ሌላ ምስ ንኡስ ዞባ ማይምነ | MaiMne subzone, South Eritrea, ERi-TV

Ойын-сауық

ሌላ ምስ ንኡስ ዞባ ማይምነ | MaiMne subzone, South Eritrea, ERi-TV

Пікірлер: 92

  • @tesfaytesfay908
    @tesfaytesfay9082 жыл бұрын

    ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽልዎ። ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ግን ኣብ ጉዳይ መጓዓዛን ዩ፡ ካብቲ ክሳብ ሕጂ ቆላሕታ ዘይረኸበ ን/ዞባ ዩ። ኣሽሓት ህዝቢ ዝቅመጦን እሞ ከኣ ንኡስ ዞባ ዝኣክል ብሓንቲ ኣውቶቡስ ወይ ክልተ ኣውቶቡስ ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝኸውን ክገብር ብጣዕሚ የሐዝን ዩ ። ክሳብ መዓስ ዩ ዚ ሽግር ዚ ክቕጽል ይገርም ዩ። ኣብዚ ግዜዚ ብመጓዓዝያ ክትሸገር ብጥዕሚ ከቢድ ዩ። ስለዚ ጽርግያም መጓዝያን ሕጂውን ቆላሕታ ይገበረሉ ። ህዝቢ ዝሓለፈ ስቓይ ይኣኽሎ።

  • @FilmonFishale

    @FilmonFishale

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቒ ቕሓይን ማለት እኮ ፍርቒ ሕዝቢ ኤርትራ ማለት እዩ ናይ ሕክምና ናይ ጸርጋታት ቡስ ሞገዓዝያ ዝሎ ጽግማ ያክላ መንግስቲ ክርድእ ኣልዎ 17 ዞባታት ትውነን ከምዚ ጽግም። ክጋጥም ኣሽጋሪ እዩ

  • @tesfaytesfay908

    @tesfaytesfay908

    2 жыл бұрын

    @@winnermedia2583 እዚ ኮ ምውርዛይ ኣኮነን ።እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኢና ንዛረብ ዘለና።

  • @yonitokyo7621
    @yonitokyo76212 жыл бұрын

    I was born in maymine and this was very emotional for me to watch but thank you guys.🇪🇷❤️

  • @jimmyche4052
    @jimmyche40522 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንዙርሞ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጠምት ንተዓዘባ 🇪🇷🇪🇷 መንፈስ ዘበራብር ውቁብ ምድረ ማና ሳቡር ርእሲ ዓዲ ፍልፍል ሰለሙና ምልኣት ዓይንን ልብን ጀራዲን ናይ ዊና ዓንሰባ ዒላበርዕድ ንብረትና ዋካና 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ብሕርሻ ዝነብር ሓረስታይ ህዝብና ፍርያቱ ሙቑር ለምለም'ዩ መርየትና 🍊 🥬 🍇 🌽 🍉 🥒 🥭 🍆 🌶 ብተፈጥሮ ሃብታም ዓዲ ይኹን ምሩር ሓረስታይ ሃገርና ሓሪሱ ይድረር 🌾 🥀 🌾 🥀 🌾 🥀 🌾 🥀 🌾 ጠላዕ መረበይ ምስ ጎላግል ዓላ ማይ ዓይኒ ሃዘሞ ለጎጭዋ ጽልማ ፍረ ኣባይ ዝሓሒ ዝጎንኽ በልማማ ብሓደ ዝላዓል ሳቮያ ፈለማ 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 ኤርትራ ዝዓደይ ደምበላስ ቆሓይን መበቆል ሃባን እንካን ኣዱሊስን ዙላን ዳህላክ ናኹራ ቡሬ ባዳን ዓሰብን ትንግርታዊ ዓለም - ዓለም ባሕርን ሉልን 🌊 💎 🌊 💎 🌊 💎 🌊 💎 🌊 ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ ናይ ብዙሕ ዘበናት ካብ ራስ - ቀሳር ክሳብ ራስ - ዱሜራ ናይ ምዕባሌ መሰረት 📚 🛖 📚 ⚙️ 📚 ⛏ 📚 🛖 📚 ነፋሲት ድግሳ ደጎሊ ባጽዔይ - ምጽዋዕ ንደይብ ጋሕተላይ ደንጎሎ ምስ ጊንዳዕ ሰማያዊ ስፍራ መዐንደሪ ኹባዕ ኣፍ - ልቢ እምባትካላ ዝሑል ኣየር ስራዕ 🌿 🦜 🐘 🦚 🐏 🐪 🦌 🐩 🌿 ብሓጋዝ ወሪድና ዓደርደ መንሱራ ተሰነይ ዓሊ ግድር ክሳብ ዶብ ሑመራ ኡም ሓጀር ዓረዳይብ ሰጣሕ ሩባ ዛራ ጎላጉል ጋሽ - ባርካይ ጀማሪ ናይ ሰውራ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ✊ ኣፍዓበት ምስ ናቅፋ ነቆልቅል ቃሮራ ማርሳ ተኽላይ ጉቡብ ማዓሚደ ኣዝሃራ ቀብርውኣት ኣልጌን ገረግር - ኣስመራ ዓራግ ምስ ሓሊበት ናይ ጀጋኑ ስፍራ 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 ዓንሰባይ ዒላበርዕድ ማካላሲ ኦርተላ ማእከላይ ምቁር ኣየር ምጭውቲ ክትነብረላ ከረነይ ጻዕዳ እወ ጋሽ - ባርካ ትሰግረላ መጻብብ ገንፈሎም ጸላኢና ዝተዋሕጠላ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ንጠምት ንደቡብ ጎቦ እምባሶይራ ለምለም ዓሚቕ መርየት ጎላጉል ናይ ዓላ 🌾 🥀 🌿 🌾 🥀 🌿 🌾 🥀 🌿 ምንጪ መራኸቢ ቀላይ ቀይሕ - ባሕሪ መራኽብ ጽዒንካ እምፖርት - ኤክስፖርት መሳገሪ 🛳 ⚓️ 🚢 ⚓️ ⛴ ⚓️ 🛳 ⚓️ 🚢 ጀራዲን ማይ ዓይኒ ጎላጉል ሃዘሞ ስቡሕ ለምለም መርየት ገዛውቲ ህድሞ ከምዚ እንድያ ዘዓደይ ምድረ - ለማልሞ ከርሳ ወርቂ ዛራ - ቢሻ ውርሻይ ዓደቦ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @eriboy6841
    @eriboy68412 жыл бұрын

    Adey mearey 🇪🇷🇪🇷👌👌 thank you hagerey

  • @genetteklit5634

    @genetteklit5634

    2 жыл бұрын

    Antay geralka Thanks tbal Aleka may yele telofen yele Kulu 😭

  • @yonitokyo7621

    @yonitokyo7621

    2 жыл бұрын

    Me I am from maymine 🇪🇷❤️

  • @amanuellayne4569
    @amanuellayne45692 жыл бұрын

    ማይምነ ዓደይ ተናፋቂት ። ክሳብ ሕጂ ኣጎልግሎት መጎዓዝያን ክሓትት እቲ ህዝቢ ዕድሜና ምሉእ ኮይኑ ስለምንታይ ቆላሕታ ዘይግበረሉ? ኣገልግሎት ቴሌፎን ውን ክሳብ ሕጂ የብሉን ዝምልከቶ ኣካል ቁልጡፍ ፍታሕ ከናድየሉ ይግባእ ሓራይ ሰሚዕናኩም ኣለና ኢልካ ትም ምባል ግን ግቡእ ኣይኮነነ ዝምልከተኩም ኣካላት መንግስቲ ፍታሕ ኣምጽእሉ ነዚ ህርኩት ህዝቢ

  • @wolduaraya1489

    @wolduaraya1489

    2 жыл бұрын

    HGDF Rugum Daherit atrifuwa Adina

  • @almazabraha
    @almazabraha2 жыл бұрын

    ጽቡቕ መደብ ሌላ ምስ ማይምነ።

  • @hermontesfahiwet3192
    @hermontesfahiwet31922 жыл бұрын

    ማይምነ ዓደይ ተናፋቂት ሓደ ማዓልቲ ደጊመ ክርእየኪ ንኣምላክ ይልምኖ ❤🥰

  • @kiliawta

    @kiliawta

    2 жыл бұрын

    Any thing is possible

  • @eyobfkadu8673

    @eyobfkadu8673

    2 жыл бұрын

    Ajoka

  • @onelove1272

    @onelove1272

    2 жыл бұрын

    meles arkey ktbexha eika Metabiti

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda38722 жыл бұрын

    SHABIYAWIAN SHABIYAWINET ERITREA RESILIENT AS EVER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berihuhadish8975
    @berihuhadish89752 жыл бұрын

    ደስ ዝብል ሌላ ብሓቂ።

  • @kiliawta
    @kiliawta2 жыл бұрын

    I am glad you came with this program to introduce us about maimine. In 1957 as a child of a police man we lived in Adi shimotombesa of police detachment and I hope one day to visit it. From a lost Eritrean dissent in canada for a half a century. I hope one May mine person will read this and respond to me.

  • @melhkyossief5295

    @melhkyossief5295

    2 жыл бұрын

    If u need any help you can contact me.

  • @kiliawta

    @kiliawta

    2 жыл бұрын

    @@melhkyossief5295 wow I have a lot of idea in my mind but short of cash, I would love to make maimine the tourist attraction of Eritrea. There is potential for maimine to become one.

  • @yonitokyo7621

    @yonitokyo7621

    2 жыл бұрын

    I was born in maymine it’s very emotional for me to watch this but I live in the uk now

  • @MickeyBeyene

    @MickeyBeyene

    Ай бұрын

    Às to

  • @erimonia6574
    @erimonia65742 жыл бұрын

    ማይ ዓይኒ'ባ ኣብ መጻኢ ኣቅሩብልና ሃብታምን ዘይትፍለጥን ንኡስ ዞባ ኢያ ብጀራጅን ትፍለጥ ሃዞሞ ትውንን ዓዲ

  • @kbromdengts7919
    @kbromdengts79192 жыл бұрын

    that is true mesemer xirgeya maimn adi kala yelen so mengesti temete kegbrlena please God bless with eritrea 🇪🇷 🙏

  • @ablel9716
    @ablel9716 Жыл бұрын

    ማይ ምነ ለምለም ቆሓይን ♥️🇪🇷❤🇪🇷

  • @user-os6ix7sv6t
    @user-os6ix7sv6t2 жыл бұрын

    ማይ-ምነ ዓደይ ዓዲ ኩቡር ባህሊ ምስ ለዋህ ህዝብኪ ናፍቀኪ❤️😭 ህንጻ እንዳ ኣፍረስኩምስ ሲ ሓውሲ ከተማ ትብልዋ ኣለኩም ህግደፍ ቆማላት ብመደብ እባ ንድሕሪት ትመልስዋ ኣለኩ ህግደፍ ሓሳካት ህግደፍ ጸልማት

  • @hzbawigimbar1854
    @hzbawigimbar18542 жыл бұрын

    Eritrean adey selam naki adi fkriiiiiuu. Selam zelwa hager. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane95152 жыл бұрын

    ደስ ዝብል ዕላል : ንናፍቆ ቦታታት ብተዘክሮ ተመሲጥና ጸኒሕና: ጽቡቕ መደብ 🇪🇷💖::

  • @user-fs2ek3me9t
    @user-fs2ek3me9t2 жыл бұрын

    ጋዜጠኛ (ጸሓፊ) ያቆብ ገ. ብሓቂ ትንኣድ ጸሓፊ ኢኻ። ኣበሃህላይ ማለት፡ ካብ “መደብ-ኒሚጎዕ” ኣብ ኣመጻጽኣ ኣስማት ከተማታት-ሃገርና 🇪🇷 ካበይ (ካብ እዩ) ንዝብል መደብ ኣቀራርባኻ ዝንኣድን ዘይርሳዕን'ዩ። ንተዓዘብቲ ክብሎ ዝደሊ ድማ፡ ክንኣድ ዝግበኦ ምዃኑ ከስምረልኲም እደሊ። ኣብ ታሪኻ'ውን(እውን) ቅርሳ'ውን ንተቕርቦ መሳጢ ትሕዝቶታትካን ንመጻኢ ግዜና ከነመስግነካ'ና(ኢና) ክንነብር፤ ምኽንያቱ ዓቢ እጃም ኣበርክቶኻ ንሰነዳ'ውን ታሪኻ'ውን ሃገር'ና(ኢና) 🇪🇷 ነባሪ ስም ተንብር ተትርፍን ስለ ዘሎኻ - ናይ መጻእቲ ወለዶታት ህያብ'ና ኢኻ ንዓና። ክብረት ይሃበልና! ንዝሃበ እ/ሔር (እዝጊኣብሔር) ይሃቦ ከም ዝብሃል። የቐንየልና/ንበረልና! 💎🙏🏽🇪🇷🙏🏽🌻! ዓቢ ምስጋና ስለ ዘሎኒ፣ ቊጽሪ-ስልኲ (Tel. No.) ክህበኒ ዝኽእል ብትሕትና እሓትት፧።

  • @yonitokyo7621
    @yonitokyo76212 жыл бұрын

    Thank you this was very a nice program

  • @fitsumabraham1903
    @fitsumabraham19032 жыл бұрын

    ናይ ብሐቂ አገዳሲን መሃሪን ኮይኑ ረኺበዮ እሞ ከምዚ ዓይነት መደባት ምስ ዝተፋላለየ ከባቢታት ናይ ሃገርና ዘላሊ ቀጻሊ ክኸዉን ለበዋይ ከቅርብ፞ እፈቱ።

  • @abrehaletesfay9007

    @abrehaletesfay9007

    2 жыл бұрын

    Wawwwwww

  • @debaetadese7430
    @debaetadese74302 жыл бұрын

    adey marey 😍😍😍

  • @LebasiDrar
    @LebasiDrar3 ай бұрын

    ማይምነ ማይምነ እንተተቆነና የምሕረልና እንተታሓነና የምረል ሓሶት ተኾይኑ ይራኣየልና ዳስና❤

  • @shkorinabowey7958
    @shkorinabowey79582 жыл бұрын

    Waww beautiful 😻

  • @onelove1272
    @onelove12722 жыл бұрын

    ማይምነ ማይሲቲ 😍 ደጊም አምለሰኪ ይከዉን የቀንየልና ዝሓወይ ናይ ዘቅረብካልና

  • @erey550
    @erey5502 жыл бұрын

    ክሳብ ሎሚ መጉዓዚያን ቴለፎንን እንታይ ዩ ትጸገም ሊዕሊ 60.000 ተቀማጢ ህዝቢ ዘለዋ ንኡስ ዞባ ብማሕበራዊ መራከቢታት ክዛረብ ከሎ ቁሩብ የሕፈረካ ኣተረዳኣኩምን እበር ሃገር መን ይሕልዋ ኣሎ ተትባሃሉ 50%ንሳቶም ምካኖም ዩ። ምክንያቱ እቲ ህዝቢ ሳላ ጸጋታቱ ስደት ኣይፈልጦን ዩ ከማን እዚ መንግስቲ ምስ መጸዩ ኣብ ጥሜት ክኣቱ ኪኢሉ ዚህዝቢ።

  • @eritrea6227
    @eritrea62272 жыл бұрын

    True desta zelwo akbibla 🥰🥰👌👌❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @kokobbrhane9674
    @kokobbrhane9674Ай бұрын

    ማይምነ ዓደይ❤❤❤

  • @Abrahamweid291
    @Abrahamweid2912 жыл бұрын

    እቲ እንኮ ክሳብ ሕጂ መስመር ጽርግያ ዘይብሉ ኣገልጉለት ቴሌፎን ዘይብሉ ካብ ኤርትራ እዚ ንኡስ ዞባ ማይምነ ኢዩ ። እዚ ንኡስ ዞባ ክሳብ 17 መምሕዳር ከባቢ ዝውንን ክሳብ 77 ዓድታት ዝሓቆፈ እኩል ዝኮነ መደበር ጥዕና ዘይብሉ። ኣብ ግዜ ሕርሲ ናይ ኣዴታት ብሰንኪ ቀረብ መድሃኒትን መሳሪሕታትን ዘይብሉ ምስ እዚ ኩሉ ሕማምካ ምስ ዝከብድ ብቀሊሉ Ambulance ክትረክብ ኣይትክእልን ክልተ ንሰን ከማን ብሰንኪ ጽርግያ ቀልጢፈን ክረድኣ ኣይክእላን ኢየን ስለዚ እቲ ጸገማት ከም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ምኮነ ኣብ ጽርግያን Eritel ዘሎ ጸገም 100% ጠቅላላ ዝከበደ ኢዩ። ኣብ ጉዳይ ጽርግያ ኣብ ኣስመራ ካብ ቀጠና ሓንቲ Bus እንተተኣዚዛ ብክንደይ መከራ ኢዩም ዝከዱ ምክንያቱ ናይ ህይወት ሕቶ ኢዩ መኪና ክትከዶ ኣጸጋሚ ኢዩ። ጉዳይ ቴሌፎን ከኣ ከባቢ ፍረቂ ሰዓት ከድካ ኣብ ጎቦ ተሰቂልካ ንሱ ከማን ውሱን ግዜ ብፍላይ እዘን ክልተ ፍታሕ እንተዝግበረሉ እቲ ካልእ ከም ህዝቡ ምኮነ ቆላሕታ ይገበረሉ።

  • @okubayweldemichael8152
    @okubayweldemichael81522 жыл бұрын

    ዋውውው ብጣሚ ጽቡቅ በደብ መንግስቲ ዝረሳዓነና ኢና ዉጻዓትን ንፍዓትን ማይማነ

  • @natismadnessworld3063
    @natismadnessworld30632 жыл бұрын

    Good work. Please introduce us other sub-regions of Eritrea, like ኢምኒሓይሊ

  • @amanielhabtom8023
    @amanielhabtom80232 жыл бұрын

    I’m glad to see my city

  • @user-sn9tw4sd1y
    @user-sn9tw4sd1y2 жыл бұрын

    ህዝበይ ማይ የብሉ መብራህቲ የብሉ መስመር የብሉ ሕክምና የብሉ መጎዓዝያ የብሉ 😭

  • @amenaaman2253

    @amenaaman2253

    2 жыл бұрын

    ወይጦ

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen60312 жыл бұрын

    Very sad but it's true

  • @robeltekle8094
    @robeltekle80942 жыл бұрын

    ህዝበይ ማይ የብሉ መብራህቲ የብሉ መስመር የብሉ ሕክምና የብሉ መጎዓዝያ የብሉ😭😭😭

  • @sabazeru6665
    @sabazeru66652 жыл бұрын

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @tombosatesfahiwet
    @tombosatesfahiwet2 жыл бұрын

    Adey meareyy nafikeki enber ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hebrawi7098
    @hebrawi70982 жыл бұрын

    Grand Canyon of Eritrea.

  • @habtommasho6580
    @habtommasho65802 жыл бұрын

    ንዞባ ማይምና እታ ክሳብ ሕጂ ቆላሕታ ዘይተግብረላ ዞባ ኢያ። ጽርግያ የለን ? ኤለትርግ የለን ? መስመር ቴለፎን የለን ? ብሓፈሻ ህዝቢ ቆሓይን ንመንግስቲ የገልግል እበር፡ ዘገልግሎ መንግስቲ የብሉን ። መሰሉ ክሓትት ዘይፍቀደሉ ሕብረተሰብ ኮይኑ ይነብር ኣሎ። ስለዚ ህጹጽ ሓገዛ ክግበረሉ ኣለዎ።

  • @esseyasmedhane6628

    @esseyasmedhane6628

    2 жыл бұрын

    Enijera ezigi bila

  • @ablel9716
    @ablel9716 Жыл бұрын

    ♥️♥️♥️

  • @nasrbeshir8235
    @nasrbeshir82352 жыл бұрын

    Bhaqi nebi may mine shukor des zbel zabekelu bota teftawi hbretseb kulu alewa tum halifu

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae14062 жыл бұрын

    Wawe desi zibil ketsiliwo 👍🏽🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas91302 жыл бұрын

    aseyyy adey halal amlak msaki ykun amien bahaqi

  • @lilimehari1751
    @lilimehari17512 жыл бұрын

    🥰🥰🥰

  • @amenaaman2253
    @amenaaman22532 жыл бұрын

    ዋላዋላ እንዲዒ አማሓዳሪ ሕቶይ ንዓኹም ደቒ ኤረይ ብድብድቡ ትርዱና ትኾኑ መንፈስ እዉን ይሕብር ። ? ?

  • @omersalih812
    @omersalih8122 жыл бұрын

    wawww nayzom qolut gerimuni akrobat entaymo mengesti ayrekebun ..

  • @kiliawta

    @kiliawta

    2 жыл бұрын

    Wake up man, why is Eritrea the way it is, answer is simple. Eritrea been a victim of the west for the past 80 years. Cant you see that in iraq, Syria. Yemen, Libya and now who is supporting the dirty low life weyane. Wake up man. ‎سبحان الله العظيم

  • @stighehanaghebreyesus1696

    @stighehanaghebreyesus1696

    2 жыл бұрын

    Omer salih GAME OVER

  • @user-ch1ez7gt3v
    @user-ch1ez7gt3v2 жыл бұрын

    Btami des zbli nay bhaki

  • @wedigere1549
    @wedigere15492 жыл бұрын

    ቅድሚ 15 ዓመት ይፈልጣ እዛ ከተማ፡ ወልሓደ ለውጢ ዘይገበረት ዓንያ ከማን። ቀደሙ ህግደፍ የዕኑ እምበር ይሃንጽ ዝብል ማዓስ ሰሚዕና ጋሓፍ ዝኾነ ስርዓት ለኪምዋ ሃገር ካብ ዓለም ኣህሲስዋ ንባዕሉ 50 ዓመት ክገዝእ ክብል።

  • @filawiwedimaymine5355
    @filawiwedimaymine53552 жыл бұрын

    Adey eru maymine

  • @user-kv6ei7ov8f
    @user-kv6ei7ov8f Жыл бұрын

    ማይምነ ሽኮር

  • @filifilmon3741
    @filifilmon37412 жыл бұрын

    Adey miareyyy

  • @yonitokyo7621
    @yonitokyo76212 жыл бұрын

    The government must build a safe road and electricity to the people of maimine.

  • @yonastewelde2879
    @yonastewelde28792 жыл бұрын

    Ane zgermenis zey Hafru nezi kekrbwo Ezi donkor mengsti nab feras Euna keyrwas Eritrea hagery mewatseti yftrelki kabzi aregit hagorimatat higdefn zaebtun.

  • @amanuelhabtai6037
    @amanuelhabtai60372 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💯💯💯👌👌👌

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus16962 жыл бұрын

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @user-tg6gw8fv6r
    @user-tg6gw8fv6r2 жыл бұрын

    ቀጽልዎ

  • @abrahamsebhatu3747
    @abrahamsebhatu37472 жыл бұрын

    Atum deki er ezi gaztna ember ksllni dlu nays dimsu kitm ybel gaztna

  • @sahariarTY
    @sahariarTY Жыл бұрын

    Hiiiiii miamine

  • @filawiwedimaymine5355
    @filawiwedimaymine53552 жыл бұрын

    Maymine eru ady ata zyfetwa adey zabekula maymine shikor so ereyyyyy

  • @kinglion4970
    @kinglion49702 жыл бұрын

    Hizbina 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hzbawigimbar1854
    @hzbawigimbar18542 жыл бұрын

    Keribna ena kihalfelna eyu eritrawi gigna chwaaa hzbawi. Babmena hanxixna selam zelewa hager kungera ena

  • @sahrasahra2027
    @sahrasahra20272 жыл бұрын

    🇪🇷❤️👍🐪🇪🇷❤️🐪

  • @abrahaleygebremichael1029
    @abrahaleygebremichael10292 жыл бұрын

    ብደቡብ ምስ ትግራይ ትዳዎብ።? We don't recognize Ethiopia . Ethiopia already descriminated• No more Ethiopia .

  • @abrahamfesshay5870
    @abrahamfesshay58702 жыл бұрын

    Xebok liela mis may mine

  • @menghis1481
    @menghis1481Ай бұрын

    ሸፋቱ ንምግጣም ኣብ መገርባ። ሽፋቱ ኣብ ዓዲ ሓንሰ። ሽሂፍትነት ንምግጣም፡ ሽፍታ ተቀይሩ።

  • @gdehanshabtegergis8720
    @gdehanshabtegergis87202 жыл бұрын

    ahh higdef dereseo hizeb

  • @adikhankhan2506
    @adikhankhan25062 жыл бұрын

    xibuk lela mengsti kolahta kigebrela alewo

  • @sahariarTY
    @sahariarTY Жыл бұрын

    Sisi

  • @hebrawi7098
    @hebrawi70982 жыл бұрын

    The children need skate boarding.

  • @wolduaraya1489
    @wolduaraya14892 жыл бұрын

    Kemtdle Kembel zegbo kebabi deherit terifa maymene habtam kinesu kolahta zeyrekebe kebabi kefal eu

  • @kinglion4970
    @kinglion49702 жыл бұрын

    May yebla eltirk yebla nay megazeya autobus yebla higdef mendef eza 17 nus zoba tewenen ketma entay gerkumla

  • @temesghengoita5542
    @temesghengoita55422 жыл бұрын

    እዋይ ኤርትራ ከተሕዝነካ: ነቢዕካ ኣይትጸግበላን።

  • @samiroma6867
    @samiroma68672 жыл бұрын

    Hgdef rshat adey ba ndhrit mlsoma ezom rshat

Келесі