከ ከምዚ ከማይ አብ 2020 ዝረአ ላይክ ጡዉቅ አብሉለይ

  • @user-zf3mr3ry6m

    @user-zf3mr3ry6m

    3 жыл бұрын

    ane

  • @mmm0mmmm125

    @mmm0mmmm125

    3 жыл бұрын

    ዋላ አነ

  • @user-cs1sp3zt7b

    @user-cs1sp3zt7b

    3 жыл бұрын

    እዊ አቲ ሓፈተይ አነውን ማዓልቲ ተራኣኩዋ አይመነኽዋይ ተፀሊለ እየ ዘለኩ ብናይ ህዋን ትሕትና

  • @finfinie

    @finfinie

    3 жыл бұрын

    @@user-cs1sp3zt7b ናይ በሓቂ

  • @user-dt8og2du4q

    @user-dt8og2du4q

    3 жыл бұрын

    አረ ኣነስ ክስካብ 2013 ዓ/ም ኣለኺ

  • @trahastrahas4537
    @trahastrahas45374 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዘይተፈፀመ ሂወት ተንካፊት ሊቢ እያ በጣዕሚ ኣደንቀኩም በተለይ ሳሊሕ ጀግና ፈቃር እሞ ዘለዋ ትሕትና እስቲ ንሳሊሕ ዝፈትው liek 100% ቀፅሉሉ

  • @senaytgebru6480

    @senaytgebru6480

    3 жыл бұрын

    Wawwwww

  • @user-yv9us9xj5o
    @user-yv9us9xj5o4 жыл бұрын

    መን አሎ አብ 2012 ዓ,ም ዝረአያ ክፈትዋ ማዓት እየ❤❤❤❤

  • @kh4265
    @kh42653 жыл бұрын

    እዋይ ደራሲ እዛ ፊልም ከምኡ ውን ተዋሳእቲ ከማኹም ሽሕ ይወለድ ፈታዊ ኤርትራውያን ካብ ትግራይ

  • @braswiss164
    @braswiss1644 жыл бұрын

    2020 kemzi kemay alekum do Film nay Eritrea 🇪🇷 ab KZread tdelyu like

  • @amlesetkflom2515

    @amlesetkflom2515

    4 жыл бұрын

    Hani7

  • @amlesetkflom2515

    @amlesetkflom2515

    4 жыл бұрын

    Nettbrettet t u

  • @mashoaregawi5237
    @mashoaregawi52377 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣብ ውልቀ ታሪኽ ሂወተይ 89 ሚኢታዊ ተነጻጻሪት ኮይና ረኺበያ እቲ ዘሕለፍክዎ ሂወት ክዝክሮ ከለኹ ከኣ ሚሒር ተሰሚዑኒ ነዚ ደራሲ ግና እንከይኣመስገንክዎ ኣይሓልፍን !!

  • @selamg3325

    @selamg3325

    5 жыл бұрын

    Masho Aregawi እዚ ንርእዮ ዘለና ፊልም እዮ ኣብ ናይ በሓቂ ከምዚ አንተኣጋጥምካ ብሓቂ ጸዋር ኢኻ ::

  • @mullergebre8629

    @mullergebre8629

    5 жыл бұрын

    Masho aregawi ember seb kemay alo eyu eza film neay ela zteserhet koyna eya tsmeani ajoki shkor haftey .

  • @user-bw8up9pp6j
    @user-bw8up9pp6j3 жыл бұрын

    ኦ ማይ ጋድ ኬፍ ደለዋ ኣብ መወዳእታ ኮሜ ሂቤ 2013.08.01👉 liki 👍👍እስከ ሃቡኒ መጀመርታይ እየ ኮሜ ሂቤ ሰብ እዩ ክዓ ተላከ ቤላ ፀኒሓትኒ😍😍🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷

  • @gfftggt6311
    @gfftggt63114 жыл бұрын

    ሂዋነይ ነቢዕኪ አንብዕክኒ ናይ ብሓቂ መሲልኒ ነይሩ እፍፍ እንኳዕ ደስ በለኪ ሂውየ መጨረሻ ተካሒስና እውይ ዝሓረቅክዎ አተሓራርቃ

  • @redaemebrahtu7923
    @redaemebrahtu79234 жыл бұрын

    ባህ ይበልካ ሳሊሕ ስዒድ፡ 3 ግዜ ርኤያ 3 ግዜ ውን ኣቢዕካኒ። መኽንያቱ ሓደ ካብተን የሕዋተይ'የ፡ ዕጫ ሄዋን ዝበጽሓ ካብቲ ብሉጽ ትምህርታ ዝተኾልፈት ሓፍቲ ውን ኣላትኒ። መኣስ እዚ ጥራሕ፡ኣብ ስደት'የ ዝነብር ናፍቆተይ ውን ካብ ዓመት ናብ ዓመት'ዩ ዝዛይድ። that's why የ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ዝያዳ እና ነባዕኩ ተጓዒዘ።ማለት ሄውን ግትዛረብ ከላ የሕዋተይ፡ ስድርኣ ክዛረቡ ከለው ስድራይ፡ ያፌት ክዛረብ ከሎ የዕርኽተይ ኮታስ ኩሎም ክዛረቡ ከለው ንኹሎም ዘኪረ ሕንቅንቅ የብለኒ። ናይ ነገር ሰብኣይ ክጽመም ይፍትን፡ ግን በቃ ተሳዒረ። 18.05.2020 ብቀንዱ ንሳሊሕ ብድሕሪኡ ንኹሎም ተዋሳእቲ፡ ጽቡቅ ወይ ኣጆኹም ኢለ ሞራል ከይህብ፡ ሞራል ክህብ ክብል ከየበላሹ እየ ትም መሪጸ። Thaks!

  • @sanyetsanyet6769

    @sanyetsanyet6769

    2 жыл бұрын

    😔😔ኣጆካ ሓወይ ሓዉካ ኮ ክብረትካ እዩ ሕማም ሓፍቱ ዝሕሞ በዓል ሕልና ።

  • @yes6292
    @yes6292 Жыл бұрын

    አነስ ርአዘመንዊ ፍሊሚ 😢😢😢 ያፌት ጎብዝ ኣድናቅትካ እየ በሓቂ ደጋግመ እየ ዝርኣ እሞ ዘመንዊ ፍሊሚ ❤❤❤😢😢

  • @user-zv7eb8ou9v
    @user-zv7eb8ou9v4 жыл бұрын

    ሁዋንን ያፍትን ናይብሓቂ ንፉዓት ሓያላት ተዋሰእቲ ከምዛኣ ዝበለት ፊልም ማሃርት ዝኾነት ብፉሉይ አብ ደቂ ኣንእሰትይ ሕብረተሰብ ዞሎ ቱሑት ኣራአእያ ወለድ ብሓቂ ኪጠፍኣ አሎዎ ብጣዕም አብ ስምዕትን ሓሳብን ዞሎዋ ካብ ዓለም ፉልይት ሙሁሮ ዞሎዋ ፊልም ቀፁሉሉ ሁዋን ቆንጆ ሓያል ተዋሳእት እያ አብ ፁቡቕ ደረጃ ይብፅሕኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ፉቱዉቱዉ ጣዕማም ዘረባኪ ኪጥዕም ጋል ትግራይ ሓፉቱኩም አብ ስደት ዞሎኹ እየ

  • @romedansuleman8501
    @romedansuleman85019 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ተኣሚር ፍልም ሳልሕ ሰዒድ ቀጺሎ ኣጆካ

  • @user-he7lb4vz9l

    @user-he7lb4vz9l

    3 ай бұрын

    Hi

  • @OmeerrMohammed

    @OmeerrMohammed

    16 күн бұрын

    Hii​@@user-he7lb4vz9l

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay36322 жыл бұрын

    አብ 2014 ምስ መሓዙተይ 3 ጊዜ ርኢናያ 3 ጊዜ ብብኽያት ክሳብ ዓይንና ንሓምም ኮይና ሎሚ ድማ ይርአ አለኹ::ከመይ ድየ ዝፈትዋ በቃ ፍልይ ዝበለት movie እያ እኮ::

  • @selamknife1436

    @selamknife1436

    Жыл бұрын

    ፨ : . : . : : ፨ . ፧ . . : . :: ፨ .፧ : . : . . : . ፨፧ . ፧ : . . . ፨ : : . . : ፨ ፣.i :: : : . : . . ፨ :፨ ፨ ፧ ፧3 3 ፧

  • @selamknife1436

    @selamknife1436

    Жыл бұрын

    . . ፨ : ፧ ፨ : . . : ፨ : : . ሙ . : : ፨ . . ፧

  • @selamknife1436

    @selamknife1436

    Жыл бұрын

    : . .

  • @selamknife1436

    @selamknife1436

    Жыл бұрын

    . : ፨ ፨ . : ፨ ፨ ት : : ..: . :

  • @selamknife1436

    @selamknife1436

    Жыл бұрын

    ፨ ፨

  • @user-zs2de4dr7o
    @user-zs2de4dr7o4 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ማሃሪትን መሳጢትን እያ ርግፀኛ እየ ንክንደይ ሕብረተሰብና ተቅይር እየ እዛ ፍልሚ ዝሰራሕኩም ዕደመን ጢዒናን ይምነየልኽም ኩሉኩም ተዋሳእቲ ኣብዛ ፈልሚ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክም❤❤❤❤❤❤👈👈👈👈👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌹🇻🇳🌹🇻🇳

  • @HK-rn8yx
    @HK-rn8yx3 жыл бұрын

    ሳሊሕ ዝደረሰን ፍሊምታት ዋላ 100ግዜ ሰሚዕካ ዘይምኖ 😢❤️

  • @user-gk8mo4eg3y

    @user-gk8mo4eg3y

    Жыл бұрын

    ማማየ ኣለኪ ዶ

  • @HK-rn8yx

    @HK-rn8yx

    Жыл бұрын

    @@user-gk8mo4eg3y 😥አቲ ወረኛ♥️

  • @heri3588

    @heri3588

    Жыл бұрын

    @@HK-rn8yx ኣይትጽረፍለይ ከይቅየመልኪ ኢቲ ወያል😊

  • @horatanneryplc2836
    @horatanneryplc28368 жыл бұрын

    በጣም የሚያሳዝን እና ድንቅ ስራ ነዉ። እጅግ አስተማሪ እና የሴት ልጅ በቤተሰባ የምትበደለዉ በደል በግልፅ የሚያሳይ ነዉ። ሁላችሁም ተመልከቱት። ድንቅ ስራ ብየዋለሁ።

  • @rehaboth203

    @rehaboth203

    6 жыл бұрын

    moha ho do you listen Tigrigna

  • @samigosb8538

    @samigosb8538

    6 жыл бұрын

    Hora Tannery Plc tkkl nesh

  • @user-kq8fh6ww7k

    @user-kq8fh6ww7k

    5 жыл бұрын

    مهرجنا ارتريا ٢٠١٨

  • @salsal4178

    @salsal4178

    5 жыл бұрын

    Hora Tannery Plc affffff tkkl

  • @user-yg5qq6wg5p

    @user-yg5qq6wg5p

    4 жыл бұрын

    😍😍😍😍😍😍

  • @maharenaamahadari9648
    @maharenaamahadari96489 жыл бұрын

    ዘይተፈጸመ ሂወት ብጣዕሚ ደስ ተብል ኣዝያ ስሓቢትን ምሃሪትን ፍሊም ከጽልዎ ኣጆኩም

  • @erinatey9703
    @erinatey97034 жыл бұрын

    ቅድሚ 5 ዓመት እየ ኣብ ሲኔማ ኢምፖሮ ሪኤያ ኔረ ምስ ዓርከይ ዘይትምኖ ፊሊም ኣብዚ ሕጂ ግዜ ካኣ ደጊመ ክርእያ ከለኩ ብጣዓሚ ትሕዝነኒ ፊሊም እያ። ብሉጽት ተዋሳእቲ ሓደ ማልቲ ኩሎም ተዋሳእቲ ኣብ ዕድና ታኪቦም ክሰርሑ ተስፋ ይገበር መስሓቅ ጎራባብትና ከይንከውን ኣይንፋላለ ደቂ ኤረይ።

  • @tupac2paclovechannelt834
    @tupac2paclovechannelt8345 жыл бұрын

    አብዚ ገዛ ቅድሚ 4 ዓመት ክሪኣ እንከለኩ ኮሜንት ጽሕፈ ነይረ ግን ስለ ዝጠፈአት ደግመ ይጽሕፍ ኣለኩ ደግመ ስለ ዝረኣክዋ ዘይትሚኖ ፍልም ያ ዘይረኣክማ ወለዶ ሪኣይዋ ክክክክክክክክክክክክ

  • @fthawitnuwaye6593

    @fthawitnuwaye6593

    5 жыл бұрын

    Ane comment xefe ayfeltin ye hji gn ixhf aleku btami mharit film nic

  • @rahase156

    @rahase156

    3 жыл бұрын

    @@fthawitnuwaye6593 hasawi

  • @amamanking7802

    @amamanking7802

    2 жыл бұрын

    @@rahase156 ቄድሚ 2 ዓመት ሞራሉ ሰይርካዮ ይስበርካ ደኣ እምበር🤔

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 Жыл бұрын

    አነስ ቀደም ብዘይ ምፍላጠይ ብሓቂ መሲልኒ አብክያትኒ🥰😭

  • @alemgebreyesus9266

    @alemgebreyesus9266

    Жыл бұрын

    ያ ሃሞይ ሞ ኔሩ ልቅሶ🤔

  • @user-hd1sj5tx5f
    @user-hd1sj5tx5f5 жыл бұрын

    ዋው ናይ ብሃቂ ማሓሪት ዝኮነት ፊልሚ ኢያ ምስ ብሉፃት ተዋሳዒት ደቂ ኤርይ ማኣራት ኣነ ሞ ፍትውትው ኢየ ዘብለኩም

  • @iguuey5124
    @iguuey5124 Жыл бұрын

    ኣኽ ዛፍልሚ ብተደጋጋሚ እየ ዝርኣ ኣዝያ እያ መሳጢት 😭 ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዝያዳ(ንተዋሳኢ ሳሊሕ)🙏

  • @milenamehari2256
    @milenamehari22569 ай бұрын

    This song made me cry without understanding 😢but no wonder once I understood what it mean 😭😭🤎🤎I am from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷love my Sudanese people such amazing song it speaks most people pain 😭

  • @user-zl5kg7in5r
    @user-zl5kg7in5r2 жыл бұрын

    ኣይ እዛ ፍልሚ እዝኣ ክንደይ ግዜ እያ ተንበዐኒ 😭💔

  • @ferkasy649
    @ferkasy649 Жыл бұрын

    ነዛ ፊልሚ ክርኢ ከለኹ ኩሉ ኣነ ዘሕለፍኩዎ እዩ ልዝክሮ ናተይ ሂወት እውን ልክዕ ከምዚ ነይሩ 🥺🥺😭😭

  • @AsAd-hk2gv
    @AsAd-hk2gv Жыл бұрын

    ዋይ አነሰ ናይ ብሓቂ መሰልኒ ኣብ ዓዲ ናሃለኹ ማራ ኢያ ኻብደይ ትብለዐኒ ነይራ 😢😢😢😢😢

  • @mohamedsraj5850
    @mohamedsraj58507 жыл бұрын

    1,1 Mio. best Movie ever Really life in Eritrea 🇪🇷 Family have to learn from that Movie

  • @salisali7323

    @salisali7323

    4 жыл бұрын

    Weewe

  • @nibretaga6928
    @nibretaga69289 жыл бұрын

    Thank you so much, something that I really need today as present. Wow GREAT job keep it like this, so natural!

  • @eri-boy8727
    @eri-boy87277 жыл бұрын

    I am very happy to see this film it details our societyBe strongI hope we learn more from this movie

  • @ryf5fyfyy753
    @ryf5fyfyy753 Жыл бұрын

    ኣብ መጀመርታ ኣንቢዓትኒ 😢 ኣብ መጨረሻ ግን ሓጎሰይ መግለፂ የብልን በጃኩም ኣጀኩም በርትዑ ቀፅልዋ 😘😘😘😘😘😘

  • @binilove8069
    @binilove80694 жыл бұрын

    Who watch this movies in 2020 !! I watched 3 time's !! Very toching and impressive film !!

  • @russomasfaha975
    @russomasfaha9756 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝንኣድ ድራማ ትዝገርም ግን ትእዛዝ ንክብሪ ናይ ወለዲ ንምስማዕ ጋለነስተይቲ ትረኽቦ ኣብ ዕድል ትምህርታ መነባብሮኣ ኣብ ትሕቲ ወድ ተባዕታይ ዝተመርኮሰ ጥራይ ኮይኑ 2ይ ወለዲ ካብ ወጻኢ ጋል ዝሓትት ተረኺቦም ገነት ዝኣተው ኮይኑ ዩ ዝስምዖም ንክብሪ ወለዲ ክትብል ናይ ዘልኣለም ሂወታ ክትነብረሉ ክትምሃሮ ዝግብኣ ተሰናኺላስ ክብሪ ነብሳ ድማ ሲእና ብሓቂ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰት ኣዝያ መሃሪት ድራማ።

  • @michealguesh691
    @michealguesh6917 жыл бұрын

    ሳልሕ ናይ በሓቂ ድርሰትካ አንድዒ ክገልጾ ኣይክአልን አየ ካብ ናይ ሃገርና ብክሉ ከም ናትካ ዝምስጠኒ ክሳብ ሕጂ የለን ኣጆካ ኣይትጥፈኣና ከኣ ፊልሚ ናትካ ጥራይ ንሪኢ ኣለና

  • @jermenokbay2210
    @jermenokbay22109 жыл бұрын

    ከመይ ዝበለ ሓንጎል ኣለካ (ራጂ) መልእክቲ ዘለዋ ፊልም %

  • @natiarctect
    @natiarctect9 жыл бұрын

    It is one of eritrea's fantastic movies. ብርግጽ ትግሪኛ ብሃፈሻ ፊልምታትና ድማ ቢፊላይ ሰማዕን ተመልካታይን እንዳዛየዳ ክኸዳ ምኻነን ፉጽም ጥርጥር ዮሎን። እዛ ፊልም ድማ ኪኖ እቲ ባህሊን መልእኽቲን ሕብረተሰብና ናይ ቃንቃ ትግርኛ ምግላጽ ተኽእሉኡ ውን ዘበሰረት እያ ኽብል ፍቐዱለይ፡ ዓወት ንሓፋሽ

  • @eyeruberhane2018
    @eyeruberhane2018 Жыл бұрын

    ጋል 13 ዓመት ከለኩ ሬእያ እዛ ፊልም ሕጂ ድማ ጋል ዕስራ ዓመት ኮይነ ኣለኩ 😓😓

  • @selamselam9846
    @selamselam9846 Жыл бұрын

    Btami mahrit filim eya 2022 yera aleku wawww

  • @fayaz3598

    @fayaz3598

    7 ай бұрын

    መወዳእታ 2023❤

  • @aig2244
    @aig22449 жыл бұрын

    The best movie ever. Keep it up Salh shkor your the best artest.

  • @teddyteddy6672
    @teddyteddy6672 Жыл бұрын

    በዛ ፊልሚ እኮ ንብዓተይ ወዲአ ደጋጊመ ሪአያ ምምናዉ ሲነያ ሕጂ ሰዓት 02:01 ናብ ቐዳም ዘዉግሕ ዕለት 27 08 2022 ይሪኣ ኣለኹ ብድሕረይ ተሪኩማ ፈርማኹም ኣብሩለይ ኢኹም።

  • @darug6270

    @darug6270

    Жыл бұрын

    ሰዓት 12፥28 ቀትሪ ዕለት 18/9/22 ይሪኣ ኣለኹ።

  • @yaredyesab6162

    @yaredyesab6162

    Жыл бұрын

    @@darug6270 21:07 elat 2 werhi 10 2022

  • @Hordata770

    @Hordata770

    Жыл бұрын

    @@yaredyesab6162 ኣነ ኽኣ ኣብዛ ስዓትን ዕለትን ድሕሪ 9 ዓመት ይደግማ ኣለኹ ዕለት 31-10-22 ስዓት 22.49

  • @user-tx8jq3gd9h

    @user-tx8jq3gd9h

    Жыл бұрын

    2/03/2015ኣነ ለ ድሕሪ 3ዓመት ይደግማ ኣለኩ

  • @fevenabraham1300

    @fevenabraham1300

    Жыл бұрын

    ኣነ ውን ሎሚ ዕለት 17 ወርሒ 1 2023 ናብ ሰሉስ ዘውግሕ ዘይመንዋ ፊልም ኢያ

  • @debesaymebrahatu1049
    @debesaymebrahatu10496 жыл бұрын

    ሄዋን ንፍዕቲ! ነዛ ፊልም ህይወት ኮይንክያ።

  • @josiboy6262
    @josiboy62628 жыл бұрын

    amazing film keep it going Salih sied rzkey shikor meharitn mesatitn Movie 100%

  • @michealamare6312
    @michealamare63129 жыл бұрын

    Wawwwwww amazing film five star hibeya alku. berteu all of you, wedi rezkey k ajoka i proud of you

  • @mikelsemere358
    @mikelsemere3583 жыл бұрын

    Deke Eri. I love you all. Bless you Guys. Beautiful people.

  • @ifllgr9573
    @ifllgr95733 жыл бұрын

    ከማይ 7 ግዜ ዝረኣያ መን ኣሎ

  • @leylan5296
    @leylan52969 жыл бұрын

    It's fact history in our society. So great movie . Be strong

  • @kokobhabtis2542

    @kokobhabtis2542

    4 жыл бұрын

    Tove

  • @jemilaahmed4873
    @jemilaahmed48733 жыл бұрын

    wawww ,sehr schöne Film .ሳልሕ ንፉዕ ደራሲ ፡ ጽብቅቲ ፍልም !!!!!!! bravo .

  • @samueldesta1843
    @samueldesta18438 жыл бұрын

    woo best movie salh sied nay bhaki maharit nhbrete sebna azanagitn film ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen2 жыл бұрын

    ናይ ብቆልዓይ ዝፎትዋ ድራማ 2007 8ይ ክፍሊ ናሃለኩ ሪአያ ነይረ🥺

  • @negaykealo5958
    @negaykealo59589 жыл бұрын

    ናይብሓቂ ጽብቅቲ ኤረና ምቅርቲ ኣብ ኩሉ ፊልምኪ ጸብለል ከም ትብሊ ተስፋ ኣለኒ

  • @Noble34
    @Noble349 жыл бұрын

    Good movie and very important to our society God bless to the people who make the film so nice and touching I loved it.

  • @robrateritrea5619
    @robrateritrea56199 жыл бұрын

    Bzuh film mrayay ayezewtrn iye nere gn neza film msreakuwa btami thezto hazeln azanagaitn kiyna rekibeya. slezi kab nay eritrean filmtat ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️ hibeya aleku great job and keep it up, peace to eritrean people!!!!

  • @rosedaniel8499
    @rosedaniel84999 жыл бұрын

    Am realy impressed,and it's an outstanding movie!!! I can say it's one of the movie i admire most!! Wiz lovely ending.

  • @user-tx8cj2sr1m
    @user-tx8cj2sr1m Жыл бұрын

    This movie motivated me to continue journey to my dreams

  • @ahmadyaqubee27
    @ahmadyaqubee278 жыл бұрын

    ብናተይ ወገን ኣብደቀንስትዬ ዝነበረ ኣራእያ ጽቡቅ ገሊጽካዬ ጥራይ ዘይኮነ ብጣዕሚ ከኣ እንበር ግን ኣበይ ንስነ ጥበብካ ኣስተማቂረያ ኣብታ መስለካ ዶርሆ ዘቅረብካሉ ነገራት ብዝኮነ ስነ ጥበብ ዝብሃል ድማ ከምዚ እንተኮነ ኢዩ ደስ ዝብለካ እርማት!!! ምስ ሓሙኣ ከተሳዓም እናተጸበና ቀዳማይ ኣብ ወጻኢ ዝቅመጥ ኩሉ ናይ ሓሽሽ ማለት ከምዘይኮነ ከብርሃልካ ይደሊ ንኣዎን ማለት ሚለኑ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ ይብል ወዳሓንካ።

  • @user-hi6wi7bg8f

    @user-hi6wi7bg8f

    7 жыл бұрын

    nic pic

  • @estifwonder1772

    @estifwonder1772

    7 жыл бұрын

    💞💞💞💞💞💓💓💓💜💜💜💖✋💝💛💖💗💙💚💕

  • @abebabelay6229

    @abebabelay6229

    7 жыл бұрын

    Ali Ahmad Yaqubee so

  • @user-jo7co1bs8i

    @user-jo7co1bs8i

    4 жыл бұрын

    betam memhari flmi eya

  • @ismaelescape3940
    @ismaelescape39408 жыл бұрын

    i love this film i still watching again and again. ...............!!!!!!!

  • @abeerjaser3865
    @abeerjaser38653 жыл бұрын

    مرحبا بك يا بطل واصل بس Bravo nay bhaki Salh. Rzkey

  • @samielbaraky550
    @samielbaraky5509 жыл бұрын

    ብጣዕሚ መምሃሪ ደራማ ንደቂ ኣንስትዮ ዝግበር ፀቅጢ ይቁም

  • @loveoneanother8467

    @loveoneanother8467

    5 жыл бұрын

    Good joob

  • @LiLi-hb9hm
    @LiLi-hb9hm5 жыл бұрын

    😢😢😭😭ማራ የሐዝን አብ መጀመርታ አብ መጨረሻ ግን ማራ ደስ ይብል ዋው❤❤❤

  • @fthiyaqob1961
    @fthiyaqob19612 жыл бұрын

    ሄዋን ብጣዕሚ ትናኣዲ ኢኺ ብዘይ ገለ ነገር ኢኺ ኣምጺአክዮ ነቲ ካራክተር

  • @samsonhagos5414
    @samsonhagos54149 жыл бұрын

    You make me very cry this is really my life was. I was 11 years old I was go school then after 2 years my mom died also my father told me you have too take care you sister and your barber you quit school he told me I was very love it school but I quited my father told me not important for women then I was cry no body to help me after 3 years I was move Ethiopia I didn't have no body in Ethiopia I was lived refugee by self so heart was I am very miss my little sister and bother after 6 years I go American I start school. I go 3 years at school I possed I Will graduation 25/7/may/2014. I am good now but I miss my sisters and my brothers so much I didn't see them log time go life is so hared: thank you but didn't feeling sorry I am good now just I miss them

  • @echoeri2160

    @echoeri2160

    5 жыл бұрын

    Graduated my ass. Do you study Bangladesh in America.

  • @hnhdegubdhjdhgdjjd8534

    @hnhdegubdhjdhgdjjd8534

    5 жыл бұрын

    samson hagos

  • @alemxewar1825

    @alemxewar1825

    4 жыл бұрын

    @@echoeri2160 hahaha

  • @nattithebest1892
    @nattithebest18929 жыл бұрын

    amazing movie i like it. seid bravo kexilo eka u r doing well

  • @furtunafurtuna1599
    @furtunafurtuna1599 Жыл бұрын

    ብጣዓሚ ደስስስ ዝብል ፍልሚ ማሃርት ተስፋ ተስንቅ 👌

  • @molymolymolly2693
    @molymolymolly26935 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ፅብቁቲ ድራማ እያ እዋይ ኣንብዓትኒ ቀፅሊሉ ሽኮራት

  • @worldcomm3027
    @worldcomm30276 жыл бұрын

    ገለ ዓይነአት ፈሊም መሃሪት ከየድንቅኩም ክሃኣልፍ ኣይደልን 100ሂብኩም ኣልአኩኡ

  • @mullerabraham3306
    @mullerabraham33068 жыл бұрын

    wown salh sead ambesa nice movie perfekt

  • @meronissa8944
    @meronissa89448 жыл бұрын

    waw mara kef zelewa movie the most important for parents and and any people I really like this movie very well done very teaching nice

  • @ritatesfagorges5740
    @ritatesfagorges57402 жыл бұрын

    it's very nice movie I Loved so much ❤ God bless Eritrea 🇪🇷❤❤♥ 🇪🇷❤ 🇪🇷 ❤ 🇪🇷❤❤♥

  • @bilaltube7513
    @bilaltube75137 жыл бұрын

    ሳልሕ ንፉዕ ዳራሲ ፡ እዚኣ ግን፡ካብ ኩለን ፊልምታቱ ፍሊቲ ምካና የድንቆ ጽብቅቲ ፍልም !!!!!!!!!!!!!"""""!!!!!!!!

  • @bjbj6740

    @bjbj6740

    6 жыл бұрын

    B ilal Muhammad

  • @bjbj6740

    @bjbj6740

    6 жыл бұрын

    7

  • @bjbj6740

    @bjbj6740

    6 жыл бұрын

  • @bjbj6740

    @bjbj6740

    6 жыл бұрын

    A

  • @wediqeshinkidd1608
    @wediqeshinkidd16084 жыл бұрын

    ኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ መተርኣስ ኣጠልቅየ ብንብዓት

  • @rutamljermen3345
    @rutamljermen33459 жыл бұрын

    Eza film eziea kabten alewa zbhala film ya nay bhaki blxti film thanks erena afewerki

  • @famudegu1811
    @famudegu18119 жыл бұрын

    wow ,,nice movie ,,saleh said rezkei,,great actor raighter and producer,,we love the movie amazineg so nice,,we thank you all actor in this movie participated,,thankyou raja ,,saleh brother keep up what you are doineg,,remdaen keriem,,

  • @hailemikialhadgu3386
    @hailemikialhadgu33868 жыл бұрын

    ዋው ዋው ዋው ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ በትክክል

  • @gualteseney497
    @gualteseney4979 жыл бұрын

    Wow this is the best movie ever. Thanks Salh...Zeytefetseme Hiwet is definitely one of my favorite movies ever.

  • @abebatesfaghorgs2114

    @abebatesfaghorgs2114

    9 жыл бұрын

    H

  • @filmontekle3198

    @filmontekle3198

    9 жыл бұрын

    !

  • @filmontekle3198

    @filmontekle3198

    9 жыл бұрын

    Wadl shak.

  • @selamkahsay4994
    @selamkahsay49949 жыл бұрын

    Wow! Great movie i love it thank you

  • @walatmegarihyasmin459
    @walatmegarihyasmin4599 жыл бұрын

    we learn a lot by watching movies 😃 fantisk film thank u

  • @user-ly9rm2xi9p
    @user-ly9rm2xi9p7 жыл бұрын

    ኤረና ሽኮር ማራ ጽብቕቲ ስራሕ ሰሪሕኪ ብራቮ ።

  • @mimiyekonjo1334
    @mimiyekonjo13349 жыл бұрын

    oh my God I same thing happen because of this movies.it touches my heart realy.just 100percen is best from the ather movies of eritrea.spiecally hiewan is Idon't have wards to explain her activities.I want say like to became just hiewan in their reality life for the ather girls sisters because she teaches us hope.

  • @akilewadieri7601
    @akilewadieri76014 жыл бұрын

    I am always crying when I watch this movie

  • @user-rs6zk4em6l
    @user-rs6zk4em6l5 жыл бұрын

    በጣም አሪፍ ፊልም ነው። ደቂ ኤሬ ቀጥሉበት ይመቻቹ

  • @arafaalsaid7212

    @arafaalsaid7212

    4 жыл бұрын

    በጣም አሪፍ ፊልም ነው ደቂ ኤሬ ቀጥሉበት ይመቻቹ

  • @temnikonjoajokikexlyohabib1556
    @temnikonjoajokikexlyohabib15568 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ፅብቅቲ ፊልሚ

  • @HabeshaRobot
    @HabeshaRobot9 жыл бұрын

    i love all salh saed movies, what ever he made, he is really best, thank u brahhh

  • @user-no6je7ur7k
    @user-no6je7ur7k2 жыл бұрын

    ኣታ እስካብ ኸዝ 2014 ዝርእያ ሰብ ክፀንሕ ዶ ክህልይ ዶ ሳልሕ ጅግና ደራስ ሰላም ልሃገርና ይግብሰልና ኣሕዋተይ🤲🤝👏

  • @tmnitmitu120
    @tmnitmitu120 Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዘይተፈጸመ ህይወት

  • @mulyewedibaba3818
    @mulyewedibaba38188 жыл бұрын

    salh saed nay behaki filmtatka mara eyu kef delewo ajoka kabziy nilali srah so very nicc

  • @user-jg3nr2hh3r
    @user-jg3nr2hh3r9 жыл бұрын

    wooooow what an interesting movie salute wedi rezkey for such brilliant story and big applause for all the crew well done guys.....love u erena

  • @HadasHadas-ir5wt
    @HadasHadas-ir5wt8 ай бұрын

    8 ዓመት ገራ ኣላ ኣነ ካኣ 8 ግዜ ረኤያ ኣለኩ 😢😢

  • @indigobeauty1
    @indigobeauty15 жыл бұрын

    Wooow!! 😢😢...such a Beautiful movie.Magnificent storyline, Wonderful acting & music.Hewan was beyond Amazing!! Thank you for posting this 🇪🇷❤🌱❤🌿🇪🇷

  • @gsghshshshs5715

    @gsghshshshs5715

    Жыл бұрын

    jjjjjjjjnwnjjjwjjjwjwjwwjwjjjjwkwkjjwjj

  • @musiegebreslasie6177
    @musiegebreslasie6177 Жыл бұрын

    I love this movie. Thanks Salh. Well done.

  • @gezalmHilo-rs2zj

    @gezalmHilo-rs2zj

    5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tesfamariammael5210
    @tesfamariammael52106 жыл бұрын

    I love Hewan and Yafet very nice job bravotattt

  • @user-zu2zt3sy5z
    @user-zu2zt3sy5z Жыл бұрын

    ዋይ ወለድና ንምንታይ እዮም ግን ተመርዐው ተመርዐው ይብሉና ዋይ ከማይ ኣብዘይ ዕድመይ ተመርዒዋ ብፍቅሪ ዝተጎድኣት ትህሊ ዶ ኡፍፍፍ ዋይ

  • @user-hp8bs7bb3f
    @user-hp8bs7bb3f8 жыл бұрын

    የማርያም ልጅ.... ፍቅር ያሽንፏል....ቀጥሉበት

  • @hainthaile5797
    @hainthaile57978 жыл бұрын

    I love this movie and is so good for learning

  • @zenetbayylul3229
    @zenetbayylul32298 жыл бұрын

    Eritrea is alive . we have a light that we can see and feel across the sky, what golden best of the best movie , some times make you happy the other time make you cray. make you to space out as day dream , make you think deep as educational subject , over all make me feel good as Eritrean , what a wonderful actors , as well the combination of the music, Truly make me learn a lots about HIV meaning not to go around , even i am done and sick of it, KKK I do miss my country as well the culture, unity respect, life is goes on , i use to admire Ethiopian Movie , here it is Golden Eritrean movie in my own language .very excellent active artist , you are are state wealth souvenirs Eritrean Diamond .This movie is very helpful , very rich and the best contribution to the society. Zenet Baylul 1,12,16 from USA 11:31PM

  • @esromngusse9225
    @esromngusse92254 жыл бұрын

    እዛ ፊልም ካብ ዝሪኣ ዓመታት ኮይኑ ካብ ናይ ሳልሕ ድርሰታት እታ ዝበለጸትትትትትትትት

  • @samihanithani142
    @samihanithani1428 жыл бұрын

    wawwww niccc job salh konjo, mexelel

  • @rashabrhane9496
    @rashabrhane94963 жыл бұрын

    Hewan.. local of the film... And salh is continent of the film amazing and the song of feven tsegay is World in the film more like love you..🥰🥰👈👈

  • @natnaelnatu968
    @natnaelnatu9684 жыл бұрын

    It's well from the beginning and amazing ending

  • @danhasan6890
    @danhasan68907 жыл бұрын

    እዋይ ጋል ትረክቦ

  • @alexanderabraham3758
    @alexanderabraham37589 жыл бұрын

    one of the best tigrigna films i have ever seen. may be it can be the best

Келесі