Kaleab Teweldemedhin _ Helen Meles _ New Eritrean music 2024 _ Metkelu Zexnee - መትከሉ ዘጽነዐ
Ойын-сауық
Eritrean Tigrigna music by /Kaleab and Helen / 2024
bahgnatv production - - Eritrean music
Don't hesitate to contact us OUR EMAIL is: bahgnatv@gmail.com
SUBSCRIBE and SHARE ኣይንሕመቅ።
℗ Copyright © Bahgna tv. All Rights Reserved. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Eritreanmusic #helenmeles #Kaleabteweldemedhin #tigrignamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021
#AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic
#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
#MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong
#EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020
#Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong
#Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy
#Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic
#Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia
#EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi
#HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna
#TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020
#TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016
#TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic
Пікірлер: 2 300
ወዲ ኣፌ ዝረኣዮ እስኪ ላይክ ይርገጽ ❤🎉🎉🎉🎉 በዓል መትከል ወዲ ኤረይ ❤❤❤
@kerensaeda8707
Ай бұрын
Etiy awtista ymeslo
@maitemenai6538
Ай бұрын
❤ reuo
@TomTom-gp2xz
Ай бұрын
@@kerensaeda8707 ባዓል መትከል መራሒ መኪና ትርጉም ደኣ ግልጺ እንድዩ ወዲ ዓሚ
@nomoneynoproblem7890
Ай бұрын
He drives the bus 🚌
@tekleababoy5745
Ай бұрын
Wadi afe du reyo gina kalie mesiluni ❤❤❤❤
ሄሉ ምስ ቃልኣበይ ዕደመንን ጥዕናን ይሃብኩም ስለ ሃገሮም ደው ዝበሉ ስነ ጥበባውያን ንስለ ክብሪ ጀገና ሓይልታትና ሓደ ሰብ ከይረገጸ ከይሓልፈኒ
@peacefortheworld2101
Ай бұрын
ስለ ህዝቦም ደው ዝብሉዮም ዘድልዩና ዘለዉ።
Im from tigray but l love eritrean music 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሄለን መለስ & ቀላኣብ ተ/ መድህን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኤርትራዊ ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤ 🌹🌹🌹
Eski abza clip kubur president Eseyas aforki zreayo layki yrgexi
@Silmat
Ай бұрын
ኣውቶቡስ ይዝዉር አሎ እዚ ኣባ ጥረግ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@betielsolomon6495
Ай бұрын
Neuu endya tederifa ngus African
@luleyfqr6840
Ай бұрын
Natn jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fili1047
Ай бұрын
ሞቱ ቀሪባ አላ ማለት እዩ አብ ቀረባ ግዜ ነትሕዝ ብዝደለኩሞ
@user-nc1je6nb7w
Ай бұрын
MIs kibretey mumat yehishine imbi 😅😅
እታ ባስ ኤርትራ እያ :: እቲ ኣዉቲስታ ወዲ ኣፌ ( መንግስቲ ) ማለት እዩ:: ...,,,,.......... እታ ባስ ወይ ሃገርና ኤርትራ ሃንደበት ጸገም ጎኒፍዋ ... ብነጋሪት ጥሩንባ ሃገር ንምድሓን ከተት ኮይኑ :: ዋርሳይ መንደላይ ከቲቶም :: ህዝብን ሰራዊትን ታሓጋጊዞም ድማ ነታ ባስ( ኤርትራና ) ነቲ ተሪር ዓቀብ ( ሽግር: መስገደል ) ኣዊጽእምዋ :: ኣብ መወዳእታ እታ ባስ ኣብ ትሕቲ ጽላል ገረብ ተጸልል ወይ ደዉ ትብል : ሳላ ህዝብን : መንግስትን ስራዊትን ሃገር ተዋሒሳ ማለት እዩ :: ደቂ ኤረ ከምዚ ናተይ ዝተረድኦ like ረገጹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aduniayeibio2591
Ай бұрын
Xbuk gelixkayo
@samze930
Ай бұрын
Awteista kelay Presdent isias afewerki
@tesfaiasbu6694
Ай бұрын
ይበል መግለጺ. ተዓወት!
@muzitabraham1400
Ай бұрын
I love it❤
@eridm111
Ай бұрын
ገለ ኣለዋ ዛደርፊ? ኢሰያስ ናይ ዝኣረገት መኪና ኮይኑ ናብ ላዕሊ ከደይባ ይጽገም እሞ፣ ሰራዊትን ህዝብን ድማ መኪና ትኣክል ጎቲቶምን ደፊኦምን ናብቲ በሪክ የደይብዋ። እስከበሉ ኣነ ክህይስ ክፍትን!!! ኢሰያት ን ሃገርና ኣእሪጉዋን/ኣጸሊምዋን ክመርሓ ድማ ኣይከኣለን፣ ሳላ እቲ ዘይጸዓድ ህዝብን ሰራዊትን ሃገርና ግን ካብ ጸድፊ ን በይኑ ኣድሒንዋ። #ሃገርና እታ ዝኣረገት መኪና ዮም ወኪሎማ፣ መራሒኣ ከእ DIA. #ኣርእስቲ እታ ደርፊ ንበይኑ ሃገር ዘድሃነ።........... ደረፍቲ ዓድና ኣይሓመቁን፣ ከምቲ ናይ ቀደም እቲ ገዛና ትካን ቆንጪ በሊዖሞ ዝትርጉማ ደርፊ ይደርፉ ኣለዉ። ናትኩም ከ እንታዩ ርኢቶኩም።
ሓባ ዓጽሙ ንኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ንማማ ኣፍሪቃ ውን ካብ ዓዘቅቲ ባርነት ከድሕና እዩ ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@recioasmarina
Ай бұрын
Amen!
@Danamiki
Ай бұрын
😂😂😂😂 ካብ ዓዘቅቲ ባርነት እዚ ኣብ ኤርትራ ንበዓል ከማኹም ጥራይ እየ ሰብኣይ ። ኣበይ ዘሎ ድርባይ ኣረጊት መራሒ መቃብር ጥራይ እየ ዝጽበዮ ዘሎ ። ኪኖ እዚ ዋላሓንቲ የብሉን ዝመረተ
@recioasmarina
Ай бұрын
@@Danamiki Agame wahid! Kidi nab kililki! Toggar wahid
@user-qf7vo5oq2t
20 күн бұрын
ገና ንኹላ ክዝውራዩ🇪🇷👍🏾
ናይ ብሓቂ ነዊሕ ግዜ ዝጽበዮ ዝነበርኩ መልእኽቲ ሎሚ ረኺበዮ።ን ሰራዊትና ዝሙግስን ጅግንነቱ ዝገልጽ ብዙሕ ድንቂ ዜማ ተዘይምሉ'ዩ። ተሪፉ ዝነበረ ነዚ ህያብ ኤርትራና ዝኾነ ሓባ ዓጽሙ ዝገልጽ ስራሕ ዩ ተሪፉ ኔሩ ሞ ሎሚ ዓቐኑ ረኺቡ።ናይ በሓቂ ሃገር ዘድሓነ ንበይኑ መትከሉ ኣሚኑ።tnx ሄሉ & ቃሌ
ብ ኢርትራውነቱ ዝሕበን እስኪ like ጌሩ ይሕለፍ : እንኳዕ ናብ ሰሙነ ሕማማት ኣብቃዓና ደቂ ተዋህዶ ።
ሓበን ሃገር ኢኹም ሄሉ ምስ ቃሌ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ጽኑዓት ስብ መትከል❤❤❤❤❤❤
ሕጂ ውን ገና እዚ ጨዳዲ ማዕበል ሆየ ንበለሉ ሆየ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@wediserha503
6 күн бұрын
ሓሰማ
ናይ ብሐቂ ነብስኻ ትትንክፍ ደርፊ ኤረትራውነት ማለት
@senaitgrmaiy1218
24 күн бұрын
🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
@user-qf7vo5oq2t
20 күн бұрын
ዘይ ትጽገብ🇪🇷👍🏾
Thankyou ደቂ ሪመይ ጀጋኑ ውሽጠይ መመሊሱ ብሓጎስ ከም ዝመልእ ጌርክሞ። ❤ ሆየ ንበለሉ ሆየ ሃየ ንበለሉ ሃየ ነዛ ሃገር ዘድሓነ ንበይኑ መትከሉ ኣሚኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Silmat
Ай бұрын
Yesss ዋላ ንዓይ 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
@Yoni370
Ай бұрын
Rdeti eya eza derfi nmen mkana ❤
@ghenetasmerom631
Ай бұрын
Welcome deki eri viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿🦁🦁🐯🐯🐯💐💐💐💐💐💐💐
@zafubeyene4688
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍
@teklemehari4112
Ай бұрын
Viva heroes eritreans eritreans with much of love
ዓይነይ👀👁 ዲያ ጅግና ጥራይ ክሪኤሉ ትግድደኒ ዘላስ ዋላ ናይ ባሓቃ ኢያ ሪኣቶ❤🤩🇪🇷
@stellakibrom3849
Ай бұрын
ኣነ'ውን ከምኡ ይረኣየኒ ኣሎ መስለኒ!
@user-uw6qw3id6s
Ай бұрын
❤❤❤
@user-qd3lb7ii8z
Ай бұрын
ሜክኣብ እዩ እንበር ንሱ ኣይኮነን ኣነ ውን ከምኡ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ጸኒሑ
ስነ ጥበብ ኣብቲ ዝላዓለ ጥርዙ. Well done ...good job.
ርሑስ ቅንያት ናጽነትና ይግበረልና ንኩሉኩም ኤርትራውያን ሀገራውያን ዓወት ንሐፋሽ ክብርን ምስጋናን ንስውአትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
ነዛ ደርፉ ክስምዕ ከለኹ መንፍሰይ ይክፈት ሐጎስ ይስማዓኒ❤🇪🇷 እስኹም ኸ ከማዶ? ደቂ ጽኑዓት
@user-rh9bp5uk2s
Ай бұрын
Yes absolut
@user-qg9ky4eb4v
Ай бұрын
ዋላ ኣነ ክምዛ ናትካ ወይ ናትኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Aman80-kn6hl
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@Danamiki
Ай бұрын
😂😂😂😂
@Danamiki
Ай бұрын
ደናቁር
Awitista Sheyfkmo do Wedi Afie Arkey ( Haba Axmu) 🇪🇷❤️🇪🇷💪
@filmon1987
Ай бұрын
3ይ ማርሻ ጌሩ አበጊሱዋ አሎ❤❤❤
@Godislove798
Ай бұрын
Comments ምስ ረኣኩ ደጊመ ተከታቲለዮ ስለ ዘይተጸብክዎስ ኣይኣመንኩን ኔረ ለካ እታ መኪናስ ኤሩያ። 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Very powerful clip- great job Kaleab and Helen- LOVE IT!!!!!!!
Thank you. Finally, two off the best Eritrean singers working together ❤️ 🙌 👌 🇪🇷
ክሊፕ 200% ድምጺ 200% መልእክቲ 200% ኩሉ ካብ 100% ይከውን 200%
@user-zq7lk8bh6e
Ай бұрын
ክሊፕ 100% ድምጺ 1000% መልእክቲ 100%❤
@dawitgebrat1878
Ай бұрын
ክዳን! ኣከዳድንኦም ውን ሚእቲ ዝግብኦም ኢዩ፡ ብፍላይ ንቀሌ እዛ ቆብዑ፡ ነቲ ውሩይ ተዋሳኣይ ጆን ዋይን ዝነበረ ኣሜሪካዊ መሲሉ፡ ሰኒ😀 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
መርሓባ ደቂ ኤረይ🇪🇷 ኣብ ጸልማታን ብርሃናን ኣብ ጎኒ ሃገሮም ዝኾኑ እሙነት ኣርቲስቲ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ቃሉ 🤴& ሄሉ👸 ነዛ ኮመንቲ ዘንበብካ ብር ክትብል ተሓጎስ🙏☝🏽
ወዲ አፌ ብዓል መትከል ምስ ሰራዊተን ህዝቡን ሃገሩ ካብቲ ዝተሓሰበላ ክፉእ ናይ ጸላእታ ውዲት ዘድሓነ :ሰራዊትን ህዝብን ኤርትራ መሪሑ ነብ ዓወት ዘብጽሔ: ሕጂውን ገና አሎ ገና: እቲ ኩሉ ዝኽእል አምላኽና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏😘❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዋውውው ናይ ባሓቂ ን ወዲ ኣፌ ትገልጽ ደርፊ ደቂ ኤረይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Shabiya is my DNA my blood 🩸 we the younger generation must work harder to become like our fathers and mothers. Helen my queen 🤴
@tezarre379
Ай бұрын
And like our mothers too
@samsonermias6303
Ай бұрын
@@tezarre379my bad I agree I correct it
@sunshine-ql4vo
Ай бұрын
Denez
@YafuYafu-ie1fx
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@senaitgrmaiy1218
24 күн бұрын
🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
I’m from Jamaica 🇯🇲 but I love Eritrean music.
@nigusweldu2267
Ай бұрын
you are eritriean
@sabrina492
Ай бұрын
የቀንየልና ጅማይካ ሃውና😂
@user-gv8wx2dz3o
Ай бұрын
ወዲ ግርማይኻ ክክክክክ
@hermonhaba
Ай бұрын
በጃኹም ብ ትግርኛ ኣይትጽሓፉለይ ትግርኛ ኣይርድኣንን'ዩ::
@user-xl8sm1jy6h
Ай бұрын
❤❤🙋♂️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ውውውውው So powerfull song, ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዔ ፡ ገጣምን ዘያምን መን እዩ ወይ መነመን እዮም ጽሓፉለይ ደቂ ኤረይ ፡ ዕድመን ጥዕናን ንቃሌን ሄሉን ፡ ገላጺት ደርፌ ፡ ይበል ኣገናዕ ።
iam amhara iloveyou eritra music❤❤❤❤
I am sudan and i love eritrean people❤
@teweldeberketab5512
Ай бұрын
Alah yedig afiya akuana sudans selam
@shewhat438
Ай бұрын
We love you too but I don’t forget what bad experience I had in Sudan .most Sudan people is good
@twinsakram
Ай бұрын
We love Sudanese people too❤❤
@sarajoh313
Ай бұрын
We love Sudan ❤🙏🙏
@user-gz3ki2jp9q
Ай бұрын
As Eritreans sudan was our second country,so we love Sudanese people too❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🦁💪👑🔥 Eritrea is a country of heroes a country of kings and pueens💪🏆✊✊✊ Thanks🙏 tsebukaty very good music👍😘❤️🎉🎉🎉🎉
@NoHome8355
29 күн бұрын
Nobody denies it! But has the people got the reward for it? And just singing about it would not help!
ኣቱም ህዝቢ ሓባ ዓጽሙ 🚌 ይዝውር ኣሎ ርኢኹሞዶ 🥺ትፈልጡ ማራ ሕጉስ ኢለ 🥰💝ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ባባየይ 😘😍
@user-qf7vo5oq2t
20 күн бұрын
ሃየ 👍🏾ከምዚአ አይንረስዕ🇪🇷❤🤝👍🏾
@habtuokba2170
18 күн бұрын
ተሓጊስካዶ ነገር ባርያ ከይተርፍ
@elhamromodan
17 күн бұрын
@@habtuokba2170 ሓሪቕካዶ ነገር ሕስድና ከይተርፍ 🤣
ገና'ወ ኣለና ኣብ መትከልና ከም ቀደምና ደቂ - ኤረ ዓደይ❤
እንዳ ነባዕኩ😢😢😢 ሰሜዐያ በተሓደ ሸነኽ ከኣ ኩርዓት ሓበን ይስነዓካ ነዚ ሰሜዕካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@lIFE.TUBE.D
Ай бұрын
Ny bahkie dikie kemzie elkie txhufie zelekie seb dikie robot ba negeruna men eyu hujie kahfrelkie nakie mugramna ka weduna kunfutut do wela hade afetu ab sedet teghifkies kemzie kuxhufie btamie eyu zugermu
@Danamiki
Ай бұрын
እንዳ ነባዕኩ ሰሚዐያ ኩርዓት ተሰሚዕኒ ። 😂 እንታይ ዝበልዎ ድንቁርና እዩ ። ኣበይ እዮም ዝነብሩ እዞም ሰባት ግን እቲ ክውንነት ተሰዊረኦም ኣሎ ። ኤርትራ የላን ። ዓንያ እያ ልኽዕ ከምታ ኣብቲ ክሊፕ ዘላ መኪና ኣሪጋን መሪታን እያ ካልእ የለን ። ኣይትሕለሙ ።
@lIFE.TUBE.D
Ай бұрын
@@Danamiki yigermu eyu meglexie zeybulu dunkuruna kby ketemxo tukiel 😂
@senaitgrmaiy1218
24 күн бұрын
አነ ኸማን.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
@dejenzerai2842
11 күн бұрын
😂
ዋውውውው ብጣዕሚ ገላጺት መሪሕነትን ህዝብን ሰራዊትን ዝሰርሕዎ ስራሕ ብንጹር ኣርአያትና thankyou ቃሌ ን ሄሉ &ዳኒ ❤❤❤❤❤
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🇪🇷🕯️🇪🇷
We have to say Thank you to Esuuuu Jigna .
ሄሉ & ቀልኣብ ጀጋኑ ሰብ መትከል ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ብጣዕሚ ኢና ነፍትወኩም ሰራውር ኤርትራውነት ኢኹም ንስኹም☘️☘️🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌼☘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🌼🌿🌿🌿❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🇪🇷🇪🇷
Seen by 12 people መትከሉ ዘጽነዐ ተጸማሚ ጋሻ ጸርጊ ዝበናጥስ እሙን መናገሻ ዘርኢ ጸገም ኣጽርዩ ዘፋነወ ጋሻ እኖሆ ከም ወትሩ ደው ኢሉ ቲ'ጅግና ዛረባ ዝናብና ህያብ ና'ተዛረዮ ማኣኮት ጸጋና ባዕሉ ዝጸሓዮ ሕሰም ወጸ ወጸ ንሩሑቕ ኣሳሊዎ ጌና ብንኡሱ ሩሑ ዝወፈዮ፡ ሩሑ ዝወፈዮ ደሞዝና ኮርዒዳ ሰራሒ ሰላም ዝናሩ ዕጥቁ ራሕሱ ዝደጋግም ብዳንጋ በድራጋ መሬቱ ዝስልም ብደሙ ረሃጹ ማይቤቱ ዝቕልም ኣንበሲት ዝያዳ ሰራሒት ሰላም ዝናራ ዕጥቃ ቅያ ዝደጋገም ብዳንጋ በድራጋ መሬታ ትስልም ብደማን ረሃጻን ማይቤታ ትቕልም ሆየ ንበለሉ ሆዩ፡ ሆ ሆ ሃየ ንበለሉ ሃየ፡ ሆ ሆ ሆየ ንበለሉ ሆዩ፡ ነዛ ሃገር ዘድሓነ ንበይኑ፡ መትከሉ ኣሚኑ ሕጂ ውን ጌና፡ ጌና ጌና ሃ....ቲ'ጀጋኑ ማዕበል ኣሎ ጌና፡ ጌና ጌና ኦ....ነዚ ግርማ ሃገር ሕጂ ውን ጌና ኣሎ ጌና ሓደን ክንዲ ሽሕን ነነሻዕ ዝውነን ኣሎ ጌና፡ ጌና ጌና ተርጋኢ መጻብቦ ናሓደረ ዝስውድ ንሞት ረጊጹ ዘድሓነ ንዓዱ ህቦቡላ ንፋስ ደው ዘበለ ብኢዱ ዓቐብ ፈተነ ከም ምራን ጠቕሊሉ ሆየ ንበለሉ ሆየ፡ ሆ ሆ ሃየ ንበለሉ ሃየ፡ ሆ ሆ ሆየ ንበለሉ ሆየ፡ ነዛ ሃገር ዘድሓነ ንበይኑ፡ መትከሉ ኣሚኑ ሕጂ ውን ጌና፡ ጌና ጌና ሃ....ቲጀጋኑ ማዕበል ኣሎ ጌና፡ ጌና ጌና ኣ..... ነዚ ግርማ ሃገር ሕጂ ውን ጌና ኣሎ ጌና ሓደን ክንድሽሕን ነነሻዕ ዝውነን ኣሎ ጌና፡ ጌና ጌና ተርጋኢ መጻብቦ እናሓደረ ዝስውድ ንሞት ረጊጹ ዘድሓነ ንዓዱ ህቦቡላ ንፋስ ደው ዘበለ ብኢዱ ዓቐብ ፈተነ ከም ምራን ጠቕሊሉ ሆየ ንበለሉ ሆየ፡ ሆ ሆ ሃየ ንበለሉ ሃየ፡ ሆ ሆ ሆየ ንበለሉ ሆየ፡ ሆ ሆ ሆየ ንበለሉ ሆየ፡ ሆ ሆ ሃየ ንበለሉ ሃየ፡ ሆ ሆ ሆየ ንበለሉ ሆየ፡ ሆ ሆ ነዛ ሃገር ዘድሓነ ንበይኑ፡ መትከሉ ኣሚኑ
@senaitgrmaiy1218
24 күн бұрын
🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️💪🐫
❣️❣️✨ Helu shikor is glowing as always ✨❣️✨❣️ and Kali shikor xibuqat deqi eza halal meret🇪🇷💥✨💥🇪🇷✅
ኣሰይ ወድ እረይ🎉 ሓደን ክድ ሽሕ ነናሻዕ እዳተወለደ ዝሓድር🎉🎉🎉❤❤❤
ዋውውውው ካብ ግጥሙ.. ካብ ክሊቡ..... #እምኒ ዓረ ወዲ ኣፎም ሓባ ዓጽሙ ንበር ክበር ናይ ብሓቂ ዘይንቅነቅ ዘይርበሽ ዘይርዕድ...ብጣዕሚ ቃላት የብለይን ብሓቂ ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይሕስብኩም ❤️❤️❤️
ን ወዲ ኣፌ ኣርዓዶም ኣሸበሮም ኣናዘዞም ዝፈቱ አስከ ኣርአዩኒ❤❤❤
@betielsolomon6495
Ай бұрын
Meftaw tray wedi afie jgna
@rutabraha5825
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኢዩ አጆኹም በርትዑ ደቂ ኤረይ ኻብዚ ንላዕሊ ኸም ትሰርሑ ሰብ ተስፋ ኢና
Let's reach 1 million deki Eri till end may 🇪🇷❤️
@user-qf7vo5oq2t
20 күн бұрын
ሃየ ንቃዳደም ክሳብ ደሮ በዓል ናጽነት
ናይ ባሓቅ ሆ ንበሉ ኣንበሳ ዝኮነ ምራሕ ኢዩ ዘለና። ኣጆክም ደቅ ሃገርይ ቀርብና ኢና
@user-uo3sy5ep6h
Ай бұрын
Yeah btaemi jigna❤❤❤
@streetcorner1738
Ай бұрын
A lion doesn’t explain him. PIA ❤
@user-qk9sg6le5b
Ай бұрын
😂😂ኣብ ስደት ስለ፡ዘስፈረና ድዩ ጅግና ተሕዝኑ😢
@user-kx7vv5hv5x
Ай бұрын
@@user-qk9sg6le5b መን ኣገድድካ ዝሓሽ ዕድል ንምርካብ ወጺና ኣብዝጥዕመና ክንምልስ ዝካላኣና የለን ኢኮ
@streetcorner1738
Ай бұрын
@@user-qk9sg6le5b Those who put their country first stayed in their country to defend it and serve their ppl. You and I put our personal interests first and chose to be in the western world. They could have accused us as betraying them but they don’t. You’re accusing them for pushed you out of the country. What an irony!🤔
ምሉእ መዓልቲ ክጽበ ዊዒለ❤
ኤረይ ሃገረይ ዓለመይ ኩሉ እንትናይ ❤❤❤
Helu naba nedadi For ever Eritrea 🇪🇷 ❤️
ሆ ንበለሉ ነዚ ጎብሎል፡ኣፍሪቃ ❤
ኣሎ ጌና ወዲ ኣፊ ጅግና ሓደ ክንዲ ሽሕ💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷
Wow great song!!! I really love this song 💥🇪🇷💪🇪🇷💥. Thank you and Keep It Up!!!!!!! Helu & Kaleab 👌🙌.
ሄሉ & ቃላኣብ ቡሉጻት ናይ 2024 ዝበለጸት ደርፊ ሰሚዐ ዘይጸግባ ኣብ መዓልቲ 30 ግዜ ኢየ ዝሰምዓ ጹቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ሳብስክራይብ ላይክ ከኣ ኣይትረስዑ ነዛ ቻነለይ ❤❤❤
Welacm welcome 🙏 🤗 😘 you deqi halal meret eza music 10000 Milan nabxhaya plisss betom hebubat dmxawan zmexet eya aye eidey eidka nbel like ngber habab nedadi 🇪🇷 zkonka
@anbesokbay3565
Ай бұрын
Sher aynhmek
@kidanegoitom6908
Ай бұрын
Million 👈
@user-pe3wd4vc9d
Ай бұрын
Hoye nbelelu deqi ere share like
@user-pe3wd4vc9d
Ай бұрын
Million yala
@filahawiberie3706
Ай бұрын
ኣታ ደንቆሮ 10000 ሚልዮን ዝብሃል ኣሃዝ የለን ቅድም እስከ ማሃይምነትካ ኣጥፍእ ዱሁል 😅😅😅
ገና ገና ❤ኣብቲ ነዊሕ ጉዕዞ ብዙሕ ግዜ ሎ 🇪🇷 ክንህሉ ኢና ገና ገና ❤❤❤❤
ጽቡቕ ስራሕ ሄለን, ቃልኣብ, ተስፉ(ግራይ), ዳኒኤል🇪🇷❤🇪🇷💪
Wawww I’m speechless, well done!!!👍 🇪🇷❤️
ኣታ ኣነ ይሕጎስ ኣለኩ ይሕጎስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@naboobsprit5638
Ай бұрын
አወ መዋእልካ እንዳ ታሐጓስካ ንበር ኤርትራዊ እንዲካ
@fatnahussien
Ай бұрын
Me too❤❤
@gaulmokieerey263
Ай бұрын
Wala ane ❤🇪🇷
ናይ ሓባር ስራሕ ኩሉ ግዜ ዉጺኢቱ ቡሉጽ እዩ::ሄሉ and ቀልኣብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ::ሃገርናን ህዝብናን ኣምላኽ ይሓልወልና::❣️🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷
Eritreawint kubur maninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰❤️❤️❤️
This master piece song,it touches my heart because it shows the past present and future of strength Eritrean people,daneil helen kaleab,well done deki eri jiganu we proud of you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪💪👍🏾👍🏾🤴🙏🏾🇪🇷💯🌺🌺🌺🌺🌺❤️❤️❤️🇪🇷🙏🏾🤴🤴
Wow I really like this song! Iam so proud that Iam from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥳🥳🥳❤❤❤ thank you Helu and kale❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 for great song!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥳🥳🥳
Wellcome deqi Erey🇪🇷 ንኺድ እስከ 10.M ነብጽሓያ በዞም ምኩራት ድምጻውያና👌 ኢደይ ኢድካ like ንበላ።ደቂ ሪመይ🇪🇷❤🇪🇷👍
@maymemont
Ай бұрын
We can do it, WE ARE ERITREANS!!!
@brktiselemun3495
Ай бұрын
ኣቐዲሞም እንድዮ ሳብል ኣውጺሞ ኮይኖም ኣብ ከምዚ ሲ ክጥንቀቑ ኔርዎም ኣቐዲማ ኣብ ካልእ ቻነል ክትስማዕ ጸኒሓ እያ እንበር ሓቅሓ ኢኻ
@mathu4616
Ай бұрын
Yes nezom metkelawuyan ygbom eyu….!
@amanbeyan826
Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow amazing work as always 🎉❤💥🇪🇷💥🇪🇷💥🇪🇷💥🇪🇷💥🇪🇷💥
My beloved Eritrean Father PIA & His People 💪🇪🇷❤️🐪🦾🐢291
እቲ ገጣሚ እቲ ዘያሚ፡ ይበል ስጥመት ይበል ውህደት ምስ መረዋሕ ድምጺ ፡ዕድመኹም ይንዋሕ ደቒ ሪመይ thakns፡
Welcome eru adey ayni abayki ydefen ❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 ❤️ 💖 nikidmit misti xeniu zexinie halal hizba ❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷✊🏾🇪🇷🇺🇸 music that translates gratitude and a promising future..beloved country
Thanks!
እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ልጆቼ ኤርትራዉያን I’m proud, Mom ኤርትራውያን ተጠንቀቁ የወያኔ ነቀርሳ ከፋፋይ ፖለቲካ ሀገራችሁ እንዳይገባ ተጠንቀቁ ንቁ ኤርትራውያን የነገ ሀገር ተረካቢዎች
@senaitissak7347
Ай бұрын
❤❤❤❤
@danielabreha5834
Ай бұрын
እውነት ነው ዋናው ጠላታችን ይሄ የተረገመ ጁንታው ነው፡ ኣይዞሽ ያኛ እህት እኛም ነቅተናል ጉድጉዋድ ምሰናል።
@user-qf8gq1hr4s
Ай бұрын
አንቺ የሻብያ ዲቃላ ባንዳ እናትሽ ትበዳ ሸርሙጣ ግም እምስ
@mitti9032
Ай бұрын
@@meron6797 YEJA TELAT WEYANE ENA DIKALAWOCHU NACHEW👈🏽 ANCHIS MEN BET NESH KKKKKKKK
@mebratali5687
Ай бұрын
That is true 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Awtistanaa baba isuu🥰 I love the clip and the song gele aynet srah helu & kale especially daniel tame🇪🇷
@user-qf7vo5oq2t
20 күн бұрын
😂👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷❤🙏🏿
Eritrea is a model for Africa, may God bless Eritrea and the leaders
Respect ❤ ارتريا معقل عشق
Btami xubuk nebari tarikawi srah deki eri jeganu, enka natna konkum, eritrea b deki shaibia kebira kitnebr ya .proud to be eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ይከኣላን ዋርሳይን ይበል ስራሕ ሓላላተይ 2ተ ስሑላት ኩሉ ግዝየ ቅድመ ግንባር ንበር ክበር ሓይልታት ምክልኻለይ ነቲ ዘይንቡር ዝመስል ንቡር ዝቐየረ ሰጥ ዘበለ ስረ ዘፍትሐ ነበረ ዝቐየረ ሆየ ንበለሉ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ሰብ መትከል❤❤❤ 🎉🎉🎉
ነዛ ሃገር ዘድሓነ ንበይኑ መትከሉ ኣሚኑ ❤️ሄሉ & ቃሌ ❤️🙏🇪🇷🇪🇷
ሃረር ኤልና ምስ ሰበይተይ ናይ 3 ወርሒ ጥንስቴ ኣላ ❤❤❤
@rutabraha5825
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@abelkidane6968
18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome deki erey shikorinatat God bless you jeganu 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
I'm from uganda I love eritrean music❤
Kem nebit endahaderkum tmkru deki rimey long live our mothers hero Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
A big respect to our Eritrean martyrs🙏🇪🇷❤ and a big respect to Our Eritrean military 💪 🇪🇷❤ Long life to our president Isaias Afwerki 🇪🇷❤💪
Welcome our best artists, i am proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሆየ ሆየ ሆየ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ንኺድ ጥራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍
Hiji wune gena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 wedi afwerki niberelena. Love my people ❤❤❤❤
I, love 💕 you my, sister and brother! Thank you both for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🙏✅💯💕🌹💕🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹✊✊
ሄሉ ምስ ቀልኣብ ናይ ክልቴኩም ብሓደ ዝከይድ ድምጺ ኣለኩም ኣዝዩ ደስ ዝብል❤
@TmgGuale.mengis
Ай бұрын
Nay Behaki ❤❤🫶👍✅️
@abelkidane6968
18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow, Eri legends Helu and Kalie❤❤❤. Giena Giena Esu Gigna ayaregen giena.
Kalebes' voice is powerful.
I love you, deqi rimey ❤🇪🇷ቅዱስ ገብርኤል ብዝወጻእካዮ ካብ ምትራፍ ይሰውረና ኣምላኬ ቅዱስ ገብርኤል በሠላም ናብ ኣድና ይመለሰና❤🙏
ይበል ድምጺ ጽቡቕ ስራሕ፡ ሰብ መትከል ሄሉን ቃሌን ቀጽልዎ
Very nice song. Thanks Helen and kalab ❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Nay behaki des tibl semieka zeytitsigeb derfi ❤️🇪🇷❤️🇪🇷 I love you so much deki Erey
Bdengela rekibeya aleku gele aynet serah nay bhaqi love you so much kaleabey
Our hero singers we love you guys amazing work 🌷🌷❤️❤️👨✈️👨✈️🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷
Wow Dekie Eri be blessed! Fantastic job. Let God bless Eritrea and Eritrean! Development and peace preaching song!
ኤረትራዊ እየ በሎም ሰበይ በቃ ኣኸለ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️
ዳይሬክተር ዳንኤል ጠዓመ ብጣዕሚ በሊሕ ሰብ ኢኻ ስራሓትካ ኣዝዮም ገለጽቲ እዮም ።ገለገለ ሰባት ኣብዚ ኮመንት ከምዝተዓዘብክዎ ነቲ መልእኽቲ ብዕምቆት ዝተረድእዎ ኣይመስሉን እዮም ጥራይ ነታ ምስሊ ወዲ ኣፌ እዮም ኣስተብሂሎሙላ ዘለዉ። ውልቃዊ ርኢቶይ ግን ከካፍለካ ኣብዛ ዝኣረገት ኣውቶቡስ ግን ከኣ ሓያል ኣውቲስታ ምስቶም ኣብ መዕረፊኣ ንኽትበጽሕ ላዕልን ታሕትን ዝብሉ ዘለዉ ተሳፈርታ ንሕና ውን እኮ ኣካል ናይታ ታሪኽ ኢና እወ እቶም ነዛ ዝኣረገት ኣውቶብስና ንኻይትጠልመና ቀዲምና ዝጠለምናያ ብዛዕባና ውን ገለስ ከተሳትፍ ኔርካ ብዝኾነ ካብዚ ኩሉ ሓርጎጽጎጽ ናብ መዕረፊኣ ብምብጻሕኩም ዮሃና ደቂ ሪመይ 🎉🎉🎉
@Mgu680
Ай бұрын
I am so happy ❤❤❤❤ for helu shokur
@yonatanteklay7917
Ай бұрын
ብፍጹም ዝኣረገት ኣውቶቡስ የብልናን ዝኣረገ ኣውቲስታ እንበር ከማን ሓዳሽ እኮ ደኣ ዝጎድላ ዝወጻ ዘይብላ ብኣይድሚክ ክንዛረብ እንተኮይና እንታይ ዩ እስከ ኣሪጉ እኳ ደኣ ማሺን ካልእ ክትሰርሕ ትክእል እያ እቲ ዝኣረገ ኣውቲስታ ግን ናበይ ይዝውራ ኣሎ፡ ሽግር ዘይብላ እንከሎ ሽግር ከምዘለዋ ኣምሲሉ ተሳፈርታ ከም ዝደፍእዋን ዝስሕብዋን ተስፋ ቆሪጾም ዝገድፍዋን ጌርዎም ሶ በይኑ ተሰቂሉ ዘገም ዝብል ዘሎ የምስላ ኣሎ። pls its just hypocrisy nothing wrong with bus, the inquiries is just how to drive the well luxuriant and most powerful bus bro pls pls can we stop humiliate ourselves.
መርሐባ ክልተ ፍትዋት ቃላአብን ሄለና የቀኒየልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷 ጥጥጥጥጥጥጥጥዑዑዑዑዑዑዑዑዑዑምምምምም🇪🇷🇪🇷💪🏾👍🏽❤️🎶💪🏾❤️👍🏽🎼👍🏽❤️💪🏾🎵🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Edmen tienan yhabkum fetari deki ereyyy shikorinatat 🙏🙏❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
My people 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷