ፍሉይ ናይ ሓገዝ መደብ ንስድራቤት ወዲ ወርቁ
ነመላእ ስደራቤቱ ብርጌድ ንሓመዱን ጽነዓት የሃበኩም😢😢😢
Thank you all ኣዝዩ ደስ ዝብል ስራሕ እዚ ንሓውና ሓገዝ ጥራይ ኣይኮነን ጥምረትና እንኮላይ ኢዩ . ከምዚ ኢልኩም ካብዛ ሰዓት ክትሓብሩ ድሌትና ኢዩ . ነዚ ኩሉ ተቃላሲ ተስፋ ኢዩ ይሕዋት
teklehaimanot ባርያ ህግደፍ ሞራል አልዩካስ ንብርጌድ ንሐመዱ ክትኩንን? ወይ ህሊና ኣልቦ ህግደፋውያን ናይ ሐርገፅ ንብዓት እንዳነባዕኻ እቲ ፍሹል ፕሮፓጋንዳኻ ትነብሕ። ሰብ ዘፋልስ ተደሚርና ኢና ፍቅር ያሸንፋል ኢሉ ህዝብና ዘብረሰን ማፍያዊ ተግባር ዝፍፅም ዘሎ ፋሉል ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳያስ እዩ።
ንመዋቲ መንግስተሰማይ ይዋርሶ።ኣናጹ ንሓመዱ ውስክን ጮማን እናጨለጥኩም ሰብ ተፋልሱ ኣሎኾም ዕሱባት ንስኻትኩም ዘይትስሕንዎ ሓዊ ተሳውሩ።ደረቢ በላዕቲ ውዳቕ
እንታይ ዓይነት ድንቁርና ዩ ዝ መልስኻ ታይ ዩ ዕላማኻ?
Пікірлер: 5

@rushbush7320
25 күн бұрын
እንታይ ዓይነት ድንቁርና ዩ ዝ መልስኻ ታይ ዩ ዕላማኻ?