ካብ ከምዚ የድሕንኩም! ጥንቃቐ የድሊ ዝገድድ እምበር ዝሓይሽ ኣይረኣናን🙄

Пікірлер: 77

  • @user-vx6tm5dd3h
    @user-vx6tm5dd3h Жыл бұрын

    Brovo እዛ ሰበይትኻ ብልቦና ነዛ ጉዳይ ሪኣታ,ካብ ናተይ ተመክሮ ገለ ክብለኩም መምሃሪት ተኾነት,,, ምስ ኣዙዩ ዘፍቅሮን ዘኽብሮን ፊቱው ዓርክይ መማክርተይ ኣብ ግዜ ሽግረይ መካፍልተይ, ኣብ africa ከለና ኣነ ጽቡቅ ናይ ንግዲ ኣፍልጦ ስለ ዝነበረኒ ንሱ ውን ካባይ ኣይሰንፍን እዩ እንተ ኮነ ኣብቲ ቦታ ኣነ ነዊሕ ጌረ ስለ ዝጸናሕክዎ በሓንሳብ ክንሰርሕ ተሰማምዓዕና ዓርከይ ገንዘብ ስለ ዝነበሮ ኣነ ገንዘብ ክህበካ እቲ ንብረት ንስኻ ስለ ትፈልጦ ግዛዮ ይብለኒ እሞ ኣነ ንብረት ጠሊበ ገዛኽዎ ምስ መጸ እቲ ንብረት ውን ን ዓርከይ ነገርክዎ እሞ ዋጋ ክልተና ኣዋጻናሉ ዓርከይ ውን እቲ ንብረት መጹ ምስ ርኣዮ ማራ ትሓጎሰ ምሻጥ ውን ጀመርና እቲ ንብረት ዓማዊል ስለ ዝነበሩኒ ወሰድዎ ሓደ ግን ብብዝሒ ስለ ዝወሰዶ ኣብዚ ክልተ ምዓልቲ ገንዘብ ክህበካ እየ በለኒ ማለት ዳርጋ እቲ 90%ንሱ ወሲድዎ ኣነ ውን ደሓን እንቃዕ ወሰዶ እምበር ድኻኑ ስለ ዝፈልጦ ጸገም የለን ኢለ ግደ ሓቂ ውን እቲ ወዲ ፍሉጥ ነጋዳይ እዩ ኣብዚ ኩነታት ግን እቲ ነጋዳይ ን ኣመሪካ ይብገስ ስለ ዝነበረ ኣነ ኣይፈለጥኩን እቲ ዝሃብክዎ ንብረት ቀልጥፉ ሸይጡ ድኻኑ ሸይጡ ኣብ ውሽጥ ሰሙን ከደ ብ ተለፎን ግን ንራኸብ ኔርና ክመጸካ እየ ካብ ባንኪ 7000$ ከውጽእ ስለ ዘይክእል እየ በብቁሩብ የውጽእ ኣለኹ ይብለኒ ኔሩ ኣነ ከኣ ቀሰንኩ ወዲ ግን ድሕሪ ሰሙን america ኣተወ, ፈለጥኩ ድማ ሰንቢደ በቃ ዝገብሮ ጠፍእኒ ግድን ስለ ዝኾነ ከኣ ንዓርከይ ነገርክዎ ዓርከይ ከኣ ይመጸኒ እሞ ተጭንቀ ምስ ርኣየኒ ኣጆኻ ከነምጽኦ ኢና ኣብ ንግዲ ከምኡ እዩ ኢሉ ብገዛእ ገንዘቡ ሞራል ሃበኒ ኣነ ግን ጉሃኩ, እንተኾነ ሰበይቱ ን ዓርከይ ፈለጠት ግድነት እዩ ከኣ ክነግራ በዓልትቤቱ ስለ ዝኮነት መስርሕ ናይ ሓዳር እዩ, እንተ ኮነ ሰበይቱ ንዓርከይ ደዊላ ኣጭነቀትኒ በቃ ወላ ነቲ ዝፈትዎ ዓርከይ ሰብኣያ ኣጭነቀቶ ዓርከይ ብሰንከይ ተጭነቀ ንሳ ግን ምሳይ ኮይኑ ጉዳያ ንግሆ ፋዱስ ምሸት ለይቲ ሀ እንታይ ጌርካ እዘን ገንዘብ ተምጸን እንዳበለት ክሳብ ብ ሓሳብን ጭንቀትን ብ text እንዳ መጸት ንገዛይ ኣዋረደትኒ ሕሉፍ ሓሊፋ ሰራቂ ዓርክኻ ጠሊምካ መታዓብትካ እንዳበለት ኣብዘይ ፈልጦ ሽዕግርን ሕማምን ኮንኩ ወላ ከነረድኣ ተፈተና በቃ ገንዘብና ምለሰልና ካብ እንዳ ሸይጣን ተምጸን ትብለኒ ሰዓት ሰዓት እንዳ ደወለት ኣይኮነን ግን ኣብ ሕጊ ከቅርበካ እየ መን ሙካነይ ክትፈልተኒ ኢኻ ትብለኒ:ክሕግዘኒ ዝኽእል ቤተሰብ ሓዊ ሓፍቲ ኣይነበረንን በቃ ተሳቅየ እቲ ወዲ ከኣ ወላ ምስ ኣተወ ሓቲተ ቤተሰብ tell ምስ ሃቡኒ ምቅባል ኣብኒ ,, ብዝኾነ እንዳ ተጭነቅኹ ይነበር ኔረ ምስ ዓርከይ ውን ተባተክና ሓደ ዓርከይ ቀደም ደም ዝፈልጦ ግን ይረክበኒ ካብ canada እሞ ይነግሮ ሓዘነ ኣነ ደኣ ካብ ገንዘብ ክሕግዘካ ፕሮሰሰ ዘይገብረልካ ይብለኒ ሰንበድኩ ገሪሚኒ ጥዑይ ሰብ በልኩ ኣይኣመንኩን ኔረ ፕሮሰስ ወዲ ግን ኣይጠለመን ኩሉ ገንዘብ እንዳ ሰደደ ፕሮሰሰ ጌርለይ canada ድሕሪ ክልተ ዓመትን 5ወርሕን ኣተኩ ብሓቂ ኣምላኽ ሰብ ሰድድለይ ሓዊ ረኺበ,, በተን ገንዘብ ግን ቅሳነት ኣይረኸብኩን ነብሰ ስጋይ ወዲአ ነበርኩ ሰርሐ ኣብ ውሽጠ 4 ወርሒ ኣብ ክልተ ስራሕ ቀዳመ ሰንበት ውን ኪዳነይ ከይቀየርኩ ገንዘብ ኣከብኩ ነዚ ዓርከይ ደወልኩሉ እሞ ምሳይ ተቀይሙ ኔሩ እንተ ኮነ ገንዘብ ካብ ሓደ ሓዋላ ከይዱ ክወስድ ነገርክዎ እተን ገንዘብ 7000$ እየን ኔረን ኣነ ግን 7000$+1000$=8000$ እታ ሽሕ$ ን ወድካ ማለት ወደይ ስለ ዝኾነ ብሺመይ ኪዳን ግበረሉ ኢለ ሰደድክሉ ሰንቢዱ ሓፊሩ ብ ናይ ሰበይቱ ተግባር ምክንያቱ ሰበይቱ ደደውላ ኣታ ሰራቂ ሓሳዊ, መደናገሪ, ጠላሚ ትብለኒ ኔራ ኣነ ከኣ ብ ጭንቀት ድኣክል በቃ ነብሰይ ጸሊኤ በይነይ ክዛረብ ጀሚረ ነበርኩ ግን ቅኑዕ ተኾንካ ኣምላኽ ኣብ ጎንኻ እዩ ዓርከይ ውን በጣዕሚ ለባም መስተውዓሊ እዩ ኔሩ, ብሰንኪ ሰበይቱ ሕማቅ ዝገበረትኒ ውን ሕማቅ ተሰምዖ በቃ, ንሳ ውን እቲ ገንዘብ ምስ ተመልሰ ምስ ሰባት ሕማቅ ጌረዮ እንዳበለት ተኣዕልል እያ ሰሚዐ ብዝኾነ ንጉዳያት ብምስትውዓል ብ ልቦና ክንሪኦ ኣለና ብ ስሚዒታውያን ክንከውን የብልናን ነባሪ ዝኾነ ሕማቅ ቃላት ከነውጽእ የብልናን,, ምክንያቱ ወዲ ሰብ ነባሪ ግብርን ነባሪ ቃላትን እምበር ነባሪ ሃፍትን ድክነትን የለን ሃፍታም ተኔርካርካ ትደኪ ዲኻ ቴነርካ ከኣ ትህፍትም, ሰላምን ፍቅሪን የውርደልና ካብ ቅሚን ጽልእን ኣምላኽ ይሓልወና እቶም ካብ ሰብ ንልቃሕ ከኣ ምናልባት ክሽግረና ይኽእል እዩ ምስ ረኸብና ግን ክንጠልም የብልናን, እቶም ነለቅሕ ውን በንጻሩ ሞራልን ግዜን ንሃቦም ሰሪሖም ክመልሱልና ኣይነጭንቆም ሕድግት ንግበር ንነብስና ንክሕሸና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hiyabhabtom2406

    @hiyabhabtom2406

    Жыл бұрын

    Eway enka hasb libka asemerlka marey kulu nixbka u amlk enteaminka ember nay seb neger aywdonn

  • @rutamichael4035

    @rutamichael4035

    Жыл бұрын

    Adleja eika shgrka baqli fethkayo

  • @kebariberhe2740

    @kebariberhe2740

    Жыл бұрын

    Naye behaki anebsa ika nezi kulu eske bel fetarika amsegno ika

  • @hiyabtesfzgi5863

    @hiyabtesfzgi5863

    Жыл бұрын

    Wow naybhaqi bor

  • @user-vx6tm5dd3h

    @user-vx6tm5dd3h

    Жыл бұрын

    @@hiyabhabtom2406 thanks kulu kab amlak iyu zeymichinak tiray 🙏

  • @enaesfalet65
    @enaesfalet65 Жыл бұрын

    Great family All the time

  • @merhawitdesta4951
    @merhawitdesta4951 Жыл бұрын

    Mukurat amlak edmen tenan yhabkum,kemzi zegatmo alo haftey teshegira eila wesida ztelemeto

  • @mogosfikadu230
    @mogosfikadu230 Жыл бұрын

    መርሓባ ሱሙር and ሳምሪ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን እንዳተመነኩ ካብ ዝገርመካ እዚ ክም ዋዛ ኢልኩም ዘቕረብኩሞ ንዓይ ብግብሪ ኣጋጢሙኒ ኣብቲ ቕድም ምጽዋር ሲኢነዮ ነረ ግን ዘይካል የለን ኪኢለዮ 2021 ወርሒ 3.1.1500€ ኣለቂሐዮ ወርሓዊ ብ500 ክመልሰለይ ተረዳዲእና ዱካን ስለ ዝከፍት ዝነበረ ከኣ ከም ሓልዮ ሰሪሑ ኣብ ጹቡቕ ስለ ዝደለኩ ኣይ ሃወኩዎን ቅስ ኢልካ ትመልሰለይ ኢለዮ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ግን ቶታል ተቕይሩ ብገንዘበይ ክዋረድ ጀሚረ ዝገርም ኢዩ ብዝኮነ ተኽለ ተወልደ ይብሃል እዚ ዝተለቕሓለይ ተቐማጢ ጀርመን ኣብ ባየር ኣሎ ሮዘንሃይም ትብሃል ከተማ ኢዩ ዝቕመጥ ብዝኮነ ኮሙኡ ዓይነት ለመጭ ሰብ የለን ከየጥቃዕኩም ከጥንቕቀኩም ይፈቱ ለመጭ ዘይኮነ ከኣ ዶንቆሮ ኢዩ ክብሎ ዝክል 600€ ኣይመለሰለይን ኣሎ ነዚኢን ንዒኡ ከጸልም ኢለ ኣይኮንኩን ክርድኦ ኢለ ኢየ ብዝኮነ ኩሉ ሰብ ዓግብ ክብሎ ይምሕጸን ኢተን ገንዘብ ብሰላም ተመሊስወን ቃል ያትወልኩም ንጽጉማት የሕዋተይ ከወፍየን ኢየ ተለፈኑ ኣብ ዩቱብ ኣለኩም ሓሶት እንተኢሉ ምሳይ ተራከብ በልዎ ኣነ ኣምላኽ ይመስገን ዓይኒ ብርኪን ጥዕናን ሂብኒ ሰሪሐ ዛኣቱ መንሰይ ኢየ እንተንሱ ግን በዘን ዘይጠቕማ ገንዘብ ርስሓት ይገድፍ ኣሎ

  • @alemathayleslasi9988
    @alemathayleslasi9988 Жыл бұрын

    ቀደመይቲ እየ like በሉኒ

  • @asitimelu9196
    @asitimelu9196 Жыл бұрын

    Tefiekumni meksebateyyy ❤️❤️

  • @simbachanel5629
    @simbachanel5629 Жыл бұрын

    Lebamat sdra GBU

  • @gulhagarsab1510
    @gulhagarsab1510 Жыл бұрын

    Aze prunk dyu malet ? Prunk enta keyani how hade eyanti kidan gerkum?

  • @solomonmengstab5940
    @solomonmengstab5940 Жыл бұрын

    Samiri bitaemi lewah eki abay seb nifieti

  • @ruta1470
    @ruta1470 Жыл бұрын

    Hi s family kemey tkonu....ane kihata deliye zeleku bkri gualey meseta semariya eya emo..megbi gemirkumla do entay tgebrula and ente abya ke plse tegediskum melsuley...gualey megbi kirabyeni jemira ala

  • @enaesfalet65
    @enaesfalet65 Жыл бұрын

    Beautiful couple 🥰

  • @furtey8087
    @furtey8087 Жыл бұрын

    aseyyyyyy mqrateyyy 😍😍😍

  • @selamselu4380
    @selamselu4380 Жыл бұрын

    🙏🙏🙏⭐⭐💪💕💕💯💯💯❤️🌹💘💞💓💓 so much admen tenan yhabku fatari my family

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 Жыл бұрын

    ab zelo kuntattttt ekummm tezarbu zelkum thnkssss🙏

  • @BettyRozi8428
    @BettyRozi8428 Жыл бұрын

    Asssyyyy Gobiza Galukum 😘😘

  • @brhanakibread8940
    @brhanakibread8940 Жыл бұрын

    True

  • @user-rd6lo8ud3i
    @user-rd6lo8ud3i Жыл бұрын

    ብሓቂ♥♥♥♥♥♥♥

  • @wintaezra2028
    @wintaezra2028 Жыл бұрын

    Asseayy meakseabat familly semariya kea gobiza love u mukurat ❤ 😍 💖 bteami deass zeabln meaharn hasab eka Amxika smurr hawna tankyou

  • @smttmt
    @smttmt Жыл бұрын

    samru genze aleni tbli kabey amtsikiya tserhi diki

  • @erifthawi3311
    @erifthawi3311 Жыл бұрын

    Ezom kulom melakti bexihwom kkkk 😂 way semur edmen tenan yhabkum fetari

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber Жыл бұрын

    ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይመልስ ከታሪ ይባሃል።

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 Жыл бұрын

    መርሐባ ብሩካት👌 ሰማርያ😘 ሸኩራቶ ዘላ👌 ___________ ገንዘብ ምስ ሰብ የብአስካ! ጽቡቅ ዝገበረ👊 ጽቡቅ ይረክብ👌 ሕማቅን ከዳዕ ናይ ኢዱ ዘይራ ዘይራ የራክበሉ ኢዩ!

  • @ghideabrehe9164
    @ghideabrehe9164 Жыл бұрын

    Bitami nftiy eya sebetka Lewa kexlwo fkirukum tlemlim nzelalem

  • @senaitasmelash8816
    @senaitasmelash8816 Жыл бұрын

    Xbqti comedy 🤣 😂 😆

  • @lulagirmai4106
    @lulagirmai4106 Жыл бұрын

    Samri shekor btaemi eki egsti normal koni keysenbedki nsemere aragagiekiyo adnikeki mukurat ms semu Galkum Egzabeher edmen tienan yhabkum

  • @weldatwedi10
    @weldatwedi10 Жыл бұрын

    Smur asle msa samru sebeytka xbuq Aleka ms galkum

  • @zebufkr9614
    @zebufkr9614 Жыл бұрын

    aseyyyy xbukatey des ktblu

  • @edentekie2127
    @edentekie2127 Жыл бұрын

    Ezias ebeat prank eya ngenzeb kitblus bayni seb tsawetu tenegagirkum zigebrkumos ala nskum kemzidabelkayas keyharwket zeykewun

  • @alemxewar7937
    @alemxewar7937 Жыл бұрын

    ኣቤት ልቦና ዘለዋ ጋል ሂዋን ነዛ ነገር ብሉስሉስ ቃላት ጌራ ኣዝሒላታ ብጣዕሚ ኣድኒቐያ ብዝኮነ ማሃሪት ቪዶ ኢያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም

  • @freedompeace3359

    @freedompeace3359

    Жыл бұрын

    👌

  • @mebrahtikiflemariam1002

    @mebrahtikiflemariam1002

    Жыл бұрын

    👍👍👍

  • @weldatwedi10
    @weldatwedi10 Жыл бұрын

    Kkkkkkk nsen eye dsma

  • @menkemmelatmenkemmelat6087
    @menkemmelatmenkemmelat6087 Жыл бұрын

    Aziy xibqt temhert

  • @kapitalser9895
    @kapitalser9895 Жыл бұрын

    ገለ

  • @gigfxysh1866
    @gigfxysh1866 Жыл бұрын

    💞💞💞💞👍👍👍👍👍👍👍

  • @grmawithabteab9154
    @grmawithabteab9154 Жыл бұрын

    ንስኪ ከኣ ትጠልምዮም 🤣😋🤣😋

  • @memeetimo7328
    @memeetimo7328 Жыл бұрын

    💘💘😘😘😘

  • @user-hv9yb6pm9z
    @user-hv9yb6pm9z Жыл бұрын

    💞🔐❤💊

  • @solomonmengstab5940
    @solomonmengstab5940 Жыл бұрын

    Samri shukor gejifki nay dahan nebisi tikeyd ala

  • @lionlion3469
    @lionlion3469 Жыл бұрын

    እዛ ናይ መክሲኮ ሲ ጽብቅቲ እያ ኣነ ውን ክብገስ እየ ሎሚ ቅነ

  • @-sea9742
    @-sea9742 Жыл бұрын

    ሰበይቲ ዴገ ወጽያ ቆልዓ ሒዝካ ምጽናሕን ዘይፈትውዋ ኣነስ

  • @meharitweldegebriel99

    @meharitweldegebriel99

    Жыл бұрын

    Hah😂ehi

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 Жыл бұрын

    £ 70,000 ናይ ሰብ ዝበልዓ ጽቡቅ ጌረ እፈልጦ! ግን'ከ ሰላም ይብሎ! ንምንታይ ንዝብል ሕቶ ኩሎም ፈኒፍኖሞ! ኩላ ነገር ቀስ ኢልካ ኢዩ! ቀስ ብቀስ ገንዘባ አብ ሰሙን አብ ባንካ ከእትወላ ጀሚሩ ! ዳርጋ £ 20,000 ከፊሉ አሎ! ኑሮ በዜዴ ይብሉ አምሐሩት! አይ ከማና ምብአስን ምንዓቃቅን!

  • @user-op8dr9fy7t
    @user-op8dr9fy7t Жыл бұрын

    ሓላልተይ መርዓኩም ብመዝሙር ገብርዋ በጅኩም እነቤተየ ከዓ ምስኩም ትውዓል እንተ በሙዝቃ ግን ናይ ድበልስ እዩ

  • @mekdikrose5540

    @mekdikrose5540

    Жыл бұрын

    😏ሃይምኖትም ትፍልጥዬ ዶ ?

  • @maazuyetewahdolj4257

    @maazuyetewahdolj4257

    Жыл бұрын

    ዋይ ገራሚት😅ኣዳምጽዮ እሞ ካብኡ ሪኢቶኪ ሃቢ🤭

  • @weldatwedi10
    @weldatwedi10 Жыл бұрын

    Semur alalkum aywdan eyu

  • @tirhashaile7515
    @tirhashaile7515 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤ንፍዕቲ ዘሓፍተይ ተባዕ ኣራጋጌክዮ መሊስኪ ዘይ ሰንበድኪ ብራቮ❤❤❤❤❤

  • @weldatwedi10

    @weldatwedi10

    Жыл бұрын

    Away hasot

  • @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
    @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 Жыл бұрын

    ሳምሩ ሽኮር ገንዘብ እዋእ እወ እዚኣ ደስ ትብለኒ ዝረባ ክክክክክ

  • @saronyohannes4991
    @saronyohannes4991 Жыл бұрын

    Eway smur beqa teleqhi nski kea mskr zeyblu ntelmom tetelimna endina zelena kkkkkkkkk

  • @weldatwedi10
    @weldatwedi10 Жыл бұрын

    Kkkkkk

  • @mogosfikadu230
    @mogosfikadu230 Жыл бұрын

    Sorry Divore shop alatkum ab youtube

  • @mihretpaulos6117
    @mihretpaulos6117 Жыл бұрын

    Enkq bselam mxakum

  • @weldatwedi10
    @weldatwedi10 Жыл бұрын

    5000 kabye ketemxao

  • @hashemeritrean9897
    @hashemeritrean9897 Жыл бұрын

    Enka beselam maxekom ehwatey daki eri xeada ajekom kaxelewo teray adnaki natkom eye amlak bealo hagerna hezbena selam yegberelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna mangadena amlak bealo fokrekom yemelalkom

  • @biekimati7428
    @biekimati7428 Жыл бұрын

    ነኣይ ዚረከበት ከይረክበኩም ተተንቀቁ አስከ ቢፊላይ ኣብ ኣዲ ኣረብ ዘለኪን የህዋተይ

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber Жыл бұрын

    ኣብ ሐዳስ ኤርትራ ዘንበብኩዋ እያ። ሐደ ሐውና ካብ ተለቃሓይ ይሃድም ከምዘሎ ሐቢሩ ከይደግሞ ናይዝሐለፈ ከኣ ጌና ኣይተመልሰን።

  • @Er-xb2oo
    @Er-xb2oo Жыл бұрын

    ስቅ በል ቁስለይ ኣይትግዳኣኒ ኣሕ

  • @brhanebokre6302

    @brhanebokre6302

    Жыл бұрын

    Kkkkkkkk

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ታእዩ ከ ብቀደማይሲ ብሕልመይ ክልቲአኹም እንዳተባአሰኹም ሪአኹም🙄

  • @user-vy5cm8ri7y

    @user-vy5cm8ri7y

    Жыл бұрын

    🤣🤣🤣🤣

  • @eritreaeyakibrtey2129

    @eritreaeyakibrtey2129

    Жыл бұрын

    Doo🤣🤣

  • @user-xd6ub3wy5r

    @user-xd6ub3wy5r

    Жыл бұрын

    ዋይ ታዩ ገበር 🥺

  • @user-on3uj6jk1j

    @user-on3uj6jk1j

    Жыл бұрын

    @@user-xd6ub3wy5r ክክክክ ፍቅር እዩ ኣኛክ ያዓውይይይይ ሰላም

  • @hiyabtesfzgi5863

    @hiyabtesfzgi5863

    Жыл бұрын

    Kkkkkk

Келесі