ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ክፋል || PART 15 - Brigadier General Abrehaley kfle
ዕላል ምስ ብሪጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ ክፍለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ክፋል || PART 15 - Brigadier General Abrehaley kfle
#eritrea #eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea
#Eri #asmara #filfiltv #eritrea #asmera
"KZreadr ክገድፎ.........?"
"News in Tigre for April 2, 2024 - ERi-TV, Eritrea"
"Evening News in Tigrinya for April 2, 2024 - ERI-TV, Eritrea"
"ASMARA ERITREA AND SCENIC DRIVE TO SEDICI #UNIVERSITY OF ASMARA [4K @60 FPS]"
"April 2, 2024 ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩስያ
ባጽዕ ኣትዩ Russian Deputy Navy Chief Arrives in Eritrea's Massawa"
"Apr 2/2024 ስዊዝ ከቢድ መጠንቀቅታ ኣመሪካ ዝዓብለለ ቅያ"
"152 ሰብ ኢሎሞ - ኣብ ሓደ ርእሲ ክልተ መልሓስ Seb Elomo - By Samiel Zerom Eritrean Comedy 2024"
"1 April 2024 ግጭት ብርጌድ ንሓመዱን መንእሰያት ህግደፍን ኣብ ስዊዘርላንድClash Between Eritrean Factions in Canton"
"እንዳ ዝማም - ክፋል 241 - Enda Zmam (Part 241), March 31, 2024 - ERi-TV Comedy Series"
"ጽጹይ ሓበሬታ/ ንሄለን ዘጋጠመ ሓፍታ ሎሚ ዝሃበቶ መልሲ እንሆ/ ህጹጽ ሓገዝ የድሊ ኣሎ"
"ስነጥበባዊ ንጉሰ ኣባዲ ዘጋጠሞ: ስውር ሸርሒ ወፍሪ ሰላም ኤርትራን ትግራይን:: 31.03.2024"
"ሓገዝ ንኣዴናን ሓፍትናን ኣስመረት ደስታ ናይ ኮላሊት ሕማም ጸገም ኣጋጢምዋ ሓግዘኒ ትብለና ላ ዓቅምና ንሓግዛ"
"ጉድድ ስማዕ ! ቀሸን ጳጳስን ሰለልቲ ኣለዉ ኣብ ቤተ ክርስትያን ይብል | ኢሳያን ስልጣን ንወዱ ክህብ | ኣብ ትግራይ ሰብ ይሽወጥ"
"Evening News in Tigrinya for March 31, 2024 - ERI-TV, Eritrea"
"ዕርፊ - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 13 | Eritrean Drama - Erfi (Part 13) - Mar. 31, 2024 - ERi-TV
"Gere Emun Part 171 | ገሬ እሙን ክፋል 171"
"Arsenal Vs Manchester city ተስፋ ኣይ ኑቕረጽ"
"Mestyat Betna | ዮናታን ስብሃቱ፣
ኤርትራዊ-ሸወደናዊ ሕጹይ ባይቶ ሕብረት ኣውሮጳ"
"New Eritrean Serie Movie Meazn Part 1//
መኣዝን 1ክፋል"
"ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ግደይ ቀሊት Vs ሚካኤል ርእሶም | ወዲ ቀሊት VS ምቹእ - New Eritrean Show 2024"
"ዜማ ያሬድ ኣይዶል 3ይ ዙር 4ይ ክፋል ሙሉእ መደብ Zema yared idol Season 3 Episode 4 Full Tigrigna Idol 2024"
"ERIPM | ትማሊ ነቲ ናይ 8.4 ሚልዮን ዶላር ክሲ መልሲ ሂበሉ ኣለኹ| ዕርቂ ግዜ ንምዕዳግ`ዩ ነይሩ"
"መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer Eri-TV Game Show, March 30, 2024"
"'ሽግር ኤሪሳት፡ ትማልን ሎምን ሓደ እዩ'' ዓብዱ እስማዒል #Interview Abdu Esmail"
"ኣገልግሎት ኢንተርነት - ህንጸት ተንቀሳቓሲ መርበብ ካበይ ናበይ - 6ይ ክፋል - መኣዝን ልምዓት | Mobile
phone network-Part 6 - ERI-TV"
Eritrean Drama - Walta Harmaz (Part 15) -
"SELMI HASAB2 EP 20 BY НАВТОМ ANDEBERHAN
#NEWERITREANMUSICTHISWEEK"
"ውድቕቲ ሃገር(FAILED STATE)PROSE BY AWEL SAID PART 2"
"New Eritrean film zteserqe hlmi part 6 ዝተሰርቀ ሕልሚ 6ይ ክፋል season two #Hidmona #starentertainment"
"Hiyab_ (እስኮሜሳ) Askomisa part 3 New Eritrean Comedawit movie 2024 By Sadat Ahamed (Wedi maza)"
#solomedia #aanmedianetwork #diletmedia #eritreannews #eritreanguayla #eritrean #eritreanmusic #hdmonanebarit
"Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Wey Geza) by Dawit Eyob ወይ ገዛ ብ ዳዊት እዮብ #dawiteyob #eritreanfilm"
"New Eritrean Movie 2024 Snksar// yohanes : hayelom Part 3"
@ERIPMEritreanPublicMedia
ROPHNAN - ATIYO | - ሮፍናን - ኣቲዮ Ft SHEWIT MEZGEBO
@Rophnan
#eritrean @maggyshow
#ዶክተርሻሮን
#eritrea #tigray #tigrigna #ጥዕና #ዜናትግርኛ
#eritrea #ethiopia #tigray
#@gDrar
#HidmonaTV291 @HidmonaTV291
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
@HDMONANEBARIT
#aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
#tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
#eritrean #eritreanmusic #erey #erna
#NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic
#Eritreannews #ERITREANNEWS
#afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
#tigrignyafilm #eritreanfilm #eritreanmusic
#eritreansong
#eritreanmusic #erisat
#MusicTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs
#NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna
#tigirigna#besttigrignamusic #Eritrean Drama
#Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
#Eritreandrama2024 #Eritreandrama2021 #ERISAT #eritreanprisoners
#eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
#tigrgna_music #hyesa_music
#Eritreansong #Eritreannewsong #Eritreanawdametmusic
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla
#Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
#Tigringiamusic
#Ethiopian_CatholicSong #HawassaCatholicSong #EthiopianCatholicMezmur#EthiopianCatholicChurch #Catholic
#Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna
#EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong
#EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
#Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
#Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
#Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla
#EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritrean Songs
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #Eritrean Dramas
#Eritrean2024bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020
#BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
#TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrigna Eritrea
#DerfiTigrigna Ethiopian #NewTigirignaDerfi
#Hadish TigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi
#TigrignaMeraDerfi #HadishDerfi Tigrigna
#eritreanmusic
#mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #addisababa #catholic #catholicchurch
#EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
#Ruthmezmur #TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur #gospelsong #TigriniaMusic #gospelsong #RuthTigrinya
Transcript
Пікірлер: 331
አብ 33 ዓመታት ናጽነትና ንመጀመርያ ጻልጣ ታሪኽ ንሰምዕ አለና ብሓቂ ተመሲጥና ንሰምዖ አለና ዕድመን ጥዕኔን ይሃብካ ጀነራል ሳሚ ኽአ ብሓቂ ነቲ ታሪኽ ዝምጥን ብቁዕ ጋዜጠኛ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@lymaluab
2 ай бұрын
😂😂😂😂 aye adgi
@sheba-291
2 ай бұрын
@@lymaluab ታሪኽ ወላ ጽልኣዮ ከም ዝነበሮዩ ዝትረኽ፤እንተ ዘይመቺእካ ምርኣይ ይኹን ምስማዕ ዘይትገድፎ?
@Adulis_TV
2 ай бұрын
Jornalsti maletka deyu weysi Gernal tebl dea ezi gazetniya bargader Gernal deyu 😂😂
@haqieyu
2 ай бұрын
Tirgum xalta ayfeltkayan ember n shaebiya yehgus eyu zibelo eyu zegusie zelo
@mesfinabraham6412
2 ай бұрын
እዚ አብርሃለይ ዝባሓል ናይ ሃይለስላሴ ወታሃደር ነበር ጃሱስ ካብ ቀደም ጀሚሩ ስጋብ ትማሊ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሙ ተደሚርና ዝበለሉ እለት አንጻር ኤርትራውያን ዝተሰለፈ የማናይ ኢድ ናይ ኢሳያስ ወዲ ተምቤን'ዩ ❗️ ሎክሳስ ኣድጊ ለካቲት
ንጀነራል ዕድመን ጥዕናን ይምነ አዚ ታሪኽና ስለ ዝኽነ ጽቡቅ ኢዩ ህዝቢ ክፈልጦ።
አንበሳ ጅንራል አብርሃለይ ክፍለ ብሓቂ እዛ ኩላ ተጋዳላይ ታሪክ አብ ምዝንታው ስቅ ክትብል ንስካ ግን ነዚ ስቅታ ፈንጢስካ ምውጻእካ ብሓቂ ካብ ልቢ የመስግነካ ታሪክ ከም ዘለዎ ተቀምጦ ምህላውካ ድአ አዝዩ ደስ ዘብል ዩ ካብ ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ወዲ ሰብ ስለ ዝምሃር 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷፡ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውአት ኤርትራ።
@lymaluab
2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 Tedros why don’t you read books and go to school ?
ክብረተረ ይሃበለረነሰ ነዚ ኩሉ ሰጊርኩመረ ብልጽግትን ንጽርትን ሃገር ዘረከብኩምና ክብርን መጎስን ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ኣየ ኣገላልጻ እንታይ ዝበለ ኽእለት ኢዩ ዘለካ ጅግንነት ጥራሕ ኣይኮነን ተውህቦኻ ቀጻሊ ክገልጽ ውዕሎ ጀጋኑ ሓደራ ሳሚ❤❤❤❤
@mesfinabraham6412
Ай бұрын
ጥሪት ህግደፍ ትማሊ ባንዴራ ኢትዮጵያ አሰኪሙ ተደምረናል ዘበለኺ ጌና ዘይተረዳኣኪ ደንቆሮ ኣድጊ ጌና ተመስግኒለኺ 🤞
Wow he should write a book. The journalist/host probably will write the history because he is well informed and intelligent. 🇪🇷
@lymaluab
2 ай бұрын
Kkkkkkk😂😂😂😂😂 who will read a book of a killer
@sheba-291
2 ай бұрын
@@lymaluab ታሪኽ ወላ ጽልኣዮ ከም ዝነበሮዩ ዝትረኽ፤እንተ ዘይመቺእካ ምርኣይ ይኹን ምስማዕ ዘይትገድፎ?
ኣየ ጅግንነት ኣየ ተዘክሮ. የቐንየልና ክቡር ጀነራል።
@karamara9641
2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@becool4344
Ай бұрын
Hasot xeleme qtlettt do
@romayabraham8737
Ай бұрын
@@becool4344 junta boy
ሆርዳታ ❤ብሃንቀውታ ንጽበዮ ዝነበርና ናይዞም ኣርካናትና ታሪኸ ከተቕርቡልና ብምጅማርኩም ብልቢ ነመስግን ግን ሰሙን ተጸቢና ብውሑዳት ደቓይቕ ከተቋርጹና ኣይግድን ቁሩብ ወሱኹላ ኣይተሕጽርዎ❤❤
The other side of Eritrean story that we can not find it anywhere. Thank you both.
We are happy to hear from the first line our history .our history is our identity the best and the worst 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰✌️ Thanks!
Thanks General for sharing our history. Thanks for ur services🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉ብ/ጀ.አብርሃለይ ክፍለ ፡ብጣዕሚ ጽፉፍ ታሪኽ ።እዚ ብዙሕ መጻሕፍቲ ክጽሐፍ ስለዝኽእል ፡መጻሕፍቲ እንተተዳሉ ክንደይ ምጸበቐ❤🎉።
ክቡር ጀነራል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ጸሓፍቲ ታሪክ ብርዕኩም ቀርቡ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
WHAT A STORY TELLER ! this is treasure . hope it's compiled in books and preserved .
Hordata Thank you for documenting our history🇪🇷❤
ጅግናና ነቲ ገድሊ ገደል ሰጊርካ ታሪኽ ከትዘንቱ እንቃዕ ኣብጸሓካ🙏🏾 ንበረልና 🇪🇷💖🙏🏾: ልዑል ምስጋና ናቕረብቲ'ዚ መደብ 🇪🇷💖🙏🏾 ኤርትራውነት መንነት ሻዕብያውነት ክብረት 🙏🏾::
“እቶም ምሳኻ ዝቃለሱ ዝነበሩ ክሳብ ክንድዚ ይኽሕዴኻ ኢልካ ኣይትሓስብን ኢኻ" ልብኻ ዝትንክፍ ቃል ኣቦና ሉል ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ።
@lymaluab
2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 lul
ዘይተበርበረ ቆፎ እቲ መዓር ታሪኽ ዕረ እንዳጠዓመካ ትሰምዖ ታሪኽ ለካ ታሪኽ ብዕዉታት ጥራይ ኣኮነን ዝጻሓፍ ኣያና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ኣትታዓንቀፍ 😘
ብሓቂ ዘሐምም ኣግካጣሚ ናይ ታሪኽ።
አብ ከርከበት አርአያ ዓርከይ ምሳይ ዝተዓለመ ዝተሰውአላ ቦታ ኢያ።ኢዛ ብጻይ አብርሃለ ዝብላ ዘሎ አብኡ ነይረ
የቅነለና ናይ ብሓቂ ዝወዓለ ይምከርካ ዝቀበረ ይንገርካ ክብሃል ከምዚ እዩ። መራሕቲ ተ.ሓ.ኤ ናይ ታሪኽ ተሓተቲ እዮም። ብፍላይ ኣባላት ለባል ባርቲ ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትንተና ወልፊ ጌራህልና ከምዚኢታት ታሪኽ ኣገዳሲዩ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ።
Thank you for all you did to our country Mr General Abrehaley kifle🙏👏
Please 40 minute gberwo Tarik eyu mara haxiru seb semun enda texebeye please seb kketatelo, Haxir gierkum enda kolefkumo komment anbbyo kulu seb haxiru ybl alo. B zterefe xbuq aqerarba rtub zereba emo abzi edeme koynu date.. months year keyresie jeneral Abrhale btami knad zelwo eyu. Ente eta ab semun tmexie… emo 25 minutes please derfi aykonen ezi. 40 minutes gberwo ❤❤❤❤❤❤ sesenayu
ብሓቂ መሪር ምዕራፍ ታሪኽ።
Welcome deqi eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌸❤️🇪🇷
@maharigbremeskel9711
Ай бұрын
መሓሪ ጀብሃ አየ ኣመዚከረኒ ኣብ መዓስከርር ታሃዳይ በርጌድ 77 ሲኢድ ሳሊሕ በርጌድ 72 ካኣ ተስፈይ ተክለ ኢዩ ምሲኡ ከኣ ኢየ ነይረ ስለዚ ኣብ ታሃዳይ መሬት ሱዳን ምስ ኣተና ነቲ ኣቢኡ ዚኣተወ በረጊድ ሲኢድ ሳሊሕ ኣኪቡ መግልጺ ህብና ንአሩ ሱዳን ዉጺኡ ወይ ብረትኩም ኣዉሩዱ ኢላቲና ከነዉርድ ወዲኢና ኣሎና ኩሉ ጽባሕ ንጊሆ ብረቱ ኣርደን ይጊበር ኢልና ሰራዊት ስለ ዝበዚሔ ከምመኩረፊን ኒራዲዮ ዉጊኢ ተጠቕሙ ሓብርና ኣውርድናዮ ከኣ ድሕር ሰሙን ከኣ መሓመድ ናስር ኣኪብና ከሚዚ ዲማ በላና ፡ ንሕና ብረትና ኣዉርድና ኣሎና ካብ መሬት ሱዳን አተውጺኢና ብረትና ሱዳን ኪትህበና ኢያ ንመዳ ክንሚለስ ኒና ኣብ መዳ ድማ ኣሳባት ኣልዉና ( ስልያ ) ኣልዉና ስለዚ ኣንጻር ምዳዳ መርበትና ( ሕነና ) ክንፈዲ ኢና ኢሊና ፡ ፡።ብተወሳኪ ዓብደላ ኣድርስ ዝሓዘን ገለ ኪፋል ሰራዊት ብረቶም ከይ ኣዉረዱ ንሰመን ዶብ ሱዳንን ኤርትራን ከዶም ኣለዉ ኢኩና መሓመድ ናስር ገለ ኪፋል ብራዚድ ከኣ ኣብ መኣስከር ኮሮኮን ኣርደን ሲላሕ ገረን ኣልዋ ኢሉ ሓብርና ስለዚ ጅ/ ኣብረሃለይ ኣብቲ ab 1981 ወርሒ 9 ን 10 ዝበበረ ኩንታት ዝጎደለካ ኣሎ ኢሞ መለኣዮ ኢቲ ታርክ ሕልክላክ ሰብ ይመሃረሉ ፡ ፡
Interested thanks keep up kemzi aynet
An amazing part of Eritrean history which was hidden from many of us. Thank you Eritrean HERO, B. General Abrahaley Kifle. I would greately appreciate if you can enlight us more on Eritrean history particularly about Fedaeen and the falool movement, the killing of Abdelkadeer Romodan etc. Thank you again
We're waiting for the next part please continue to the end 🙏
Please make this program longer and faster
Ane qedamay coment yxhf aleku bulen kfalat tekatatileyen bahnqewt eye zexbeyz tegadalay tariku trah aykonen kulu negeru hger hdenet uzemher ❤❤❤❤
Welcome back our hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Super jigna
Eti zegerm nay brgader Jeneral Abrhale nay mzkar aqmu mestenkr eyu! Tarik bserahtu knger kelo zemehalalfo melekti medargti yeblun! I Proud of you God bless you and your family❤🙏☀️
እቲ ነገር ነዊሕ ስለዝኾነ ካብ ዓቕሚ ናይዚ comment section ንላዕሊ እዩ። ክንዲ ዝኾነ ኣብታ ጀነራል "እተን ክልተ ኣብ ሳሕል ዝነበራ ብርጌዳት ከይሓበራ እየን መሊቆን ወጺአን" ዝበላ ክምስክር እፈቱ። ኣነ ከም ኣባል ብርጌድ 97 ካብ መወዳእታ 1978 ኣትሒዘ ኣብ ዒላ ጻዕዳን ማራትን ዓራግን ኔረ እየ። እተን ቦጦሎኒታት ናይ ብርጌድ 97 ንነዊሕ ግዜ ኣብ ድፋዕ ምስ ጸንሓ፣ በብተራ ናብ ኣብ ዓራግ ዝነበረ መዓስከር ከይደን ናይ ክልተ ሰሙን ዕረፍቲ ይገብራ ኔረን። ቦጦሎኒና ቀዳመይቲ ቦጦሎኒ ናይ ብርጌድ 97 ኮይና ብመንግስትኣብ ሞጎስ (ሃጸይ) ትምራሕ ነበረት። ኣብ ዕረፍቲ ቀኒና ብዕለት 07/07/1980 ካብ ዓራግ ተበጊስና ናብ ዒላ ጻዕዳ ወሪድና ምሸት ድፋዕና ንሕዝ። ብድሕሪዚ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ ይኸውን ድፋዕና ለቒቕና ንዓራግ ክንምለስ ትእዛዝ ይመጸና፣ ተበገሱ ንበሃል። ስለምንታይ ድፋዕና ንገድፍ ኣለና እንተበልና ድማ፣ መግለጺ ኣይተዋህበናን፣ ወተሃደራዊ ትእዛዝ ስለዝኾነ ድማ እምቢ ክንብል ኣይንኽእልን። ንከባቢ ክልተ ዓመታት ዝሓለናዮ ድፋዓትና ገዲፍና ናብ ዓራግ ደይብና። ካብ ዓራግ ድማ ንባርካ ጉዕዞ ጀሚርና። ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣነ ምስ ካድር ሓይልና (ሳሙኤል ብርሃነ) ጽቡቕ ርክብ ስለዝነበረኒ "እንታይ እዩ ዝኸውን ዘሎ?" ኢለ ምስ ኣጽበብኩሉ "ሻዕብያ ነተን ኣብ ሳሕል ዝነበራ ክልተ ብርጌዳት ኣኽቢባ ከተጥቅዐን መደብ ከምዘለዋ ሓበሬታ ስለዝመጻ እያ ጀብሃ ካብ ሳሕል ከተውጸአን ወሲና" ይብለኒ። ኣብ ከርከበት ምስ በጻሕና ብካድር ቦጦሎኒ ዝተዋህበና መግለጺ ድማ "ንተሰነይ ኣጥቂዕንና ሓራ ከነውጽኣ ኢና ንባርካ ተሳሒብና" ዝብል ይኸውን። እቲ ብድሕሪኡ ብዕለት 31/08/1980 ብዕሊ ተወሊዑ ዝቐጸለ ውግእ ሕድሕድን ምፍራስ ጀብሃን ድማ ጀነራል ኣብርሃለይ ብዘገርም ናይ ምዝካር ክእለት የዘንትዎ ስለዘሎ ዝውስኸሉ የብለይን። ኣደ ወሊዳ ትምከን ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ !!!
@user-et1ls7pk8k
2 ай бұрын
እቲ ኣጀንዳ ጀብሃ ምፍራስ ናይ ምዕራባውያን እዩ ዝነበረ፡ ኣብርሃለይ እውን ፖለቲካዊ ጸግዒ ወሲዱ እዩ ዘዘንቱ ዘሎ ካብ ፖለቲካዊ ጸግዒ ወጽዩ ይገልጽ ኣሎ ክብሃል ኣይከኣልን፡ ኩሉ ንጀብሃ የላግበላ እቲ ሓቂ ግን ኣይጠፎኦን ኢዩ ።
@Eritrea.91
2 ай бұрын
@@user-et1ls7pk8k emo haye knsemaka si eti gega tblo zeleka ngerena
@nolawi30com88
2 ай бұрын
ኢቲ ጸግዕ ሕዝዎ ዘሎ "ጸሓፎ ሰብ ድማ ሙዛናዊ ትረኻ ይወስድ!
@user-et1ls7pk8k
2 ай бұрын
@@Eritrea.91 ንኩሉ ምስማዕ ጽቡቕ'ዩ ከም ዘለዎ ግን ክትወስድዎ የብልኩምን፡ መሪሕነት ዝነበሩ ይኩኑ ኣባላት መጽሓፍቲ ጽሒፎምን፡ ኣብ ዩቲብ ተሪኾምን እዪም ክትረኽብዎ ትክእሉ ኢኩም።
@semerechimar6365
2 ай бұрын
B meseret lzib nay 20/tikimti Kemey geyra shabiya neten klte brgiedat tetkian. Neti zineber ginbar keman nishabiya Kab mikuzizara wezai u neyru. Ketetkin medeb teneyruwa Kemey kezlika kelewa neten kilite bergiedat zeyteketatelete. Botin kemzigedefa item kilite brgiedat ziteflte zelai nishbiya beti neaten bota ginbar halifu nab degen metkati misgebere u ab botian kemzeyelewa tefelitu.
Waiting for part 16
እዛ ትብላ ዘለኻ ብርጌድ 69 ውን ተተጠቒማትላ እያ። ጅግና /ብ/ጀነራል አብራሃለይ ክፍለ እቲ ሐቂ ኩሉ አብሪህካዮ አለኻ መግለጺኻ ብዕቱብ እየ ዝካታተሎ እዚ ታሪኽ እዚ ክትገልጽ ብሂወት ብምጽናሕካ ንአምላኽ ነመስግኖ።ቡዙሕ አሎዝተረፈካ ግን እቲ አገዳሲ ዝብሃል ተራ አባል ዘይፈልጦ ዝነበረ ብምግላጽካ አመስግነካ።
ኣያኒ ጅግና ፈጣር ሃገር❤❤❤❤
Jigna nay jeganu ele shelimrkAKbur jigna abrahaley GBU nbereley jigna edmen tienN neaka ykun
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ታሪኩም ንገሩና ድኣ ነዞም ነኣሽቱ ወለዶ 👋🇪🇷🙏
Welcome
Welcome deki Eria jeganu
መመሊሱ ዝምቅር ታሪኽ ቅያን ጅግንነትን ዕድመን ጥዕናን ንኽቡር ጅግና ጀነራል ኣብርሃለይ 🇪🇷❤️👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤
ይዝከረኒ
❤❤❤❤❤❤❤❤
መዓር ጽገናይ ሒጂ ተበርብሩ ቀጽልዎ ሆርዶታ media, General ኣብረሃለይ የቅርንየልና አዚ ታሪክ ናይ General 30 ክፋል ኣብጽሕዎ, ናይ ካልኦት አብ ፈዳይን ዝነበሩ ኣቕርብዎም thanks
@abrahamhabte658
2 ай бұрын
ካብ 30 ክፋል ንላዕሊ እንተወሰደኸ ዋእ ኣነ ሲ ኣብዛ በጺሓታ ደላ ደው ከይትብል እምበር ዋእ ደንጉያኮ ክፋል 16.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤welcomme general
Correction to b/g Abrehale kifle Birged 72 Tesfay Tekle birged 71 Tumsah I know those two birgeds. I know very hard to remember every history. thank you b/g Abrehale kifle
Wow General Abrehaley is one of the most intelligent, wise & brave soldier and has dedicated all his life for his beloved country I salute you dear General. As war veteran We need to know more your story coz it’s our stories, please don’t let them bury your story ………..
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 prevail
ክቡር ብ. ጀ. ኣብርሃለይ " ንምንታይ ሞሊቖም ፡ ብለይቲ ጸልማት " ዚብል ደርፊ ኣዘኪርካና ።
Welcom Abona General
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Edman tenne yehbkum azyu mesten geltmtam zebzho hewi ahlfkum abzi mebxkum fetri yemsgen gaztna gen meglxi yeblun azka feltet zelwo hatta natka yerey alku pls kexelo mahri zekona tarki abottena azu mesti agllexa GBU.
ሓጺሩ
ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ነዊሕን መሪርን አዩ
@hagerawitekkali4209
2 ай бұрын
Yes yes yes!!!
تسلم يا سعاده العميد
Wawew🥰🥰🥰🇪🇷
🎉
Welcome General
Where is part 16 or it is done?
Hello We are waiting to the continuity of part 16 why not
Where is part 16? ? Are you going to continue? did you stop?
አብርሃለይ ታሪኽ አይተዛናብዐዯ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቅ መደብ ቅጽልዎ ማዕረማዕሪኡ ናይ ካልኦት ስብ ታሪክ አንተትቅርቡ ጽቡቅ ነይሩ
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ብሰንኪ ልሙስ መሪሒነት ተሐኤ ሐዊሐዊ ዝጨኑ ሰራዊት ሰአንዝመርሖ መአዝኑ ጠፊእዎ ፈሕፋሕ ኢሉ እዚ ኸአ ብውዲት ዓብደላ እድሪን ከደዓት ንደቂ መዛሙርቱን
@HaraGhirmai
2 ай бұрын
😓😓😓
@mesfinabraham6412
Ай бұрын
ናይ አብደላ ገዲፍካ ህጂ ደጽንተካ ፣ ባንዴራ ኢትዮጵያ አሰኪሙ ተደሚርና ዘብለካ ዘሎ ሸይጣን አዲ ሓሎ ዲክታቶር ኢሳያስ ወዲ ተምቤን'ዩ ❗️ አምሰሉ አይትኹን ናይ ትማሊ ታሪክ ገዲፍካ ናይ ሎሚን ፣ ጽባህን ክትርዒ ፈትን ❗️ ** ጥሪት ህግደፍ ጓሓፍ **
Part 16 is too late please
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤!!!!!!!!
16 ኽፋል ዶንግያትና ደቂ ኤረይ
General ABRAHAM KIFLE TIENAN EDEM YIBKA ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማራ ሓጺሩ በጃኻ ቁሩብ ኣንውሕ ኣብሎ
Tewedeu deu interview? Please post part 16
ደም እንዳጠዓመካ ዝስማዕ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ኩሎም ኣርካናትና ከምዚ ጌሮም ከዘንትዉልና ይላቦ። ዕድል ረኺብኩም ውን ምስ ፕረስደንት ኢሰያስ ሓንቲ ከምዚኣ መድለየትና። ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ክቡር ጀነራል። ሆርዳታ ሜድያ ትዓምብብ።❤❤❤❤ ኤርትራውነት ድርብ ሓሞት።
Haxiru haxiru please ksab 40 minute gberwo semu enda texebena
🇪🇷❤️🇪🇷✔️
Kehadtiiii bxotom
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾
እንቃዕ ብሂወት ሃለኻ ዘይተበርበረ ታሪኽ ንሰምዕ ኣለና ካብ ተኸታተልቲ ሕቶ ምስ ሓተትና ከመይ ኽንሓትት ንኽእል
ኣየ ጀብሃ ጸባብ ርእሲ !
Wow before even start messed up, Tefay Tekle was the top of Birged 72
@hagerawitekkali4209
2 ай бұрын
Yes indeed. 100% right.
Eway ezom jeganunas eti tarikom ktiem btemesatnet nketatelo aleno please kexululna jgna abona general abrahele kfle edmen tienan yehabka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
🐪❤🐪❤🇪🇷✊🙏
Too short!
Wellcame abrahaley jigina
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓቀኛ ታሪክ እዚ ንሰምኦ ዝነበርና ጀብሃ ድፋእ ሒዛቶ ዝነበረት ከይነገረትና ገዲፋቶ ከይዳ ዝብል ካብቶም ዝወዐሉ ክትሰምኦ ክንደይ ሓቀኛ ምካኑ ትኣምን ።ኣርካናት ጀጋኑ ክበሩልና ንበሩልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-xh4dp6ij4r
Ай бұрын
ለከ'ንዶ ግዳ " ንምንታይ ሞሊቖም ለይቲ ጸልማት " ተባሂሉ እተደርፈስ ፡ ኣብ ሓቂ እተመርኮዘ ትሕዝቶ ግጥሚ ኢዩ ነይሩ ።
ደቂኢረይ ብሉጻት🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ሕክያ ክትምቕር ብሂወት ዘለዉን ሽሞም ዝልዓል ዘሎ ብጽቡቅን ሕማቅን መልሲ ምስዝህቡላ እዩ።ንጽበዮም ድማ ።
ዝተንተንካልና ስርሒት ፡ታሪክ ፡ብድሆታት፡ ጅግንነት ሰምዔ ምጽጋብ ስኢነዮ። ሰሰለስተ ጉዜ ደጋጊመዮ። ኮሪዔልካ! ጅግንነትካን ቖራጽነትካን፡እሞ ንኩሉ ምስዓርካን ክሳብ ናጽነት ምርኣይ ምብጻሕካን ተኣምርዩ። ተሓበን ንኣምላኽ ዉን ኣመስግኖ ተኣምርዩ ጌሩልካ። ኤርትራውነት ሓበንዩ። ኣምላክ ምስ ኩልና!! ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank u very much general!!ሕቶይ ንምንታይ ብርጌድ 71 ድሕሪ ናይ ከርከበት ጋሽ ኬድና ምስ ወያነ ተዋጊእና
@user-xh4dp6ij4r
Ай бұрын
ወያነ ፡ ካብ ትግራይ ነቒላ ኣብ መሬት ኤርትራ ጸበል ክትነጽግ ኢላ ስለዚመጸት ? 😂
@eyorzeray7526
Ай бұрын
@@user-xh4dp6ij4r ንሻዕቢያ ክትሕግዝ መጽያ ትሐምሺሻ። ረሳሕ ወድዛ ረሳሕ u do not have to tell me about ጸበል ጨምላቅ
@eyorzeray7526
Ай бұрын
@@user-xh4dp6ij4r ረሳሕ ሐሳድ
@user-xh4dp6ij4r
Ай бұрын
@@eyorzeray7526ትግርኛ ከም ቁምጣ ዚሓጽረካ ርእሲ ሉሕ ፡ ቲፎዞ መን ትብሃል ወደይ ንስኻኸ ? ሓኪም ዚድላይካ ንኽትድርጕሕ ወላ እንተፍቀደልካስ ፡ ርእይቶን ሰባትን ኣስተብህል እንዳበልካ ደኣ !
@eyorzeray7526
Ай бұрын
@@user-xh4dp6ij4r u can not hide history wedza komal
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
እዛ ብ ሓንቆውታ ንጽንበያ ቃለ መሕተት ኣዳለዉቲ ናይ ዛመድብ ምክንያት መቃረጺኣ፡ ን ክብረት ተካታትልትኩም ሓበሬታ ክትህቡ ንጽበ።
Jebha HmaQ gujlawit zeyhagerawit. Xlalota Hiza hlm ila TefiA.