Kiflom Yikalo - tblena'la - | ትብለና'ላ | New Eritrean music (Official Video) - Zara - tv
Ойын-сауық
Kiflom Ykialo |tblena'la - ትብለና'ላ| New Eritrean music
ZARA RECORDS Subscribe today buff.ly/2igp3Ny
#eritreanmusic2024 #eritreanmusic2023 #etiopianmusic2024#eritreanmusic #
Love you guy's SUBSCRIBE our channel.
© 2017 Zara - tv
ZARA RECORDS goo.gl/tgC11a
Google goo.gl/WshFbH
FACEBOOK goo.gl/LvfYXV
℗© 2017 Copyright: ZARA RECORDS.
℗ © Copyright: ZARA RECORDS Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
መሰል ደራሲ ብሕጊ ዝተሓለወ እዩ። ብዘይ ፍቓድ ደራሲ ምቕዳሕን ምብዛሕን ብሕጊ ክልኩል እዩ።
#eritreanmusic2024 #ethiopianmusic2024 #tigrignamusic2024 #ethiopianmusic2024 #eritreanmovie #eritreancomedy #tigrignamusic2024 #tigrignamusic2019 #tigrignacomedy erfi2021#TigrignaDerfi2020
#awdametderfitigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic
#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #eritreansongs #eritreannewsong #NewEritreansong
#musicoferitrean #eritreanweddingmusic #eritreanweddingsong
#eritreanbestguayla #eritreanawdametmusic #eritreanawdametguayla #EritreanAwdametsong
#neweritreansongs #neweritreanmusic2022 #besteritreanguayla #eritreannewmusic #tigirignamusic
#eritreanguayla #eritreanbestmusic #eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla #tigrignaguayla2020 #eritreanmusic2022
#Tigrignamusic2023 #EritreanWeddingsongs #eritreanweddingmusic #olderitreanmusic
#oldtghirignamusic #eritreanderfi #OldEritreanSongs #ethiopianmusic #ethiopiansong
#ethiopiandrama #ethiopiantgraymusic #ethiopianamharicmusic #ethiopianfilms #Ethiopiancomedy
#Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic
#ethiopiansongs2020 #ethiopiannewsongs #ethiopiannewmusic #musicofethiopia
#ethiopianmovies #ethiopiannewmovie #ethiopianmovie2021 #eritreandrama #eritreanmovie2023
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi
#HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna
#TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020
#TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016
#TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic
#eritreanmusic2024 #ethiopianmusic2024 #ethiopianmusic2024 eritreanmusic2023 #ethiopianmusic2023 ##ethiopianmusic2023 #ethiopianmusic2024 #ethiopianmusic #ethiopianmusic2023 #eritreanmusic#ethiopianmusic #
Пікірлер: 2 600
ፍሉይ ስምዒት ትፈጥረለይ ደርፊ ብዉሕዱ ልዕሊ 100 ግዜ ሰሚዐያ ብኽራረይ ከኣ ልዕሊ 100 ግዜ ተዘናጊዐላ ኣብ ገዛይ በይነይ የቐንየልና ጩራ ብዝያዳ ከኣ ክፍሎም
@fesehayemehari
Жыл бұрын
⁰
ክሳብ 2024 ትሰምዕዋ ጎድኒ ክፍሎም ሓላል ወዲ ህዝቢ ከኣ ኣብዚ ርገጹ ጀምዓይ I love you ኤሩ ሪመይ ዓለመይ❤❤❤❤
@user-vm8sd1bt2b
3 ай бұрын
ኣለና ❤❤
@user-zz8ve3jz7c
Ай бұрын
Still now 2024
ድሕሪ ውዕሎ ጊሰን በዚ ዘወር ዝበልካ like ኣግርጭው 🖤✅
2024 dsema alokum do
@samrawithayelom1900
2 ай бұрын
Ane aleku ksab hji ysemea
@hanuyass7868
2 ай бұрын
Me 🥺
@user-qc8vn4bb6y
2 ай бұрын
Me❤❤❤
@Dagmawialula
2 ай бұрын
Gena ksab 2030 knsemia ina, ksab zeyqesenna aynigedfan ina
@user-zz8ve3jz7c
Ай бұрын
Ya
ወዲ ሪም እናጠፍአ ዳስ ሓጎስ ዝተኽሉ እምባን ኩርባን ሪኦም ሃገር ኣላ ዝብሉ ኣንታ ቁሩብ ዘይሓስቡ ልቢ ዘይገብሩ ሃገር ማሌት ደኣ ህዝቢ እንዳሉ. ጽቡቕ ስራሕ Kiflom jegna wedi hizbi ajoka wegeney forsaaaa so I love you so much all guys jeganu deki hizbi ajokum eska
መሓዙትካ ካብዚ ድምጽካ ዘይጥዕም፡ካብዚ ግጥምካ ዘይጽብቕ ትሕዝቶ ሒዞም ንረብሓ እናደረፉ ኣሽሓት ገንዘብ ይኣርዩ ኣለዉ፡ንስካ ድማ ረብሓ ከይሓሰብካ ብህዝብካ ብሃገርካ ምሕሳብካ ምድራፍካ ሓደ መዓልቲ ዓስቢ ኣለካ፡ኣጆካ ቐጽሎ 1000 like
@yacobwedieri4164
7 жыл бұрын
ነሽነሽ ተስፈኣለም ሓቅካ ነሹ ዓርከይ ደብረጻውያን ናይ ለዘምን ንርእዮም እንዲና ዘለና ህዝቢ እንዳጠፈአ እባ እንታይ ገደስኒ ጉልባብ ገይሮም ፍቅረይ ይብሉ ትርጉም ፍቅሪ ዘይ ፈልጡ ደቂ መላእቲ ጅባ
@yacobwedieri4164
7 жыл бұрын
Wedi Erena ሓወይ ኣይ ትርእዮምን ዲካ ዘለካ እዞም ደብረጻውያን ህዝቢ እንዳጠፈአ ንውልቀ መላኪ ይሕጉዙ ድሁላት ዝኮኑ ደርፍቲ
@galeri9191
7 жыл бұрын
ነሽነሽ ክኒኑ king ናይ ኮመንት ኮንካ ተሪፍካ ወዲ ዓድካ ድዩ ወይሲ ወዲ ጎደቦካ ዘየለ ትዛረቡ ሓሰውቲ ከም ህግደፍ ደኣሞ ኣበይ ክትመጹ ሕዙናት
@kubromkobra5579
7 жыл бұрын
Love Lovers Nska ka nay blbka dika Hadami Abey alewu hgdef hademti endikum Botrak hadami nhzbka hseb hargaf
@samiwedimeskele8382
7 жыл бұрын
ነሽነሽ ተስፈኣለም nay bahqi abi seb ika neska kemka ente zemlewo eza almna ko kendey senay u neru 💓❤❤👌 wedi hezbi kflom halal ajoka so Nice song❤❤
ኣታ ጸማም ኤርትራዊ ስማዕ ጽቡቅ ጌርካ ቃሕመም ምባል ኣየድልን ኢዩ ኣስተውዕል ጽቡቅ ጌርካ ካብዚ ንላዕሊ ዋላ ሓደ ምባል ኣየድልን ኢየ ከፋሊ ሓወይ ኣጆካ ታንክስ ሞር ብሮ
@erimannerimann112
4 жыл бұрын
Testes dika
@Tes861
4 жыл бұрын
@@erimannerimann112✌
ካብ 2017 ክሳብ ሕጂ የስተማቅራ ኣለኩ! ኣብ ዝሰማዕኩላ እዋን ንብዓት ይስዕረኒ! መን ኣሎ ኣብ 06.02.2024 ዝሰማዓ?
ኪሮስ ኣስፋሃን 💜& ክፍሎም ይካኣሎ💜 ኣምላክ ገጽ ዞም ክልተ ኣርቲስት ኣርእየኒ👌👌
@ichbinbitewededgoogle3415
6 жыл бұрын
Kiros Asfaha ajoka
@abanoubrusomeritrea1787
4 жыл бұрын
Ane kemeka eye hawey natey
@nahommhretab4261
4 жыл бұрын
@@abanoubrusomeritrea1787 ane wn kemakum
@mirrortv2581
3 жыл бұрын
Amen zearkey kemakaye nriom nken hade mealti
@mohammedosman7751
2 жыл бұрын
@@abanoubrusomeritrea1787 ٠
የማነ ባርያ ን ኪሮስ ኣስፍሃ ወልዱ ኪሮስ ካ ን ክፍሎም ወልዱ ኣጆኩም
@user-ss2ys6hi2f
7 жыл бұрын
dani wedi Eri NIHINA DIMA NIDEKINA ETY KALSY NIMIHAROM KUSAB SELAM ZIRIKEB
@user-sf4iu6uf2p
7 жыл бұрын
dani wedi Eri ዒብ ግበር ያ ሓቢቢ ኣጆኹም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣለኹም ሓዝዎ ኣጽንዕዎ ናይ በዓል ባባ የማነ ዳኣ በል እንበር ነዚኦም እግሪ ዘይተኸሉ ምስ ባባ የማን ክተዋዳድሮም ሲ ቁሩብ መልሰሉ ይቅሬታ ተሲሚዕሃኒ ያ ተቆጢዐ ታሪኽ ሓደ ሰብ ፈሊጥና ከምዚ ኢልና ንዛረብ!!!
@user-vh3dh6jf5o
7 жыл бұрын
merih senay angosom ቀድምካ አቲ ዘረባ ኣንብቦ ትሪክ ናይ አቶም ዓበይቲ ማሃዞም አዩ ኣዛርብን
@user-sf4iu6uf2p
7 жыл бұрын
dani wedi Eri ምናልባት ንኽፍሎም ሞራል ጅህቦ ይሃርፍ የ ሕጂ እዚ ዝብሎ ግን ተስፍ ኮቑርጾ ኢለ ኣይኮንኩን ዝዛረብ ዘለኹ ዳኒ ቁሩብ ተሰሚዓትኒ ኣላ እዞም ጽብጺብካዮም ዘለኻ ሰባት በየን በየን ኢኻ ጥር ኢልካ ምስ ባባ የማነ ተዋዳድሮም ዘለኻ ጌና እግሪ ዘይተኸሉ ቆልዑ ዒብ ያ ታሪኽ ሓደ ሰብ ፈሉጥና ከኣ ከምዚ ንበል!!! ብዝተረፈ ከሙኡ ይግበሮም ኣፍካ ይስዓር
@user-sf4iu6uf2p
7 жыл бұрын
dani wedi Eri ok ok ንፍዕ ዳኒ ናይ ሞራል ሓሳብን ሓቦን ኣዛራርባኻ ብጣዕሚ ይቅሬታ
ካብ ትወጽእ ኣትሒዘ ክሳብ ዛ ሎሚ ዕለት ሰሚዐ ዘይ መንክዋ ድርፊ ክፍሎሞይ ጅግና' ን''' ኣብረሃም ኣፈወርቂ ን''''የማኔ ባርያ ን''''ኪሮስ ኣስፈሃ ን'''ክፍሎም ይከኣሎ ን'''ምሕረተኣብ ምኪኤለ ንነዚኦም ዝፈቱ ጥራይ #ላይክ ከይ ሃበኒ ከይ ሓልፍ
@tesfaygebrehiwot6131
5 жыл бұрын
Seb resieka ata wedi,wedi tkabo
@ichvermissemeinemutter7266
4 жыл бұрын
Emo ke kemti tdelyo do nkonela
@sayimonfatafata8810
4 жыл бұрын
Wedi tkabo wesika naylbey rekibkani
@kesetezerom9250
4 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰
@kiasnetkibrom5905
4 жыл бұрын
wedi tikabo ka reskayu meneer
Congra ከፊል እንቃ ሓጎሰካ በትሪ ሓቂስ ትቀጥን ኢንበር ኣይትስበርን እየ ኣጆካ ወገነይ ጅግና ንህግደፍ ኣሺንካዮም ኣብ ሲሩኦም
ሽሕ ግዝየ ሰሚዐያ ከመይ ድየ ኣብ ትዝታ ዝኣትወልኩም ትኣምር ማራ ተገሪመ ከፋሊ ዘሪጋ ዝርግርግ የቲእካላ ክንደይ ቃሕማም ድያ ካብ ድቃሳ ተበራቢራ ኩፍሎም ዋላ ብጠባዩ ዝተመስገነ ይኩን እንበር ከም ዕቕባጋብር ሓውና ከይዕንቀፈና ሓለዋ ከድልየና ኢዩ ደቂ ሓላል መሬት!!!
@amanwedi2105
7 жыл бұрын
kefali jigina
@user-ju1gw5ex8d
7 жыл бұрын
ajoka kexlo kufulom shkorrrrr
@rezenedesbele2629
7 жыл бұрын
anbesa kiflom jihna wadi jiganu
@tigrinyabrotherhood9940
7 жыл бұрын
that is good iedea entay tifelto aleka du kemeu eilka dea zarkey god will be protect him
@samuelbahata953
7 жыл бұрын
kafale jigna men kmala anta tbataye absher
ፍፍፍፍፍፍ ክሕዝን አጅካም አሕውት። አብ ትግራይ እየ ፅንዕት ይሀብከም አሕውተይ ማዕርይ
@robi7719
3 жыл бұрын
ሎሚ ኪኣ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት እዛ ኮሜንት ካብ ትጽሕፍያ ወዪ ርጉም ሰቡኣይ ንትግራይ ዓድኪ ኪኣ ሓዉ ኣቃጽሊዋ ነሀለኪ ዝሕዝን እዩ
@wediybrah9790
2 жыл бұрын
@@robi7719 ንሳ ብውልቃ ኣበይ ኣላ ኣይንፈልጥን ሕማቅ ግዜ እዩ ብፍላይ ንሓበሻ
@user-bw6pn3sg9v
2 жыл бұрын
Aye gize hji ka nski kabana gedidkum mewaxo yfterlna nklatna
ዘይትምኖ ደርፊ 2021 ትሰምዓ ዘለኽ like ኣለና በሎኒ
ኣነ እኮ ዝገርመኒ ኢቲ ሓቂ ዝዛረብ ሰብስ ላይክን ቪውን ዘይረክብ ኣይ ሓበሻ ኮንቶ ኣጆኻ ዝሓወይ ሓደ ማዓልቲ ክርህው እዩ!!
@user-jq7ef2xo7w
3 жыл бұрын
ደቂ ጆ ባይደን እንተኮይኖም ድኣ ከመይ ገሮም ላይክ ክረክቡ
@hermongebremichael3903
Жыл бұрын
@@user-jq7ef2xo7w deki eseyas mkan wn ay tkmekumin
@user-ey3pl6ih7z
6 ай бұрын
ይገርመኪ እዩ
ኣብ ምዓልቲ 5ግዜ ይሰምዓ ኣልኩ መን ኣሎ ከማይ ከ
@user-sk9mn6mq8b
7 жыл бұрын
ane kea 50
@user-yy4mb2sk4u
7 жыл бұрын
Sami Beyene semia mmnaw sineya
@eritreantv3360
7 жыл бұрын
Me
@betialmaz7512
7 жыл бұрын
Sami Beyene
@eliass6783
7 жыл бұрын
ane alku
ኣንቱም ኣሕዋት/ኣሓት ጽን ኢልካ እንተ ሰማዕካዮስ መንነትካ ዘዘክር መልእኽቲ ሓውና ኩፍሎም ይከኣሎን ብጸቱን ርግእ ኢልካ ምሕሳብ የድልየና ኣሎ ለሰ ገዲፍና 'ስ ኣብ ቐሪም ከይንተርፍ…………………………………………… ketsluwo kulkum chura band nice your everything,
@dolandtrumpstupidpresident5596
7 жыл бұрын
mekseb jemal reall bro
Kiflom jegna kesabi 2022 tesemewa zelkum like key geberekum key tehalefu
@Bilenaykeren
11 ай бұрын
I’m here 2023 😎
@meharikahsu2923
11 ай бұрын
Ane aleku bro kesab hji 🤔 2023------------?
@wedibira2
11 ай бұрын
ksab bhiwet zeleku kesma eye🎵🎧
@filmonfoden6086
11 ай бұрын
😍@@wedibira2
@manchesterunited8768
9 ай бұрын
Still 2023
ስጋብ ሎሚ 31.03.2020 ከምዚ ከማይ ድሰማዓ እንተ:ሎ ላይክ
@danites
3 жыл бұрын
ኣነ ክኣ 16/01/2021!!
@Jo-ux8zy
3 жыл бұрын
@@danites 😂2021 ኢና ኮ ዘለና ብሩረይ ናተይ
@danites
3 жыл бұрын
@@Jo-ux8zy hhhhhh tegagiye Anita brorey🤩🤩🤩💞🎀
ከፉሊ ኣንበሳ ኣታ እስካስ እንቃዕ ናትና ኮንካ ። ጽቡቅ ስራሕ ዘመድ ህዝቡ ያላ ጩራ ህዝቢ ነቂሎም። 👏👏👏ጩራ ባንዲ ተስፍ ሃገር mhgasatey
@henilovehani791
7 жыл бұрын
Fani Hgawi hakka eka ezioms enqae natna konu
@fanihgawi9934
7 жыл бұрын
Heni Love Hani ya Heni Ayneyyyy anka natna konu
@Fada-md8ri
7 жыл бұрын
nay behaki
@landofpunt2242
7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጩራ ህዝቢ ነቂሎም።
@zemuhgawi1603
7 жыл бұрын
Fani Hgawi arkete enkae natna konu ewe fanitey💋
ክፍሎም ዓርከይ great song.... ህግደፋውያን ልቢ ይሃቦም' ንስኻ ኸኣ ኣጆኻ ቀጽሎ ጅግና ወዲ ህዝቢ !!
ክፍሎመይ ድምፅካ ምጥዓሙ ኣጀኩም ንኩሉ ግዜ ኣለዎ 👏👏👏👏🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷💘👏👏👏
@Fthi366
2 жыл бұрын
🇪🇷❤💊❤🇪🇷💊
16/01/2021 like ብድሕረይ ዝሰማዒክማ!!!
@emebete.dngelmariyam1309
3 жыл бұрын
❤💪💪💪☝️02/2021💯💯
@gmtv3639
3 жыл бұрын
03.04.2021
@galsedet8729
3 жыл бұрын
05.04.21
@samuelberhe7223
3 жыл бұрын
21/05/2021❤️👑🙏
@landescap2262
3 жыл бұрын
30,7,2021 nikiflom hawey mis bisetu 💖💖💖💖💖💔💔💔💔
ኣታ እዛ ደርፊ እዚኣ ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ በጃኩም ጽን ኢልኩም ስምዕዋ ይሰምዕ ሞ ኣይ ከም እዚኣን ወዲ ኪሮስ ኣስፋሃ ከፋሊ ሃወይ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና ምስ ብጾትካ ጩራ ባንድ ኣጆኩም፥፥"
@ZARARECORDS
7 жыл бұрын
bshim kiflom nkulukum thanks ❤❤❤❤❤❤❤ Love you guy's buff.ly/2igp3Ny
@betialmaz7512
7 жыл бұрын
Samuel Afewerki
@samimlashsamimlash5018
7 жыл бұрын
ክፊሎም ኣስሊ ኣጆካ ትርይ ክሃልፍ አዩ ኮጽሎ
@samisamii4869
6 жыл бұрын
+sami mlash sami mlash ggggghbkk9pppp
@ghezaehagos1645
6 жыл бұрын
Me too
ብኣኩምስ ኩሉ ግዜ ምስ ኮራዕና ኢና ኮማንዶ አስራኤል, አዞም ናይ ኤውሮጳ በላዕቲ ደርሆ አዮም ምሕጋዝ ኣብዮም፡
@kahasesolomon7534
7 жыл бұрын
Abiel Kifle really bro
@wedidebubxaeda8367
7 жыл бұрын
Abiel Kifle tkukl wala da 10 gize yhalu enber mhgaz abinayom nay behaki
@hagoswiz4702
7 жыл бұрын
kefali haweyy shikor ajoka anbesa mara kfe aleka delayi fthi and selemawi 💪❤
@efremefrem9072
7 жыл бұрын
Abiel Kifle hahaha
@efriemkiefalekiaslihabtema1834
7 жыл бұрын
kflom hawena ajeka nska enka delay fthe kenka ajeka dhan sebh kerkbwa ey kerbna ena segr halafay ey keflom haweyy enka nhna kenka delay feth ajena halafay ey menbar hante ey seze nkales
*ዋውውው ሎሚ ሓደ ምልዮን ኣትያ ኣጆካ ቀጻጽሎ ከፋሊ ጅግና*
ክሳብ እዛ ሕጂ ዕለት 12/4/2021 መን ኣሎ ዝሰመዓ እዛ ድርፊ ናይ ከፋሊ፡ ጅግና፡ like ወቅጡ፣
am not understand 😟 but it's best I like Eritrean nd Ethiopian people❤❤ from somalia
@abiasli3226
7 жыл бұрын
DDSI 4lyf ..We love you too bro
@Amirajamac
7 жыл бұрын
Abi Asli 💋💋💛
@mussiesultan3434
7 жыл бұрын
DDSI 4lyf it's just about democracy, We're looking for democracy and peace in our country.
@eyerukesete5114
7 жыл бұрын
DDSI 4lyf
@Amirajamac
7 жыл бұрын
Eyeru Kesete 💚💛
ቅድሚ 6 ዓመት ደጋጊመ የ ዝሰምዓ ኔሬ ሕጂ ከኣ ሕልፍ ክብል ረኺበያስ ውሽጠይ ዝሕው ኢሉኒ ክፍሎመይ ጅግና 💪💪💪❤❤❤
Kiflom Yikealo is always the best...... big love from South Sudan
ናይ ብሓቂ ከፋሊ ሓወይ ኣጆኻ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
ትብለና'ላ ኣንቱም ደቂ ኤሬይ ንዑ ኣይትዘመቱ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዓዱ እንድዩ ክብረቱ መፍቶ ጓና እንድኣሉ የሕዋት ክናቖቱ ንዑ እባ ንኹነላ ንፍቕሪ ዝፈቱ ትብለና ኣላ (3) ተረርቲ ልቢ ዘይዳፋ *********************^*^ ዋው ኣታ ንስካስ እንቋዕ ተፈጠርካ i proud of u lefali hawma
@eliasneymarjr6792
7 жыл бұрын
Major Fish ooko
ናይ በሓቂ ደስ ትብል ናይ ሕልና ደርፊ ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ ህዝቢ ጀጋኑ
@natsenetyemane4311
7 жыл бұрын
ናይ ባሃኪ ቀጽሎ ኣጆካ
@temesgentekue1538
7 жыл бұрын
Natsenet Yesssßgghhjmane
ካብ መትከሉ ምንቕ ዘይብል :ጽኑዑን ጻዕራምን ኢኻ ብሓቂ
Ajoka Ambesa Eritrawi wegeney. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ትብለና' ላ ግራቶም ብስብሑ ኣብ ቀሪም ዝበልዑ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኣብ ሽሕ ዝፈራረቁ! ኣብ ሓቂ ተሞርኮሰ ግጥሚ ሉዙብ ዜማ መልእክቲ ዝሓዘለ ምሩጽ ድምጺ ካብ ብሱል ዝበሰለ ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ኩፍሎም ይካኣሎ ከማካስ የለን 100% #Like
@weldunehari8785
7 жыл бұрын
hasawi telam keda kemsl yeskinkin emo ke yelen
@temesgentekue1538
7 жыл бұрын
wedi Eritrea jbhhhhh
@janvierniyibizi1583
7 жыл бұрын
Temesgen Tekue ajokum aski deqirey jeganu amlak ywdalna da ykew
እንታይ እሞ ክብለካ ክፍሎም ሓወይ ኣጆኻ ብዙሕ ኢዩ ዝጽበ ዘሎ ህዚቢ ካባኻ ናፉ ሓያል ደራፋይ ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ደርፉ ብራቮ
@user-ss2ys6hi2f
7 жыл бұрын
ኪሮስ በል ክትድረር ወዲ ሃገር Xbuq Serihu alo Ziterefe Hiwetu Zihayele Sirah Kiserih kem zikiel eu zerediaka
@user-kj8bq4xb6e
7 жыл бұрын
አደን ሃይሉ ኣርኢና እንዲሞ ብግብሪ የግደስ ዝሰምዕ እንበር ዝሕግዞም ኣይ ራኣናን ጩራ ባንዲ ክሎም ድምጺ ውጽዕ ከይኖም ዝሳተፉ ዘለዉ ኢዮም ከምቶም ካልኦት ኣይ ከኑን ንረብሓ ዝገዩ ዘለው ኣይ ከኑን እዚኦም ንፍዓት ኔይሮም ዝሕግዞም ዳኣ ሲኢኖም እንበር
@user-ss2ys6hi2f
7 жыл бұрын
ኪሮስ በል ክትድረር ወዲ ሃገር Abe Biwegeney Kilu Kabay Zidle Zebele Egebir Aleku Kigebir Dima Eye Enber Nay Chura Bandy Xbuq Aleka👍
@mahmudhassan9412
7 жыл бұрын
kiflom jigena 10000000
We love you from tigray 😍 ❤️
ክፍሎመይ እንተ ሃልዩ ንሕና ንህሉ
ata jgna kafali wedi kexlo very nice song ybel gtmi ms dmxi and hrmet kulu keep it up !
ahwatna enda tefeu das dtekilu enban kurban riom Hager ala dblu ata kurub deyhafru kefali jigna ajoka btaemi des debl srah u nice song wedi hizbi 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Kiflom jigna wedi tom jeganu 💪🏼❤️❤️❤️💪🏼🦁🦁🦁👈
እዛ ደርፊ ኣብ 05/07/2022 ይስምዓ ኣለኩ❣️☀️💙
ወዲ ይካሎ ዶ ክብለካ ወዲ ይካሎ ንሱ ክንሱ ምስ ጩራ ባንድ ብ ኣንበሳ ዝሕሎ ባዓል ዓብይ ሓቦ ኣጆካ አስኪ ኣለና ንበላ ነዚ ብለን ሃገርና ሎምስ ባቃ መሩርና
@dolandtrumpstupidpresident5596
7 жыл бұрын
Samiel Desta ajeka ሓወይ ቀሪብና ኢና ሕጂስ ንመን ኢሉዎ ጎይያ ዓለም ከም ናይ israel ይኣክለኩም ይብለና ይከዉን ለምስ ኢባ
@selameyoumengedey3788
7 жыл бұрын
Samiel Desta wawa
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ መን ከማኩም
@dejenbahta2840
7 жыл бұрын
kuflom shkorr ajoka
@tesfaysfamilie8473
7 жыл бұрын
ሰይ ዝዓርከይ ይበል ግጥሚ ዘይማ ኣቀራርጻ ኩሉ ፍሉይ ውሕልነት ቀጽሎ ኣጆኻ
ተዓወት ናይ ብሓቂ ደጋጊመ የ ዝሰምዓ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!
ክፍሎም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ትግራይ ሙቁረይ
ብሓቂ ትብለና መንእሰይ ተባራብር ናብ ኣብ ኢስራኤል ዘሎ ጥራሕ ኣይንጠምት በብዘሎናዮ ሓድነት ፈጢርና ዓቅምና ነበርክት፡ ኣብ coment trah ክንጽብቅ ኣይንፈትን ኩልና ዓቅምና ነበርክት ደቂ ኤረ ፡ ንሕና ኢንተሃሊና ኢያ ሃገርና ክትህሉ ኣለና ንበል።
@SamsungSamsung-oj5sx
7 жыл бұрын
ata jgna
ከፋሊ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ካባካ ቡዝሕ ኢና ንጽበ ብዓል ሕልና
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ክፍሎም ዓርከይ ፡ደስ ተብል ደርፊ ቀጽሎ።
ሰይ ሰይ ሰይ ከፋሊ ሓወይ ጅግና እንካዕ ናትና ኮንካ ንመን ደኣ ክትወስድ ናይ ቶም ጀጋኑ ኣቦታትካ እንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
yr words is hoop yr voice is straight to the Hart yr body language great yr group in the clip they have top style thank you GOD you are from ERITREA
ንሓቂ ድሰርሕ ኩሉ ግዜ ተኣማሚኑ ስለ ዝሰርሕ ኣብ ዓወት እዩ ዝበጽሕ ኣጆና ምስ ሓቂ ክሳብ ዝሃለና ብዘይ ጥርጥር ክንዕወት ኢና ።
ከፋሊ ጅግና ሓላይ ህዝቡ ፈጣሪ ኣቦይ ኢዱ የንብረልካ
አዛ music 1000 gize ሰሚዐያ ምምናው ኣብያትኒ ክፎሎፍ ሓወይ ኣጆካ ካብካ ቡዙሕ ኢና ንጽበ
@efremefrem9072
7 жыл бұрын
kemay ika malet yu
@filmonghirmay5277
7 жыл бұрын
ከም ዓለመይ E D H ያ ናይ ሕማመይ ሓደ ኢና ንከውን
@abduali1553
4 жыл бұрын
السلام وعليكم
ata azi derfi mara kif alewa kab tzrgah zgab ሕጅ ab had maalti ይሰምዓ aleku kemzi ንሃተይ zelekum like ሃብኒ kflom & kiros edmen tenan yhabeley
ብታአሚ ከብድካ ትትንክፍ ደርፊ አያ ከፋሊ ሺኮር ከሪብና አና ኣጆኩም ኣብጎንኩም ኣለና ዘኦም ኣህዋተይ ኦከ መክሰናትትት አማ ናኩምምምም
Kefali hawen edemen tenan yhabka Fetari habna eritrawi 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Kuflom God puts you in the right country, and at right time for you to feel the pain and pass it over to us, we hear and feel you brother.
@sebrikhelifa2933
8 ай бұрын
So we can fight against hgdef that we can survive in right place and time
#ብጣዕሚ ጽብቅ ግጥሚ #ብጣዕሚ ጥዑም ዛማ #ብጣዕሚ ዝናኣድ ድምጺ #ኣዝያ ደስ ትብል #kefa asli
If you want to know how talented this singer is just listen the Audio only (with out watching the video). Well done Kifllom.
@SamiSami-iw3jn
4 жыл бұрын
ya bro
ኩርዓት ሃገር ኢካ ከፋሊ ያሆ ምስ ጭራ ባንድ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ንኩላትኩም ። ቀጽልዎ........... .. !
Eloquently designed melody and lyric. Simply great song to the point. ኣጆኩም ደኪ ኤሬ አዚ ውን ኪሓልፍ እዩ።
i am listing ten times this song but ahhh really hard heart people say my country , never removed bad history, what are the people are doing at this moment , please listing eritrean people removed the dictoter , never stop the movement anitl get freedom , qetsilo jigina kiflom ykielo
ትብለና'ላ! ===\\=== ኣንቱም ደቂ ኤረይ ንዑ ኣይትዘመቱ ፉጡር ወዲ ኣዳም ዓዱ እንድ'ዩ ክብረቱ መፍቶ ጓና 'ንዳኣሉ የሕዋት ክናቖቱ ንዑ'ባ ንኹነላ … ን ፍቕሪ ዝመቱ። ትብለና'ላ - ትበለና'ላ - ትብለና'ላ (3) " ተረርቲ ልቢ- ዘይዳፋነቑ ብሕማመይ ዘይሓሙ - ዘይብቕቡቑ ግራቶም ብስቡሑ - ኣብ ቐሪም ዝወድቁ ደቂ ሓንቲ ማሕጸን ኣብ ሽሕ ዝፈራረቑ። " ረገጽታ በዚሖም ሲኢና እንበር ዋና " ኣለኹልኪ" - ዝብላ ወኸለ ዝኾና ሎሙስ ረብሪባ 'ንበር - ገሪምዋ ስቕታና " ኣፈ - ኣርክቡ " ትብለና'ላ ብሕልና ትኸሰና። እሞ ንሕናኸ ፧ ከምቲ ትደልዮ ዶ ንኹነላ ሓቢርና ንእለዮ ጻህያያ ጎልጓላ ኣብ ፍትሒ ነጽልል ክጥዕም ዕላላ(2) ማማየ ኣብ ዉዑይ ኣብ ዝሑል ኣለናልኪ ንበላ ን ኹነላ ዶ ! ፧ " ከመይ ንኹነላ ፧ " ከም'ቲ ጹሩይ እኽሊ ብ መንፊት ዝሓለፈ ከም'ቲ ዕስለ ንህቢ ቆፉኡ ዝተተንከፈ ትብለና'ላ …! " ኣይድምሰስን'ዩ ጸሊም ታሪኽ ምስ ተጻሕፈ ትብለና'ላ …! " ሳዕበኑ ከይ ገድድ ስምብራት ምስ ገደፈ ትብለና'ላ …! " ኑዑ'ባ ሩድኡኑ - ንበይነይ ተሪፈ ትብለና'ላ …! " ዘዝተወለደ ስደት እና ተጓሕፈ። ድ…ር…ብ ወዲ ሪም እና ጠፍአ - ዳስ ሓጎስ ዝተኽሉ እንባን ኩርባን ሪኦም - "ሃገር ኣላ" ዝብሉ ኣንታ ቁሩብ ዘይ ሓስቡ - ልቢ ዘይገብሩ ሃገር ማለት ድኣ - ህዝቢ እንዳኣሉ !። ንሕና ኢና ንሳ ንሳ እያ ንሕና ንሕና እንተ ኣለና እያ ሃገርና ትህሉ ቅድም ቀዳድም እንበር ኩቡር ህዝባ ይ ሃሉ። እዛ ዓደይ - ዓዲ ክብሪ ! እዋይ - ዓዲ ፍቕሪ ! እዛ ዓደይ ዓዲ - ኩቡር ባህሊ ! እዋይ ዓዲ ክብሪ ! እዛ ኤረይ ካብ ሕማማ መተን ከተብሪ ስምር ዳኣ ንበል ደቂ ኤረይ ስምና ክነዕሪ። ግጥሚ => ምሕረትኣብ ጸጋ ብርሃን ዜማ => ክፍሎም ይክኣሎ ስትድዮ => ዳዊት ኪዳነ ( Harmoni Digital Studio )
@mnbarbihwetankolekukkesbel7516
7 жыл бұрын
🎸⚘
@abrhamsamuel8726
7 жыл бұрын
Kifleka My best bro ajoka Habibiana kulu khalf eyu sebey natey ahh kulu derfkatkan dimtskan kebdey eyu zblani anta jgna√√√ √√√ ketxlo
@efremefrem9072
7 жыл бұрын
LUL HABESHA ድሕሪ ሕጂ ዳ ካባኹም ኢና ክንጽበ ጥዑም ደርፊ ክንሰምዕ
@ZARARECORDS
7 жыл бұрын
bshim kiflom nkulukum thanks ❤❤❤❤❤❤❤ Love you guy's buff.ly/2igp3Ny
@user-ow7qm5ip8z
7 жыл бұрын
LUL HABESHA
I love hagerey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢deqey tibl ala 👍👍👍
Ane hgdef eye ..haqi thaysh gin eza derfi tenkifatni ..gtmi .dmxi ziema fienti .. xerfi zeybla gin...like ka aytresiu
ክፉሎም ኣንበሳ ጂግና ዓስብኻ ካብ ሰማይ ሪኸቦ ካብዚ ንላዓላሊ ኪትብሪትዕ ሰናይ ትጸብትና ዩ
you are right kuflo Hero 👍🎤🎶🎻🎹 tblena ala
@fevenfeven7978
7 жыл бұрын
tekie abraha kuflom jugna tblena la tererit libi
@kesetebereketeab1005
7 жыл бұрын
Feven Feven
ፐዉ ኣበየት ደምጽ ከፊሊ ተስፍ ጽባሕ ኣጅካ 🎤🎤🎤🎤
ዋይ ናይባሃቂ ሃገራውነት ዘለዮ መንእሰይ
wwwww kiflom nayhmamey ybel music kimex eu selam nay hagerna hadem alti kulu kehalf eu
ክፍሎም ጅግና ብጣዕም አየ ዘድነቀኻ ሰነ-ጥብብ ምሳኻ ኣሎ ኩሉ ሰነ-ጥበባዊ ከማኣ ኣይኮነን ኣብ ጥበብ ጀማር ሙካንኻ ቡዚሒ አየ ካባካ ዝጺበ ኣጆኻ ጥራይ። ።
@temesgenamlekwedibarentu3632
7 жыл бұрын
ኣታ ከፋሊ አንታይ አሞ ክብለካ አየ አንዳዒ በጃካ መግልጺ የብለይን
@okubithabtom4410
7 жыл бұрын
ፈቃር ዩ ልበይ kiflom 10000 neic one
እኔስ ሰምቼ የማልጠግባት ዘፈን ናት ወይኔ ክፍሎመይ የኔ ተወዳጅ ውስጤ ነህ እኮ እግዚአብሔር ዕድመና ጤና ይስጥህ የኤርትራን ልጆች እወዳቸዋለሁ
ምግላጽ ስእነካ ❤️❤️❤️❤️😘😘❤️❤️ ቢ ልክዕ ክፍሎም ናይቶም ስውኣት ኣቦታትና ኢኻ ብፍላይ እዝ ደርፊ ኣብዚ ግዜ 😢😢😢 ተስፋ ጥበብ ኤርትራ Keep going Ma Nigga ❤️😘❤️❤️
Dear brother kflom I always hear your music and I liked it so much.All of them are the best it is sad and so touching and very true. I wish you long live and happiness hope peace to Eritrea forever and meet each other.****
One of the best music in Eritrea
ጀጋኑ መንእሰያት። ቀጽልዎ ኣብ ጎንኩም ኣለና።
kflom my heart kief aleka haweni❤ kexlo bro🎉
Ezi zmesl derfi si ksab hji 2.3 m ezi seb si trgum zelewo derfi nkey semi mis nbsu tsmamu yu
pow ሰምዕካ ዘይምኖ ደርፊ ኣጆኻ ቀጽሎ ከፋሊ ጅግና ኣብ ጎድንኻ ኣለና።
Afthi nexsilil kitem elala eruye 👌✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ከማካ ኣይርኣኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Like endhr Ab 2019 wela kulu gzie tsema konka
Bhaki zneadi music ajoka kflom jigna
You are The only one! Keep going on don't Stop it God Blesse you! 👍🏻👍🏻👍🏻
love you
@shirbaamare936
7 жыл бұрын
💞👍💟💔👍💕👍✌💝✌💘✌💝✌😍😍🎤🎵🎵🎶✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔
@fiyorisbhatu6868
5 жыл бұрын
😘😘😘💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷l love you eirona natena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘💖💖💖🇪🇷👈
ዓይን ህዝብና ይሕዋተይ ኩሉ ናትኩም ዘበለ 100%ትውኑኑ ኣታሓሕስባኩም ካባኩም ይምጭ ኣይዞኩም ቀርብና ኢና
ተዓወት ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ክፍሎም ወዲ ህዝቢ እግዚአብሔር ፀጉኡ ይብዝሓልካ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
Wow you are right great job Eritrawi jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Ajoka
Ich komme aus Sudan aber mag für Eritrea Musik 100%%%%%
@drogbadrogba6830
5 жыл бұрын
Souragata Diallo Dankeschön Bruder
@ermiasasfha6014
4 жыл бұрын
👉 GERMAN MAN
@ermiasasfha6014
4 жыл бұрын
Yeah
@ftatv9123
4 жыл бұрын
Bro ich lieber dich
Keep it up brother l really love it it has a powerful meaning
ኣደ ነዓኻ ወልዳ ትምከን ጅግና ወድ ጀጋኑ ኣጆኻ ኣብ ጎናኣካ ኣለና። ዓወት ንውጹዓት
Eway ata za derfi ezea axelilatni ember kemzi kemay 2021 zsema alo do 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
4 years tenkafi derfi I continue to litsen up to Unity and freedom
የማነ ባርያ ነኪሮስ ወሊድ ኪሮስ ንክፍሎም ወሊድ
@hayelomgebre2429
5 жыл бұрын
Ja eska wen tasfa alka zarkayy
ናይብሓቂ ጽብቅቲ ደርፊ ፣ ልብካ ትትንክፍ መግለጺ የብለይን ነዛ ደርፊ ክገልጻ ፣ ንዝርድኦ ግን ዓቢ መልእክቲ እዩ ዘለዋ። ናይ ብሓቂ "ትብለነላ" ።
ክፍሎመይ ናይ ብሓቂ ፍቅሪ ኢካ መግለፂ የብልካን ኣጆካ
ጩራ ባንድ እንዲኩም ኣባ ዳህሪ በቶግ ኢልኩም ዶ ወጻኩም ከም ዓሳ ነባሪ እወ ትነብሩ ዘለኩም ንሓቂ ንፍቅሪ ህዝብኩም ከይቆረኩም ካቦት ኮይኩምሉ ዘለኩም ፈውሲ ቁሪ ኣይንሰድዕን ኢና ዝበልኩም ብገንዘብ እወ ሒዝኩሞ ኣለኩም እቲ ናይ በሓቂ ስነ ጥበብ ኣእቲኩምሎም እንዲኩም ንህግደፍ ዘብዘብ ቅድሚ ነብሰይ ንህዝበይ በሃልቲ በዘይ ኣፈላላይ ንኩሉ ብማዕረ ትሓልዩ የሎን ከማኩምስ ጩራ ባንድ ኣስሊ ህድእ ኢልኩም ትከዱ መስተውዓልቲ ሓየተይ ጻዕርኩም ኣለዎ ፍረ ኩሉ እዩ ዝዕወት ዝጻዓረ እቲ ሕማቅ ዝነበረ ተዓዊቱ እንድዩ ምስ ጸዓረ በሉ እስኪ ኣምላክ ይሓግዝኩም ፍረ ክትረክብሉ ጻዕርኩም ሰላም ረኪቡ ህዝብኩም ርህይዎ እንተርኢኩም ንሱ እዩ ዓወትኩም። By Abraham Rezene tefetawi gezana ons geliefde huis 👍
@efremefrem9072
7 жыл бұрын
ons geliefd huis slim jongen broer toch man
@astermekseb4317
7 жыл бұрын
nay bahaki
@gelilaeyob3605
7 жыл бұрын
ዝብለኒ። ኣንቱም 1000 ቀሪብኩም ዘለኹም ወሃብቲ commonts ከም ባዓል ነሽነሽ ነቲ ስራሕ ከይሰማዕኩም እባ ርእይቶ ክትህቡ ኣይትጓየዩ፡፡ ኣነ ግጥሚ 0% ዜማ 0 % ካሜራ 100% ስቲድዮ 100% ዳይሪክተር 50% ተቐበልቲ 50 % ኢለ ገምጋመይ ሂበ ኣለኹ ዘይተዋሕጠሉ ሕጂ ይመልሰለይ እንዳ ስመርዋ።
@abiwaterwhite2298
7 жыл бұрын
Suq bel men eiluka
@efremefrem9072
7 жыл бұрын
GELILA EYOB kid da ሕርር በል ኩሎም ናትና ዮም