ምኩራብ ብመም.ኪዳነ ወልደማርያም መም.ሚኪኤለ ተኽላይ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW SBKET

Ойын-сауық

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ትምህርቲ ዝተዳለወ ስብከት

Пікірлер: 11

  • @user-lt8cz4mc7d
    @user-lt8cz4mc7d2 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ዲያቆናት ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክሳልሰይቲ ሰንበት ምኲራብ ትበሃል ዝተባረኸን ዝተቀደስን መዓልቲ ሰንበት ይግበረልና ፆመ ቅዱሳን ከም ዝተቀበለ ፆምና ፆሎትና ይቀበለልና ልብና መንፅሒ ሓጥያትና መደምሰሲ መንግስተ ሰማያት መውረሲ ይግበረልና አሜን አሜን አሜን❤❤🙏🙏🙏👏👏👏💒💒💒🙏👏👏👏

  • @user-vm6xi6rk7c
    @user-vm6xi6rk7c2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቃል ህይወት የሰመዐልና

  • @weldayzereu7978
    @weldayzereu79782 ай бұрын

    Egziabhier amlak edmen tinan yhabkum abotatna kale hiwet yesmalna

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle32362 ай бұрын

    Amen (3) kale hiwet yesmealna sle kalu egzabher amlakna zkeberen ztemesgenen ykun ztemaharnayo knebrelu bmhretu temitu tbebun mstwalun ayfeleyena fetari kulu alem memharana xeguen bereketun yebzhalkum ab xelotkum zekurna

  • @samihaile2124
    @samihaile21242 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፍትዋት ደቂ እመብርሃን

  • @SalemBeti
    @SalemBeti2 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi49562 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oz1he2ej5x
    @user-oz1he2ej5x2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @EmaTekk
    @EmaTekk2 ай бұрын

    ቃለ ህወት የስመዕልና

  • @user-bs2to7il9d
    @user-bs2to7il9d2 ай бұрын

    ቃለ ህወይት የስመዐልና

  • @Rgat.Mahari-vw6sm
    @Rgat.Mahari-vw6sm2 ай бұрын

    ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩኒ ክቡራት ኣሕዋተይ ንድክምቲ ሓፍትኩም😢

Келесі