"ኩላ ክትብተን ከላ ኣነ በይነይ እየ ዘይተበተንኩ ተሪፈ ጀነራል ህንፃ" ካብ መፈለምታ ክሳብ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝነበረ ታሪክ
Ойын-сауық
SUBSCRIBE NOW For the Latest Entertainment Videos.
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #tigrignamusic #tdf #tigrai #tigraynews #tigraymusic #gereemun #tigray_tv #tigraionline #ትግርኛ #ትግራይ TigraiMediaHouse #HagereTigrayሃገረትግራይ #TigraiTv #DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP #Ethio360Media #SyeEntertainment #EthioForumኢትዮፎረም #SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment #VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy #dimtsihafash #music #drama #clip #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena @TigraiTv @DimtsiWeyaneTV @zaramedianetwork @hopemusicethiopia @LazaTigrigna @awettesfay @AdmasMusic @LihamMelody @merkebbonitua @mulugetamaluda @kramatGallery @TigraiMediaHouse @tigraionline @jstudio1#tplf @berakhetigrai @Brakhe_Show @ZENATIGRIGNA @MahderPro@seifuonebs @comedianeshetu @ebstvWorldwide @abelbirhanu1 @LazaRecords
Пікірлер: 89
We proud of you our heroes !! your sacrifice to save Tigrai's people we said Thanks
ንኹለኹም ጀነራላትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ነኽብረኩም ❤❤❤
የቀንየልና አያና!
ጀጋኑና ነውሕ ዕመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኩም አሜን❤️🙏🏾💛
መድሕን ትግራይ ተጋደልትና ንበሩልና! እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም:: ህዝቢ ትግራይ ናብ ክባን ዕፅዋን ክኣቱ ኣይግባእን ነይሩ:: ብሰላም ክንበር እንተዝካኣል:- ናብ ዝላዓለ ብራኸ ምተበፅሐ:: ኢትዮጵያ ባዕላ ናብ ዕብዬት ምደዬበት:: ከምቲ ፀላኢ እንተሎ መን ብሰላም ይነብር? ዝባሃል ኮይኑ ፀገማት ቀፂሎም:: ህዝቢ ትግራይ ግና ጅግንነት ኣመስኪሩ:: ነቲ ፀገማት ክፆሮ ፅዒሩ:: ዝሓልፍ ዘይመስል ጭንቂ ንክሓልፍ ናይ ጅግንነት መርኣያታት ንሰምዕ ኣለና:: ሎምዉን ናይ ሕብረት ጅግንነት የድሊ:: ነቲ ሕብረት ህነፅዎ:: ኣብ ገድሊ ዘካዕበትኩሞ ፍልጠት ኣራብሕዎ:: ብጅግንነት ንዝተመርሐን ዝተሓባበረን ህዝቢ ካብ ፀልማት ኣዉፅኡዎ:: ዘይርሳዕ ታሪኽ ተሰሪሑ'ዩ:: ኩርዓት ትግራይና ኢኹም:: መግለፂ ስኢናልኩም:: ጅግንነትኩም የሕብን!!! ንትግራይና ኣቦታትን እኖታትን ኮይንኩምዋ:: ክበሩ! ተመስገኑ! አሜን! ትግራይና መሊኣ ሓዉያ የርእየና!!! ዓድና ትታሃነፅ! ጅግንነት ትግራይ ኣብ ዓለም ይፈለጥ! ፀላእትና ተስፋ ይስኣኑ! ከምዘይንጠፍእ ይታዓዘቡ:- ናብ ንስሃዉን ይእተዉ!!! አሜን!
I have no words to express your dedication, incredibly technical experience to save the people of Tigray against genociders. respect ❤️ love to you my beloved heroes ❤️
Thanks General Hintsa for the past war heroism.
ንጅግንነት ቲዲኤፉናን መራሕቶምን ግና ልዑል ኽብርን አድናቖትን አለኒ 🙏♥️
@dhrhdr4983
7 ай бұрын
As As AQ qqqq
Long life, our heroes 💪💪❤️💛❤️
ጀጋና❤❤❤
ጀጋኑና ክብረት ይሃበልና ሳላ ኣያታትናን ህዝብ ትግራይን ካብ ምጥፋዕን ተሪፍና ኢና። ሀዚውን ሃድነትኹም ኣስጢምኩም ንረብሃን ህዝብ ትግራይ ዝኸውን ስራህ ምስራህኣድላይ እዩ። ግዝዓት ትግራይ ክምለስ ናይ ግድን እዩ። ኸዚውን እታ ኲውናት ዝተወደአ አይመስልን እዩ ዘሎ።
ለይተነገረሉ ብሉፅ ጅግና!
ጀጋኑ ኣያታትና❤❤❤❤
@thabte100
7 ай бұрын
ፈታሕቲ ዕጥኮም ብላሽ
ጅግና። ተሃቢነልካ
Mealti newih kum zerayat bezihomkum ember jeganuna meglexi yeblun jegnnetkum 😍😍😍😍kbrn mogesn neakatkum🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩርኧትና ጀጋኑና ንበሩልና
ህንፃ ወ/ጀወርጊስ አብ ሰማንያታት አመተምህረት አብናይደርጊ ውግእ ህንፃ ማለት እታይምኳኑ ክሳዕሕጂ የግርመለይ እዩ አነውን ወታደር እየነይረ ግን ናይ ህንፃ ምንቅስቃስ ንዓይ የግርመለይ እዩ ።ግን ሓደነገር ዘፅናዕኩዎነገር ነይሩ አብከባቢ ቤተሰቡ ኸይደ ህንፃ ከመይ ኢሉ እዩ ተጋዲሉ ኢለጠይቀ ዝፈትዋ አዲኡ እክሊ ኸተጥሕን እንዳጥሕኖ ምስከደት ደርጊ ቀቲሉዎ ድሕሪ እዙይ ብሕራነ እዩ ተጋዲሉ ምስቦሉኒ እዩሕቶይተመሊሱለይ
ኩሉኹም ንፋአትን ተባአትን ኢኹም ክብረት የሃበልና ኩሉኹም ክቡራት ተጋሩ ክቡራት አያታት ኢኹም !!!
Incredible heroic history of TDF 💪💯
ህንፃ ቅኑዕ መራሒ ኣቦ!!!
ነዊሕ. ዕድመ ይሃብከ ጀጋኑና ❤🎉❤🎉
ጀነራል ህንፃ ኣቦ ቅንዕናን ዓቅልን። ሳይንሳዊ ብልሓትን ገርህን ኢኻሞ ክብሪ ይግበአካ እዩ።
Thank you for your service sir.
Abesa we proud of you ❤
ዕድመን
❤❤❤ክብሪ ንኣኩም❤ምስቶም ጀጋኑ ደቅኩም ❤❤
ጅግና ጀጋኑ ኢዩ ዝወልድ
ጅግና ጀነራል ህንጻ
ኽቡር ጀነራል ❤❤❤thanks for you'r service
Wow thank you our heroes
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ጀግና ምን ነብር !!!!!
ጀነራል ህንፃ ማለት ዘይተዘመረሉ ጅግና እዩ ብጅግንነቱ ብፍልጠቱ ብኣካዳሚኡ ብፖለቲካዊ ዓቅሙ ብሰራዊትምህናፅ ብህዝባዉነቱ ብኣተሓሕዛሰራዊት ግን እቲ ዝሰርሖ ጅግንነት ብናይንድንኩል እናደመቀ መፂኡ እዩ
በርሀ ወዲ ራያ ኣምፅዎ ኣብ ቀፃሊ
Jegnaaaaaa❤❤❤❤❤
Jegena ayana edemen tienan nimeneyelka God bless you our heroe❤
መሰረት ናይ ሰራዊት ትግራይ
I met this guy on the mission UN just hero
Proud of you G Hintsa Hero
በትክል
Thanks I
General Hintsa Real Hero!
ጀጋኑ ተጋዳላይ 1ሚሊዮን ምስኪን አንጋላይ ጀጋኑ
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
ጀነራል ህንፃ አንበሣ በረኻ❤💪💪💪💪
❤❤❤❤❤
ክብሪ ንአኹም ጀጋኑና ሰብክልተ ምእራፍ
hero
እቲ ጅግንነትስ አብ ቦትኡ እዩ፣ ግን ብዙሕ ነገር ይጎድል። ጋዜጠኛ፥ 1) ድምፅኻ አይስማዕን። 2) አብ ትሕዝቶ ምድላው አይገበርካን። አብ ብዙሕ ክተፅሪ እውን አይፈተንካን፣ ሰነዳዊ ታሪኽ ስለዝኾነ። 3) ጋሻኻ ብዙሕ ናይ ካልእ ቋንቋ ቃላት እንትጥቀም ክትዕርዮ ይግባእ ነይሩ ኣብ ተጋዳላይ እውን ብዙሕ ድኽመት አሎ፥ 1. አጠቓቕማ ቋንቋ አዝዩ መሰከፊ እዩ። እንታይ አምፀኦ እንግሊዝኛ ምሕዋስ? 2. ኣካይዳ እቲ መሕትት ባህላዊ እዩ። ከም ግቡእ ተዳሊኻ፣ ማህደር ሒዝካ፣ መዓልታት፣ ኩነታትን ቦታን ብግቡእ እናጠቐስካ ክንዲ ምኻድ፣ ዳርጋ አብ ላዕሊ ዘሎ፣ ዝዘከርካዮ ጥራሕ ኢኻ ነጊርካና። 'በዚ ገርና' 'ኣብታ ላዕሊ' ገለታት ዝብል አገላልፃ ሰማዕቲ ከመይ ይርደኦም? 3. መንፈሱ ብሓፈሻ ናይ ውልቀ ዝናን ታሪኽ እቲ አሃዱን ምጉላህ ይመስል። ካብዚ ንላዕሊ ኢና እንፅበ። 4. ብዙሕ ክበሃል ዘይግባእ ዘረባ እውን ነይሩ። ንአብነት 'ካብ መከላከያ' ዝብል ዘረባ ግቡእ አይኮነን። እንተትዳሎ ምዕራይ ምኸአልካ። 'ፀላኢ 300 ቅርሺ እናኸፈለ...' እውን ኢልካ'። እዙይ ዝብሎ ብዙሕ እዩ። እቲ ብዛዕባ 'ጃሱስ' እውን ከምኡ። አብ ገሊኡ ድማ ብዛዕባ ኸቢድ ዛዕባ እናዕለልካ ክምስ ትብል።
አይንዋጋእይ ልበለ ጀነራል እዩ ጀግና ልባሃል። ዓቕሙ ሪኡ ለሰልፍ እዩ ጀግና ማለት። ዂናት ትሕዩሎ ተመለሱ ልብል እዩ ጅግና ማለት። በይነይ ተሪፈ ልብሎ መናእሰይ ልቕድሚት አሰሊፍ እዩ እምበይ ሃም ሃገሩ ምተመለሰ ነይሩ። ምስኪናት ኵናት ሓይሉዎም ትምለሱ በልወም ብጥይት ልብሉ እካባት ጀነራላትስ ጅግና ክባሃሉ? ኣየ ግዜ
ክለሰዊት ደደቢት ብር ግድ ሃደ ቦጠለኒ ስታፍ ሃንደሳ ሑመራ 1984 ዓ.ም ነበር ተጋዳላዪ መጎስ ማንጁስ ሰላም ንትግራዪ
መን ይዛረብ ዝነበረ!
መጨረሻ ታሪኽ ወዲ ዓድዋ ኣንቢዑኒ😢
መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ የቐንየልና።
ናይዚ ወዲ ዓድዋ ዝበልዎ ታሪኽ ምሕር መሰጠትኒ ከም በዓል ኾኾብ እዩ።
TDF
ጀግና ወዲ ራያ!❗️
JIGNA SERAWIT TIGRAY.TDF FOR LIFE
ኩሉ ሰሚዐዮ ብጣዕሚ ግነት ኣለዎ ማለት ደደቢት ጅግና እያ ብትኽክል ብዙሕ መስተንክር ሰሪሓ እያ ።ኣብ ኩናት ሶዴማ ጭፍራ ብጥቅምቲ 03/2014ዓ/ም ዝነበረ ኩናት ደደቢት ዓብዩ ኣስተዋፅኦ ጌራ እያ ግን ናይ ወዲ ኣባተን ከም ወርዒ ክ/ሰራዊት ዝበላ ናይ ምግበይ ሓኽፈን ዝሰርሖኦ ኣጥፊኢኻዮ ተጋዳላይ ህንፃ ወሌርግስ
ድምፂ የለን ኣይስማዕን
No sound
F❤❤❤
ህንጻ በሊሕ መራሒ እዩ። |ኣዛዚ ኣርሚና
ዘይተውድኣ ጉዳይ ዝርዝር ምዝራብ ፅገምዶ የብሉን ወይስ ፍርቂ ትግራይ ሃዲና ኮኑና?
@xkuwait3842
7 ай бұрын
ናተይ ውን ጥያቂ እዩ ኩሉ ልተገበረ ሰልትታት ይናገሩ ለው ፀላእትና ባዕልና ብንናገሮ ተከቲሎም የጥፍኡና ከዚሰ አዚ ልንገረሉ ግዜ ድዩ ነይሩ የሕዝን
@abrehahadush9237
7 ай бұрын
Exactly
@user-gp6jn2jp5u
6 ай бұрын
Yigermeka Eu
ደደቢት ካብ ፀበባን ጭቆናን ስርዓት ደርጊ ህዝቢ ትግራይ ምንጋፉ ጀሚሩ እስካብ ብቃልስና ዝዓተርናዬ በትረ ስልጣን አረኪባ ሎሚ ንዝበፅሀና ዝበፅሀና ፅንተት ዘበርከተትልና ሱም እያ:: እሞ ዳግም ሱም ኸምተስአነ ደደቢት ኢልካ ምውፃእ ንዝመፅእ ነመዝግቦ ሽቶታት ስግአት ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ስኽፉታ አለኒ:: ኽቡር አቦና ጅግና ሃፀይ ዬሃንስ ወዬ ልዕሊ ሚኒሊክ ኢኹም ትፀልኡዎም እምበር ዬሃንስ ግዳ ዘይትብሉዋ !!!
ኩሉ ነገር ብጅግንነትን ትብዓትን ፈጺምኩሞ ኩቡር መስዋቲ ከፉልኩም።ግን ኣካለ ጉድኣትኩም ረሲዕኹም ሸለል ኢልኩም ብጣዕሚ የሕዝን
ኣይና ኽበር ንበር እቱ ጀግንነት ደስ ይብል እታ ሓንቲ ሓንቲ ንውልቀ ረብሓ ንደደቢት ንምድማቅ ብዝመስል ወይ እትመስል ኣጋላልፃ ግን ንእዝኒና ዕረ ኾይና ረኺብያ እሞ ተትእረም ኣንታ ጋዜጠኛ ከምዘሎ ወግዒ ዝመስል ንፀላዒ ዝምግብ ሓበሬታ ንሥውኣትና ዘተሓሕት ክትቅንሶ ይግባእ ነይሩ
Jgna abona admen teanan yhabka
ክብረት ይሓበልና...ግን ኣነነት በዚሁ.. ኩሉ ትግራዋይን ኣሓዱታት ትግራይ ዝከኣለን ጌረን እየን .. ድማ ኣክሱም ሽረ ዕዳጋ ኣርቢ ምባል ታይ የድልይ .. ዘረባካ ናይ ኣብይ ሰብ ኣይመስልን
@Anonymous-iy2ew
7 ай бұрын
እቲ ሓቂ ገና ክውጽእ እዩ። ንሕና ጥራይ ኢና ተጋዲልና ዝብል ትርኽቲ ከብቅእ አለዎ ሓድነት ትግራይ ክጠናኸር እንተኾይኑ። ነዚ ሓቀኛ አያና አትዛረቡልና ገለታት ገለታት እናበልኩም።
ታአምረኛ ጀግና ጀነራል ህንስፃ
እግዚአብሔር አብ ዝተናዕቀ ዳዊት ሓዲሩ ትዕቢት ጎልያዳውያን እንትነፍስ አብዘመንና ሪኢና
ኣንታ ባዓል ዩቱብ ንኣይታትና ዝፃረፍ እውን ዲኻ ልቢ ትህቦ ምንባብ ኣይትኽእል ዲኻ ???
ኣብየት ሰባይ ኣደ ወሊዳ ትምከን ሓራም!!!
Serekty ab bereka kedkum yehwatna atfekum tserku neyrkum❌❌⭕️⭕️⭕️
@ferewoyanitsegazeab7631
7 ай бұрын
እወ ዕሱባት ኣሕዋትካ ጀሪካን ክስርቁ ኣረጊት ኣንስቲ ኽጋሰሱ ክም ቆፅሊ ረጊፎም : ፀልየሎም ጎይታ ንገበኖም ምእንቲ ይቅረ ክብሎም
@kidusgirma7909
7 ай бұрын
አህ ህግደፍ መንደፍ መአልትኹም ቀሪባ እያ አብ ትግራይ ዝፈጸምኽምዎ ክትኽፈለኹም ኤያ ‼️ ሕነ ክፈዲ ዝቸኾለ መንእሰይ አሎ‼️
entay eyom gerom mewaelom tegaru Mot Tmyet Sdet lebnet blshwena ab Etiopiea kserku khardu gdefu gdefu gdefu kbehal mhilom wegya bahlawy chweta new blew Knat bahlawy xwetana Eu gele gele elom entay emo Nety Hzby telagixomulu
@ferewoyanitsegazeab7631
7 ай бұрын
እወ ዕሱባት ኣሕዋትካ ጀሪካን ክስርቁ ኣረጊት ኣንስቲ ኽጋሰሱ ክም ቆፅሊ ረጊፎም : ፀልየሎም ጎይታ ንገበኖም ምእንቲ ይቅረ ክብሎም
He is greedy person ,i knew him
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ታአምረኛ ጀግና ጀነራል ህንስፃ