ፍሉም ድላው በዓል ሓዱሽ ዓመት ምስ ከየንቲ

Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Enlightenment Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 15

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s4 жыл бұрын

    ማሚተይ ሓፍተይ ኣነስ ኣብ መስቀል ዓጋመና ዘይረአኩኪ ተሻቂለ ይብለኪ ዝያዳይ ማሚተይ ኩሉ ምለይ ተጋዳሊት ተዋሳኢት ደራፊት ኮታስ ኩሉ ምለይ ኢኪ ብወገነይ አና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @abebaghirmay5518

    @abebaghirmay5518

    4 жыл бұрын

    😃😃😃😃😃😃😃😃

  • @bruksolomin2725
    @bruksolomin27254 жыл бұрын

    ክነግረኩም ሓንቲ ቅድሚ 8 ዓመት ማሚት ሓፍትና ናብ ከተማ ሽረ ምጽያ ነራ ኣነ ኣብቲ ሽዑ ሳዓት ንማሚት ማራ ፈቴያን ኣፍቂረያን ነይረ ክሽልማ ኢለስ መሰስ ተበልኩስ ማይ ኮይነ እታ ኣብ ኢደይ ዝነበረት ሰልዲ ኣብ መንገዲ ደርብያ ተመሊሰ ይብለኩ ሕጂ ግን ሓሊፍለይ እቲ ፍቕሪ

  • @user-jv3nv8hc7s
    @user-jv3nv8hc7s4 жыл бұрын

    እሰይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕድመ ጥዕናይ ይሃብኩም ማሚተይ ጀግና ኣነስ ክፎትየኪ ማዓት

  • @ssss-nj7ef
    @ssss-nj7ef4 жыл бұрын

    ደስ በሃሊ።ብማርያም ኢለኩ ናይ ነበለት ዝነበረ ኣከባራ ሓዱሽ ዓመት ልቀቁልና

  • @abihile4642
    @abihile46424 жыл бұрын

    እሰየ ደቅ አደይ ሽኮራት ደስ ባሀልቲ

  • @fasikafasika1729
    @fasikafasika17294 жыл бұрын

    ማሚት ሓለፋይ ዘይትሕለል ጅግና ክሳብ ሎሚ ትሰርሕ ኣላ። እቲ ቀደም ኣብ ገዛና ምስ ወለድና ኮይንና ቡናና እናሰተና ኣብ ቪድዮ ንሓለፋይ ንርእያ ነይርና ። ክሳብ ሎሚ ኢዩ ዘይትርስዓኒ ኩሉ ስርሓታ ይከትተሎ ኢየ ኩላትኩም ውን ንፉዓት ባህልኹም ትዕቅቡ ። ያሬድ ሓለፎም ዲኣ ናበይ ኣበለ። ካብ ኤርትራ።

  • @lemaalemhagos7445
    @lemaalemhagos74454 жыл бұрын

    ኣሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዒዲመ ጢዒና ያሃቡኩም 💕💞💞💞💞💛💛💝💘💘💘💖💖💖💖

  • @rina9706
    @rina97064 жыл бұрын

    እሰይ ሽኮራት ደቂይ ዓደይ ደስ በሃሎ

  • @gualaragure8784
    @gualaragure87844 жыл бұрын

    እሰይ ዝፈትዎም ከየንቲ

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray30324 жыл бұрын

    ማሚት ሓለፋይ እታ ዝፈትያ ከያኒትን እያ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa35214 жыл бұрын

    ጡዑማት ናይ ናተምቤን ኣርስ ንጉሳት በርትዑ ቓፁሉ

  • @user-il5zb6ts5o
    @user-il5zb6ts5o4 жыл бұрын

    ማሚተይ ማዓረይ

  • @atalamekonen8129
    @atalamekonen81294 жыл бұрын

    😘💟🌟👏🌟👏🌟👏🍀

  • @safsaf715
    @safsaf7154 жыл бұрын

    Mamitey. 2013.nadgrat.nbeali.mskeli.nktmetsi.nmne

Келесі