ልዕሊ ዓቀን ሞባይል ምጥቃም ኣቃርጽ!

ኣብዚ ሎሚ እዋን፡ መብዛሕትኦም ሰባት፡ ማዓልቶም ብ ሞባይል ጀሚሩ፡ ብሞባይል እዮ ዝዉድእዎ ዘሎ። እዚ ማለት፡ ንግሆ ምስ ተንሰኡ፡ ተቀዳዲሞም ሞባይል check ይገብሩ፡ ምሸት ኣብ እዋን ድቃሶም ከኣ፡ ሞባይል check ብምግባር ይድቅሱ። ኣብ 2016፡ ብሓደ Dscout ዝባሃል ትካል፡ ዝተካየደ መጽናዕቲ ከም ዘረጋገጾ፡ ሓደ ታራ ተጠቃሚ ሞባይል፡ ኣብ ማዓልቲ፡ 2617 ግዜ፡ ስክሪን ናይ ሞባይሉ ከምዝጥዉቅ እዩ። ስለዚ ልዕሊ ዓቀን ኣጠቃቅማ ሞባይል ከነቃርጽ ኢና ዘለና! #tigrinya #daniel #mobileaddiction #habesha

Пікірлер: 2

  • @bereketberhane8813
    @bereketberhane88133 ай бұрын

    Well done! Keep it up!

  • @yonaszemicheal9771
    @yonaszemicheal97713 ай бұрын

    🎉❤

Келесі