"ኸዋኽብቲ ጉማየ" ፉሉይ ምድላው (ዝናቡ ኣባዲ፣ ብርሃኑ ማቸ፣ ብርሃኑ ኪሮስ፣ ሰናይ ባራኪ፣ ኣሸናፊ ወይናይ) ሙሉእ ቪድዮ 2024
Ойын-сауық
Segudem Media is one of the most well known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
Copyright ©2024 Segudem Media
#ethiopianewmusic
#habesha #
#ነጋሲጉማ
#ፍርሳድራማ
#ራያሙዚቃ
#Brhanumache
#newtigrignamusic #
#senaybaraki
#birhanudeboloy
#zenabuabadi
#ashenafiweynay
Пікірлер: 259
ኣነ ማእከል ትግራይ እየ ተወሊደ ዓብየ ግን ብስራሕ እየ ንራያ ዝፈልጦ ግን ራያ ዓደይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ራያ ዓደይ ትለምልም❤❤❤❤❤ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ወዲ ኣባዲ ጉማየ ትብሎ ዓዱ ዝናፈቅ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰይሰይ ኣቱም ግርማ ተጋሩ ❤🥰
እሰይ መኹርዕታት ራየቶት ስብ ግርማ ሓፍትናለ ኽብሪ ትወንዘፊ👸💯🎉❤❤❤
As always I am very proud of you Kahsish. You have keep contributing your part for the grow and revival of the Rayan culture. God bless you and all our icons.
ሸጋታት ራዮቶት እስት ግዜየና ይመልሰልና
ያዕስ ራያ ቶት🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አይይይይ ናይ ወደ ኣባድ ጉማየ ኣነ እንደዓይ😢 ደቃ ራያዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያኢስ ራያ በለኝ
ጎይታ ፍቅርኹም ኣይፍለኹም ብእኩብኩም ያንብርኹም ፍቅርይ ሓልዮትይ ይወስኸልኹም ራያ ዓደይ ዓዲ ፍቅሪ ዓዲ ኽብሪ ዓዲ ለጋሳት ዓዲ መኽበሪ ሓው ሓፍቲ ዓዲ ምሁራን ዓዲሊ ዓሳዲ ያጎይታየ ሃምናቀደሙ ዓድና ለምለም ይግበረልና
ሰላም ራያዎች እደምን አላቹህ ❤❤
ግርማታት ራያና ንበሩለይ ዕምበባታት ራያና ባአኹም ኹራዓት የና 💞💘🙏🙏🙏💘💞
ናይ ዝናዉ ኣቦዲ ግን ጣራሕ እግሪካ ዩኡ ዲሰደካ❤ዋይ ፋቂዒ ራያ ዓደይ ወለላ ቅዱመኺ ዳኣነ😢
@user-wg1vv9ew6c
22 күн бұрын
❤
@ራየተይት
22 күн бұрын
ሕደግ ጥራሕ እግርኽ ከይትኸድ ዕሽኾ ከይወገአክ😂😂😂
@user-bg5ck4mj9i
21 күн бұрын
@@ራየተይት እማ ዲዝናዉ ኣቦዲ ሓደግ በሉዎ😂
አይአነ ናፊቆተ ራያዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
መገን ራየቶት ግርማ ዓድ ጀጋኑና TDFይ
እሰይ ደቅ ዓደይ ዕዲሜና ጠና ይስጥል ፈጣር ሃወልት ራያቶት❤❤❤❤🎉🎉🎉
ወድ ኣባድዋ ጡዑም ድምፅ ❤❤
ደስ ባሃል ደቅ ራያራዩማ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይዒስ ራያ ዓደይ 😊❤❤❤❤
Thank you segudom media
እሰይይይይይ ደቂ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ዝናው ኣባድ ግርማ ራያና❤❤❤❤
እሰይ ተመስገን ብእግረ መንገዲ ዓደይ ጨርጨር ርእየዮ 🥰🥰🥰🥰🥰
እመ አምላክ ምሳካትኩም ትኩን ደቅነዋ❤❤😊
አሸናፊ የኔ ቆንጆ❤❤😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ራያ ዓደይ ጥዑም ላዛ❤❤❤❤
ወዲ ባራንቶ ደይምህላዉ ግን ቅር ከይበለና ኣይተረፈን ሪእሲ ኹሎም
ወዲ ማቸ ብሱል ጅግና ብሓቂ ኣይኒልምኒይ ብለኩምሎ ብሓፈሻ ኒፎትዮኩም የና ከየንቲ ራያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሃም ማንም ለኽባጣት ኣይኾንኹምይ በተለይ ድኣኻትኹምማ ይንእሰኩም
ጎይታ ዝናው ብጣዕም ጉማየኻ ትፈለየ የኻ🤴♥️
ብጣዕሚየና ናመስገን ኣኻዛ ሓፍትና ደቅ ዓድና ሃሚዚኣብኺ ኣክብኺ ስለዳረአ ኺና ❤
ደስ ባህልቲ ደቂ ራያ ራይማ❤❤❤
you are all amazing people guys! i was really impressed by your melodic and cultural song of GMAYE! we are all proud of you . Keep it up!
ኣይፍለይኹም ደቂ ሓመድ ራያ ብእርምኹም ንበሩ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ልዓድና ይግበሮ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ደስ ይብል ኣይፈላልየኩም ሓፍትና ኣኸዛውን ፅቡቕ ገይርኪ ዘሓተይ ዕድመን ጥዕናን ንኩላትኩም ምረቓቑም ኣምካክ ይቀበልኩ ። ናይ ራያ ባህሊ ላሕጃ ኣዘራርባ ብጣዕሚ ዝፈትው ዝከታተል ስብ እየ እንኳዕ ናትና ኾንኩም በርቱዑ።
ዓረከኒ ግን ጥራሕ ኣብ ራያ ዕንክሊል ኣይትበሉ ካብ ሙሉእ ትግራይ ሕወስሉ ኣነ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለኩም ግን ኣማሓይሽዋ ብዝተረፈ ግን ኣጆኩም❤❤❤❤❤
@user-tf6jv7ui9k
21 күн бұрын
ዓጋመ ታይ እንሆ ራያ ባ አቶ ብራያ ደመፀ ስኻዱ ኽርትም ይበል❤
ኣይይይይይ ራያያያያያያያ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🥰🥰🥰🥰👈👈👈👈👈👈👈
እሰይ ሰብ ጡኡማት ለዛ ደሰ ብሃልት፡❤❤❤❤❤❤
የዕስ ደሰሰሰትብሉ ራየተት ❤❤🎉🎉
ድምፃዊ ብሪሃኑ ማቸ ዘረባኻ ድብላዕ ዩ ♥️🤴
ሓደ ይግበርና ሓድነት ንፍጠር ራዮቶት🌾💚👌
Yesss😊😊😊😊
ኣሰይ❤💛
ያዕስ ራየቶት❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊
ወዲ ❤ አባዲ ትችላለህህህ❤
አሜን ሓደ ይግበረና😢❤😊
Segudem media( Kahisay Mesele), must be keep it up for your outstanding journalism service for your people.thanks for your outstanding public service .
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደቂ ትግራይ እና ሓለፎም በራንቶ ክመፅእ ነይርዎ so ilove more raya
@haftomabadi
21 күн бұрын
ኹሎም ሓደ ዮኦም
ራያነት💚👌ኣያ ኣታ ሃመይ ይኡ ፈጣር ሰላምይ ፍቅር ድህዝብና🙏💚
ጀጋኑ ናትና 🥰❤️💛
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ያዕስ ራያቶት🎉🎉🎉🎉🎉ራያ ዓደይ ዓድ ጅገና
Raya habtamat seb behali seve weni adi me are and tesmi admen tnan yehabkum
nizelialem edimey tinay yihabikum
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ashuye ❤❤❤❤❤❤ for all of you big Respect 💓
ደስ ባሃሎ ሰብ ግርማታት ሕማቅ ኣይሕሎፉኹም ቡኡኩዉኹም ያንቡሩኹም ራዮቶትዋ ድሓፍትና ሞሳ ትወንዙፉ ካሕሳይ መሰለ ሓዉና ብጣዕሚ የና ናመሰግነካ ንበረልና ኣየዋ💚💜
Raya 💪🏾💪🏾
ቅድመኻትኹም ድኣነ ደቂ ራያ ራዩማ ጀጋኑና ሰራሕቲ ቅያ ኣነስ ኾርዐልኹም ብኣኹም ህቡቡቡቡ ዶክብል እሽለ ኣታ ግዜ ትመለስይዶ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይ ደሰ ክትብሉ❤❤❤❤
ራየትቶ ሰብ ግርማ❤💛
ኣይ ኣነ ራዮቶት ስጋ ሰብ❤❤❤
ወድ ማቸ ብጣዕሚ ጎበዝ አገላልፃ
ራዮቶት😘😘
አሸናፍ የኔ ፍቅር 😢አታሃመይኡነገሩ አሹየዋ ❤
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ደቂ ራያቶት❤❤❤❤❤💚💚።
ሃማይ ደኣ ደስስስ ብሉን ኣሹ ምስ ጀግና ኣሓዉቱ ምስረእኾው አይ ራያዋ ሰላምክ ይብሓሉይ 💝💝💝
ዕድመይጥዕናይ ይሃብኹሙ ፈጣር እዞመ ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ ሐዚ መጽኡ ናጓስነት
ሁቡቡ ይዕስ ራየቶት❤❤❤❤
ሰላምክም ይመለሰ ደቅ ራያ ትግራይ mytdfይይይይይ❤❤❤❤❤
ያዕሰ ራያ ቶት🎉🎉🎉🎉
ያስራያ ጨርጨር ዓደይ ናፍቆተይ❤❤❤❤🎉🎉
ያዕስ ደቂ ራያና ወድ ኣባድ ደጉዃና
ደበለይዋ መስቀልኻ ማረኽን😊😊
❤❤❤❤
ያዕስ ትርጉሙ ጻሓፉለይ ክርድኦ ስለ ዝደለኹ እየ።
ቀፀሉሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤ ወዲ መሰለ አሰሊሊሊሊሊ
ቀፅልሉ ደቅ ዓደይ ደቅ ሕምብርት ራያ
አብዝ እንሆ እቲ ሓቂ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ዋውውው
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉
ያይስ ራያየ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤
ታምራላቹ ራያታት
❤❤❤😍
Rayuma ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ🎉❤❤❤❤❤ ኹሉ ግዜ ደስ ይበለኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ያዕስ👌❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
እያሱ ሓጋዚኸ😊
❤❤❤❤❤
💖💖💖💖💖💖💖🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ያዕስ ራዮቶት💚
ራያታት❤🍋🌽❤💛❤
@user-jm7cx8tk7r
21 күн бұрын
Rayatoti ❤❤🎉 fituwat dimiste
ጀጋኑና ንበርሉና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤