ውግእ ፀሊሞይ -TDF- ጀግንነት ሰራዊት ትግራይን

Ойын-сауық

#tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic

Пікірлер: 28

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f3 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑኣያታትይን ኣሕዋተይን የቀንየልና ❤❤❤❤

  • @fitawfitaw
    @fitawfitaw11 күн бұрын

    Kbrn mogesn njeganu nsemaetatna❤❤❤❤❤❤

  • @user-fo5wu1oj5j
    @user-fo5wu1oj5j3 ай бұрын

    Kberen mogosn nejegenu seweatna 😢❤❤

  • @medid.454
    @medid.4543 ай бұрын

    Tdf ever ❤ always in our heart.

  • @hagerawi5745
    @hagerawi57453 ай бұрын

    Thank you TDF for your unmatched sacrifices💊❤

  • @gidayfantaye7803
    @gidayfantaye78033 ай бұрын

    God bless TDF for life ❤️ ❤❤

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85063 ай бұрын

    ክብርን ምጎሰን ጅጋኑ 💔💔💔❤️❤️😥😥💪💪💪💪

  • @wrwrffgg4546
    @wrwrffgg45463 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ኣሕዋትና

  • @alemfivetube
    @alemfivetube3 ай бұрын

    ናይዞም ጀጋኑና ስርሒት ብብቑዓት ሰባት ብልክዕ ተዝቐርብ ፅቡቕ ነይሩ

  • @abdujunaid1655
    @abdujunaid16553 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @bergvinetsegay1744
    @bergvinetsegay17443 ай бұрын

    ዘላኣለማዊ ዝክርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8833 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il3 ай бұрын

    ♥️♥️♥️

  • @user-gx2rm2cc8d
    @user-gx2rm2cc8d3 ай бұрын

    ከምዝይ ዓይነት ክስነድን ከቅዝልን አለዋ❤❤❤❤

  • @gdushsgsushs4212
    @gdushsgsushs42123 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @genetgebre480
    @genetgebre4803 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HaileGigi
    @HaileGigi3 ай бұрын

    እዛ ክላሲካል እባ aplod ግበረልና

  • @haftomtadesse4113
    @haftomtadesse41133 ай бұрын

    መጀመርያ ነቲ ትገብርዎ ዘለኩም ሰራሓቲን ነቲ ሚድያን ዘለኒ ክብሪ ክገልፅ ይፈቱ። # ካብዚ ብምቅፆል ሓደ ሓደ ነጥቢ ከልዕል። 1) ሰለ እቲ ግምባር ብዙሕ ቅያን ታሪኽን አለዎ ኢልካ ግን ምንም ነገር ብዝባሃል ደረጃ አይነካአኻዮን። 2) ስለ ሓንቲ አሃዱ (ኮር) ብዙሕ አውሪካ ፤ ሓለፍታ ፤ ዝተጓዐዘቶ ፤ ዝነበራ ምንቅስቃሰ ምንትስየ ምንትስየ..... out of the title. 3) ውግእ ፀሊሞይ ን10 ማዓልትታት አይነበን። 4) ብጣዓሚ ዝሕፍር ካዓ ዝፈረሳ አሃዱታት አይነበራን ፍፁም ጌጋ እዩ። አይነዎት አሃዱታት ? ማዓዝ? #####ክድህሰሱ ዝግበኦም ዝነበረ ነጥብታት#### 1) ውግእ ፀሊሞይ ማዓዝ ተጀሚሩ ፤ እቲ ዝነበረ ኩነታት in details 2) ናይ አርሚ 17 ኮራት ዝነበረን ምትእስሳርን አንፈት አቀማምጠእንን። 2) ናይ ደብብ አሃዱታት( አርሚ 42,33) ማዓዝ ፀሊሞይ አትይን ንሓገዝ በበይ በበይ አንፈት አትየን አስተዎፀኣኦን? 3) አርሚ 50 ዝነበራ ታሪኻዊ ዉቅዒት? ነጥቢ መቀይሮ? 4) ናይ ፀላኢ ስትራተጂክ እንታይ ነይሩ? ምሰ ሸራሮ ንዝነበረ ውግእ ክራኸብ ይፍትን ስለ ዝነበረ? 5) ድሕሪ ናይ ደብብ አሃዱታት ናይ ፀሊሞይ ውግእ ከመይ ተቀይሩ? 6) እቲ ኩነታት ዝተፈጠረ አብ እወን ምእከቢ አዝመራ ስለ ዝነበረ እቲ ህዝቢ ዝበፀሖ በደል? 7) ደረጃ ምውፃእ አይድልን እምበር ልዕሊ ግብእን ግዳጅን ዝፈፀማ አሃዱታት ነይረን። ልዑል ምስጋና ዝተወሀበን ፤ ከምቲ ዝበልካዮ ዝፈረሳ ዘይኮናሰ ንታሪክ ዝተፈጠራ ጀጋኑ አሃዱታት ። ንአብነት ካብ 172 **ሓኽፈን***። ****አጠቓላሊ****** እቲ ርእሲ እና እቲ ትንታነ ስለ ዝገረመኒ እዩ። ከሊእ ግዜ ከም ትደግሞ ተስፍ ይገብር ። የቀንየለይ!!

  • @user-tf4fd4hu8b

    @user-tf4fd4hu8b

    3 ай бұрын

    ✅✅✅

  • @tewahedomelese3734
    @tewahedomelese37343 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85533 ай бұрын

    TDF❤

  • @sirakab7716
    @sirakab77163 ай бұрын

    ተሳዒርና ከይብላስ፣ ይብሉኹም ከምዚዩ

  • @LuelAmare
    @LuelAmare3 ай бұрын

    ቪድዮታት ግንባር ውን ተትዝርግሕልና ፅቡቕ ነይሩ!

  • @sennaykahsay5067
    @sennaykahsay50673 ай бұрын

    Qexlu ajoka nay kfle serawit nay dedebit ka amxelna ena

  • @user-ed4xp3gs3q
    @user-ed4xp3gs3q3 ай бұрын

    Tegaru quinatin motin muwudas tetinigedfo tsibuq eyu.... Entrifi mot, mequselti, himam dikinet kalie ayterfinalun.

  • @user-dw1to4gm4b
    @user-dw1to4gm4b3 ай бұрын

    ኪበሪንመገሰንጀጋኑሲዋኣቲና

  • @abayaraya2123
    @abayaraya21233 ай бұрын

    ሓሶት

  • @wrwrffgg4546
    @wrwrffgg45463 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ኣሕዋትና

Келесі