Love this zelenayo show with SEMERE TEKLU ♡ TESFAY GHEBRELIBANOS♡♡ YODIT ZELENAYO 🌻💖💯🔥🔥🌵🌱 NATSNET IS GIVEN TO US FROM NATURE♡♡♡ IS TO CONTINUE WITH TRUE GROWTH AND CONNECT WITH THY TRUE SELF. KNOW THE LEDGE . SELAM N KULATNA 💯🔥🌶🍁🌻🌵💖💖💖🍒🌱🍁🍂🍂🍂
ASA kbelaka hegaz kab tekalestianda texabeks dankera AB libiae eziom hgr yeblomn nhna negirnakum ena Gn Gn ay tesamaun ekum melakti .nay zom bal tefain semher yodit zhbwo melakti heki eu telaiku kab sne hesab agdef❤❤
@zemikieltesfazion490827 күн бұрын
Nay bihaki xbuk meglexi samar ,tesfay.
@sirakbrhane110627 күн бұрын
Ata metatkum eya tbeku ekum zelekum hasowuti balkum fenji regixkum aleku ms menesey tebaeska dia abey ktbexhu
@michael-747427 күн бұрын
👍
@user-sw5to5wy1r27 күн бұрын
❤❤
@zemikieltesfazion490827 күн бұрын
Mot kulu shae alo wefri selam biu ameknika ketekarix miftan gn misluynetn wegeninet neti kalsi wn ayewiton eyu.
Пікірлер: 128
ሓርነት ማለት ከምዚኦም ዩ፡ንሂወቶም ሓራ ዘውጹኡ ፍሉያት ኢዮም ተስፌ & ሰማር ተባረኹ🎉❤❤❤
@FiliKifle
22 күн бұрын
@@AbrahamMehari55 እንድሕር ጉጅለ ኰይኖም ድኣ እንታይ'ዮም ክብልዎ ደሊኻ፤
ኤርትራ ክትቅየር 10 ክም ተስፍይን ስማርን ኽህልው እለዎም።
@hamassien323
27 күн бұрын
30-50 ውን ኣይምጸላእናን ተስፌ🎉
ብጣኣሚ ደስ ዝብል ግዜ ብሀቂ የቀንየልና ክቡራት always..
ኣቱም ሰባት ኤርትራዊ ኩሉ ጌዜ ካብ ሞት ኣየዕረፈን ሞ , ኽንገትኦ ርግእ ኢልና ምሕሳብ የድሊ 👌
Thanks!
CULT is the word I usually use. ISAIAS AFORKI is a cult leader. Period. Thank you for bringing this to our attention.
ነጻነት ዘለዎ ሰብ ዶ ናብ ሞት ገጹ ይሃድም ኢዩ ? ደቂ ሃገረ መለይ 🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@danielmekonen4426
26 күн бұрын
@@eriblood803 Ewe agame eye entay emo?
ሽግር ኤርትራዊ ዝይውዳእን ፍውሲ ዘይርክቦ ሕማም እይ እዚ ኽዓ መርገም ናይ እቦና እንጦንዮስ ኢዩ።
እመንኒ እዞም ሰባት ሕቡእ አጀንዳ አለውም ነዚ ቃልሲ ክዕንውዎ እዬ ድሊቶም አይቃለሱ አየቃልሱ ዝንቡዕት
ናይ ብሓቂ ሃገራዉነት እምነት ተቀይሩ ኣብ ኣፍደ ገሞት ከምዝ ዝገበሩ ኣብ ኣፍደገ መንግስተ ሰማያት ክቃተሉ እዮም።
ዩሁዳ ንእየሱስ ኩሩስቶስ ብሰላም ኣትሒዝዎን ኣቕቲልዎን ኣንታ ሓሳዊ
ሓቲ ማዕልቲ ንራኸብ እባ ንኸዉን ድፍእ እለ ከመስግነኩም ናተይ ጀጋኑ
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ሓሳብ ስማር ፍታሕዩ ክድልለ ዘለዎ ካልእ ቆልዑ ከይዝክጥሙ ሓዘን ሓዘን እዩ ዘምጽእ ::
ሰሚዕናካ ኣለና ሓሳድ ዋሒድ ንስኻ እምበር ብነብስኻ ኩሉ ግዜ ኣብ ጸርፊ እምበር ካልእ ጣቃ የብልካን
ብጣዕሚ ኣድኒቆኩም ሎሚ ብሓቂ እዞም ብመንጋ ዝኮዱ ሎቃምጽ ካልእ እዩ ዕላሞኦም ሰረቅቲ ብቅንዕናምበር ብዓደይ ዓድኻ ረስሓት ካብ ካልእ ኣውራጃ ተዝኾውን ንስዓትውን ኣይሓዝኑን ኢሰያ ደው ይበል ምስዞም ኣውራጃውያን
ነስተብህል'ሞ : ብዓቕልን ብምክብባርን ሓቢርና ንወንጨፍ ብርጌዳውን! ዕግሽግሽ ንዝብል ምልክት ኣንቢርናሉ ንመርሽ!!
ቃልሲ ናትኩም ይብለጽ ሰብ ብተሓሳስባ ምልዋጥ።
Love this zelenayo show with SEMERE TEKLU ♡ TESFAY GHEBRELIBANOS♡♡ YODIT ZELENAYO 🌻💖💯🔥🔥🌵🌱 NATSNET IS GIVEN TO US FROM NATURE♡♡♡ IS TO CONTINUE WITH TRUE GROWTH AND CONNECT WITH THY TRUE SELF. KNOW THE LEDGE . SELAM N KULATNA 💯🔥🌶🍁🌻🌵💖💖💖🍒🌱🍁🍂🍂🍂
እወ ንሕና
Waw, excellent speech, end true 👍
ነቲ ዝተሰርሐን ዝተገብረን ናብ ቁኑዕ ምቕያር እዩ ቃልሲ ባሃም ኣብ ትሕቲ ጻሓይ ሓዱሽ ዝባሃል የለን ንዝነበር ጌጋ ምቕያር እዩ ዝቃለስ ዘሎ እዚ መንእሰይ እንተ ኪኢልካ ሓግዞ
The best uppdate analysis ever.
Great idea Mr Tesfay
yodita tesfay semere nay bahaki bulutsat icum nfetwecum necbrecum thank you
Thank you yodita
❤❤❤ nice one guy's thanks
ኣሰይ ክትጽብቑ ኩልኹም ዮዲታ ጽብቕቲ፡ተባረኹ
Veri veri good nbur zseane ahzab eyom zelawu
Right guys as always ❤❤❤ from akeleguzay
Thank u, Sema, Yodit n Tesfay
ዓገብ፡ ኣዘራርባኹም ስነምግባር ይጎድሎ'ሎ።
Tesfay and semar jeganu Nay bhaki xbuk tmhrti eu yekenyelna
ዘለናዮ ናይ ሊብይ ❤❤ ሰማር ተስፊ❤❤
Nay bahike xbuk meglexie. Amlak ybarkum
Selam yodita blxti seb 💙💙
Welcome ❤❤❤
እቲ መሰረታዊ ፀገም ንመንነትካ ዝፃባዕ ናፅነት ብምንታይ መልክዒ ናጽነት ክባሃል ይኽእል? ? ? መሰረት ድኽነት፡ ስደት፡ ባርነት፡ ጽልኢ፡ ካብዚዝሓለፈውን ምጽራፍን ምቅታልን ዶኣይኮነንን? ? ? 🎉🎉🎉
❤❤❤🦁🦁👏👏
ማንጋ ይበል መግለጺ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ዲቅ ዝበለ ኣውራጃውነት ውድቅ ዪ የሕዝን😡😡😡
ሓረነት ካብ ዉልቂ ዩ ዝብገስ ናይ ቡዙሓት ሓርነቶም ዘኣወጁ ሰባት ምስ በዝሑ ሰላምን, ቕሳነትን, ምዕባለን ይመጽእ
መራሒቲን ሙሁራትን ዝስአነ ሕ.ሰብ መጻወቲ ባዓል ሰልጠነ ይከውን ነዚ አኮሎጉዛይ መቃልስቲ ደጋፊ ንከይረክብ እዩ ግጽ ከይተሐጸበ ጽልኢ ክትንትን KZread ዝከፍት
እዛ ቪደስ ወላሓንቲ ትምርቲ ደይብላ ምጽራፍ ምንሻው ብ ኣያ ድራር ንበርገድ ንሓመዱ ንኣኮለ ግዛይ ንባዕልኩም ተማሃሩ
ዝገርም ነገር መናእሰይ ብዘይ ሓዳር ኣብ እስራኤል ይኣርጉ፡ ክምርዓዉወን ዝግባእ ኣዋልድ ካኣ ኒጀርያ ይምርዓዊወን፡ ሃላያተይ ካኣ ይቃተሉ። ን
ASA kbelaka hegaz kab tekalestianda texabeks dankera AB libiae eziom hgr yeblomn nhna negirnakum ena Gn Gn ay tesamaun ekum melakti .nay zom bal tefain semher yodit zhbwo melakti heki eu telaiku kab sne hesab agdef❤❤
Nay bihaki xbuk meglexi samar ,tesfay.
Ata metatkum eya tbeku ekum zelekum hasowuti balkum fenji regixkum aleku ms menesey tebaeska dia abey ktbexhu
👍
❤❤
Mot kulu shae alo wefri selam biu ameknika ketekarix miftan gn misluynetn wegeninet neti kalsi wn ayewiton eyu.
Himam guayla iyu.
❤❤❤🎉🎉🎉
It supposed to be political relationship.
አቢዚአ ሰላም ዚሚሊኻት ቆምኒገር ረ ኢሊካ
Semar afari kes elka zaytzareb
ዕድልን ዓቅምን ሲኢን.በራ ድራር ካልእ ምገበረ (ብአውራጃ ዝተቆመጠዓዩ)
ሚሲዚኦም ዐዲሚኒ ውዮ ዳአ ፊራሐት ዮም ኢሚቢር ሚስ ካሊእት ኡየቆሮብን ዮም
It is their right to participate
ወፍሪ ሰላም ዝብል ከ ናይ ቲ ብሑቡእ ከተምልኾ ዝጸናሕካ ስልቲ ኣይኮነን ኢልካ ሰብ ከተእምን ትሓስብ ኣለኻ
ኣነ ኣብ ሰላም ዘለዋ ኽዓስል እየ ዝደሊ 💪👌👌👌
Wufuy rebha sle zelewo eyu ab finan zimexie abta nay bright future zeykeyid nirebha eti minkiskas. Hakena kalsi.
እታይ ማዓቱ እዩ ደቀይ ጎይላ ዘይተጻወትና እልካስ ክድዙይ ምጉብዕባዕ
ናትኩም ክኣ ምኒን ክትብሉ ንምንታይ ድኣ ንቃለስ ደለና ሰላም ዶ ኣኮናን 😂😂😂
ተሰዮ ሳዕስዒት ንኹሉ ዝስዕስዕ ባህላዊ መንነት እዩ። እቲ ቀንዲ ሕቶ ንፅልኢዶ ንፍቕሪ ንባርነትዶ ንናፅነት ትጥቀመሉ ተስርፀሉ እዩ?
Kemey aynet keriedo eyom ezom sebat . Eskum dea lokmutsat edime. Ezi kulu dehan zikonu sebat eyom elnas enbeir gimtl elkum hawina tekalsti moytina alo hiji gize ay konen sle zibele bereged nihamedu ab wushti zelo tifakum awutskum lokmatsat. Eskum dea nay rebha sebat edkum lokmatsat. Jian sle zigodelekin si ni bereged nihamedu kiteharima berayu . Ezi amselunet tetew yibl .
Yodit kea kasab hj ab resek akbrot eu nern gn hj qebxek chaw dehan kun nez menisey ketenaisu tobae
ንሕና ድማ ሓደጌኛታት ከምዝኮንኩም ንዓና ኣስሚርናሉ ኣለና ንሱኩም ጥራይ ኣይኮንኩምን:: ብርጌድ ንሓመዱ ኮይንኩም ከይትመጽና ትብሉ ኔርኩምስ ግምጥል ኢልኩም ኣይመጹን ክትብሉና ኣይትሓፉሩን ብዝኮነ ልዕሌና ሰላም ከምዘይትደልዩ ግን ክነግረኩም ንፈቱ:: ወፍሪ ሰላም ስለ ዝበልኩሞ ግን ንስዕበኩም ማለት ኣይኮነን ዘዝመስለና ንግበር ግን ሓንቲ ክብለኩም ደራፋይ ዘይብላ እስኪ ግበሩ ናይብሓቂ ብዘይካ ዉሑዳት ዝመጻኩም ዘሎ ኣይመስለንን::
ክልቲኦም ሓደ እዮም ሚኪኤለ ዓንዳይን ኣብ ቴልኣቪቭ ኣብ ሸኾና'ቲግቫ እዩ ዝዉዕል ብሓሳብ ምስ ሓደ ልቢ ዝባሃሉ ጉሩፖ ድራር ኣረጊት ክኣ ልክዕ ከምኡ እዩ ክልቲኦ እዮም ክኣ ናብ ኣዉራጃ ዝጎስዎ ዘለዉ እዚ ጉዳይ
አነስ ደጋጊመ ነጊረኩም ነዚ ህዝቢ ብ100 ዐመት ቀዲምኩምና አለኩም
Wawww tesfay ab mechereshta xsbuk gelixskayo mnkaf xsbukyu gn bzey hkekeni khakeka neya drar enda nekefka n michael anday shefef elka mhlaf aykonen haki haku beal tesfaxsion desale zawletay kea alielyomske yodit ntefetawi n wufuy sle tquasyyomye
ፊሒ ኢላቲኻ
እዋይ ጉዳም ሕማም ሃገራውነት ፎእ ዩ ክክክክክ ፡ኣብ ሊብያ ኮይንካስ ክንድዚ ፈንጣሕጣሕ? ዎ ጎይታ ብምሕረት ተመለሰና❤
ሰልጠነ ፈለው በልዋ ይብል ንስኪ ካአ ተጸልምዮ ክክክክክክ ይገርም እዩ ናትኩም እኮ። ከመይ ዓይነት ዓሌት ኢኩም ክትሕስውን ክትሓምዩን ተንኮል ክትሓስቡን ጥራሕ። ኩላትካ ብርጌድ ንሓመዱ ኣስተውዕል።ቅድሚ ሰልጠነ ንሕና ኢና ኣይንከይድን ኢልና። ስለምንታይ እዩ ሰልጠነ ታርጌት ዝከውን ዘሎ????
Selam tesfay and semhar ankae mexkum❤❤
ከስከስ ምላሽ ፋሕ አበሉን ይቅጽሉ አለው ግን እቲ ነጥቢ እንታይ ኢዩ እቲ ምጥርናፍ ስለ ዘየለ ኢዩ እዚ ዘሎ ስርዓት ዝጋዓዝ ዘሎ ክላ በብአውራጅአ እንተተጥርነፍ አብ ሓደ ዓወት ምስተስግረ ኔሩ ምጥርናፍ እቲ ዋና መፍትሕ ዓወት ኢዩ
Hasewti loqomixi
Ezi wefri selam n brged nhamedu kdgfn hagez kgebrn endhr zeydgf koynu equb deytgebrwo ezom mknit tgebrwom delekum tegaru neti abgze xsegem ab gonom zkone hji dkteln diesern zelo brged nhamedu wey hbreteseb khgzu zeydelyu dyom koynom aymeslenn natkum xsegemyu endhr zeydelyuwo koynom kea selam tnqr elu ytref kjmer kelo brged nhamedu wnko awel ntegaru endaxserefe propoganda slezgebereyom akalnayu hzbi tgray elom jemirom nenhdhdka haknetn fkrn zeyblka yodit kea tesfom tesfom tbli tesfomndyu nzawletay media hibu wlqesebn awrajan haimanotn zehrm neru suq elu neru keyeaklo zawletay ms jefio n akeleguzay kxseleakum meatyu elu dzareb wa ntefetawi nekifki n tesfom kthbeni neya drar tekawimki n wedi anday tesfaxsion zawletay desale zeyttnkflu natki xsegem trayu kkewn zkiel xseryu dey xseri hbreteseb kemshnfla
ዚራጋቶ
አጻኒዒ ህገደፍ ቢሲላም አይዊሪዲንዮ
ሓቅኻ ፡ እቲ ኣብ ደንበ ተቋውሞ ዝርከቡ ገለ ሰባት ከም በዓል ኤልሳ ጭሩም " እንኳዕ ናብ መበል 33 ናጽነት በዓል ኣብጽሓና " ክብሉ ትርጉም ናጽነት ብግቡእ ዝርድኡ ኣይመስለኒን ።
ሓርነት ኣብ ዉሽጢ ነብሰካ ኤዮ ዝጅምር ንሱ ከኣ ብክርስቶስ ኤዬ እምበር ካብ ሰብ ሲ ኮቶ ሓርነት የለን
ኤርትራውያን ካብ ስላም ሐዲምናላ ኢና ስማር 👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍100/100 ሐቂ እያ👌
ብስነ ስርዓት ሳብስክራይብና ንስሓብ ከምታ ናይ ፍናን እዛ ቻነል ናትና ኣይኮነትን
Antum sebat, hijiwn wefri selam ms brged n hamedu terakibom ktehatatetu iyu zbelexe. Ab ztimekum Media mexikum nenatkum intenegerkumna trgum yeblun. Hangolna tebexbixna ahwat. Omg
እዚ ኮነ ኢልኩም ንህዝቢ ኣከለ ንምህራም ዝገበርኩሞ መደብ እዩ ። ዮዲት ከምዚ ዓይነት መደብ ካብ ምግባር እንተ ትቁጠቢ ጽቡቅ እዚ ናይ ተስፋይ ዘረባ ህዝቢ ከጋጩ ይኽእል እዩ ። ያ በጃኩም ዓገብ ዓገብ ነብስኩም ሓራ ገርኩም ህዝቢ ምሉእ ምዝላፍ ሓደግኡ ይበዝሕ ።
ድራር ስለምንታይ ነክታቱን ሓትነታቱን ዝጸለኣ።
ምጉጅጃል ኪጠፋ ኣለዎ።
ያ ጋዕጋዓት፡ኢኩም ፡ ኩልካ ብርገድ ነሓመዱ እዚኦም ጥማዕ ወዲ ጥማዕ ከየዳናጉርና ቃልስና ንቀጽል ኣቦካ ተጋዳላይ እንተ ኮይኑ ብመተርኣስ ዓፊንካ ቅተሎ ዋ
Hgdef bselamawi bzete ziftah shigir aykonen bfxum kem xelaiti riena kinkalesom alena kem yehwat kireayu yeblomn shigrna zenawihu zelewu aremenawyan eyom
ሃሰውቲ ክልተ ገንዘብ ዝሃይመኖት ድርቀት ደናቁር ለክቢት ክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ናይ ኤርትራዊ ርእሲ ናብ ናይ ንቅድሚት ንምምዕባል ትሃስብ ርእሲ ማሽን ወይ ነታ መትኒ ትስርህ ተበላሺያ እያ። እዚ መንነት እዚ ብማሽኝ ተሃጺቡ ክፀርይ እለዎ።
YODIT HAFTEY YFETWEKI ENDYE NERE MS KILITOM EDUMATKI ENTEKONE LOMI KEM ZIREKWO ESKUM NIKALSI ENKIFAT MEFTET XELATI EKUM TIGEBRUNA EMBER WALA HADE FTAH YEBLKUMUN KAB LOMI QALSI TETEW ABILEYO ALOKU BEWEGENEY.
ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ወፍሪ ሰላም ረብሓ ዘይብሉ እንተ ኾይኑ እንታይ ኣምሲልና ንኸይድ፤
tobae tay mergemu eu zelewo ez hzb bnxur tayu mergexkum tay ekum tedelu abeyena wdebe ekum zelekum nez hzbe kabz zelewo mekera kwexi tay ekum tserhu zelekum beynay menged ekum timnu ane bzuhu tekatatlekum bzeyka ando robo nkulu tnqfwo nkulu tnaiswo eber ez eu mefth elkum zeqemetkumo yelen hj emo kea bzkefe nez beqmu mergexu anexru zkeyd zelo brged nhamedu ketewardu kea nsemi alena kemz anet keyd hadega eu nhzb wn hj emo kea zgedede zkefe nab mahber lemaxat melhas wefr negado tebelxt kea znblkum ez wala hade alama zeyblu tray selam mbalom selam dea emo wala sm gal wn ko eu nselam nfthi nhg kabz menisey brged nhamedu nlail zserhalun bmetkel zteqaleselun bkulu melet eu hj men ya selam tbl ez ab ris wata zwats aykwatn kewtet eu mergxkun anexru nez kals ketfrsu kenaisu gn moral yeblkumn ageb kulu neger hwsws ateblwo tesfay semere ageb abz zelekumo edme kemz kali dea kserhu nxbe eber kemz methazn mechebtn zeyblu zerbae bae hwsws zebele keyd betaim hdegeja eu
አቱም ሰባት አፋላልያ እተአርኢኹም እዚ ደላይ ፍትሒ ዝባሃል አይቅጽል እዩ ምኽኒያቱ ጨረምረም በዚዙ አፍካ ዝሃበካ ዘረባታት ኾይኑ ናይመን ኢና ክአምን ሐቀኛታት ኢና ትብሉ በዚሕኩም አፍ ዘውጸኤ አነ አነ ኾይንኩም ጠባይ ናይ ኤረትራዊያን አንነት እታ ዝኸፍኤት ዘይተሳማዕ ምትህልላኽ ናተ ቅንዕቲ ዘረባ ናዐይ ስምዑኑ ጥራይ እዩ ዘየቅጽልን ዘየዕውትን ሐንቲ እዚአ እያ::
Wegenawiyan eycm nay bihaki kidmiu ke seb aymoten du
ኣነ ከም ትሕዝቶኹም ማኣዝን ኣልቦ ስራሕ ሪአ ኣይፈልጥን ግን ምናልባት ቤት ትምህርቲ ሰውራ ምዕባይኩም ዝፈጠሮ ግዲ ኮይኑ ሰኸም ሕብረትሰብ ጥራይ ኣክንዲ ትኾኑስ፥ፈጠርቲ ሽግር ሕብረተሰብ እውን ትኾኑ ኣለኹም፥በጃኹም ንባዕልኹም ዓቢድኩም ሕብረተሰብ ኣይተዕብዱ፥ ዓሻስ ሱቕ እንተበለ ለባም ይመስል ማሓሸኩም፥ህዝቢ ተናግዑ ኣለኹም፥
ሰላም ሰላም ዮዲታ ከምኡውን ተስፋይን ሰማርን ኣብ ኤርትራ እምነት ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ስማዊ ኢዩ ኢርትራ ከም መንግስተ ሰማያት ኢሰያስ ከም መልኣኽ ስዉእ ከም ታቦት ኢዩም ህዝቢ ኤርትራ ዘምልኾም።ንሱከኣዩ ወላ ተኣሲሮም በቲስርዓት ኤርትራ ኣሕሊፈ ኣይህብን ይብለካ።2021/01/ ኢየ ከምኡ ኢለ ጺሒፈ ነይረ ።እቶም ንስኻ ኣምላኽና ንስኻ ታቦትና ንስኻ መስጊድና ዝብሉ ምስ ሰማዕኩ ሰብ ውልቀሳባት ኢዮም ክብሉ ከለዉ።ኣቦታትና ለባማት ብኣፍ ዓያሹ ይዛረቡ ኢየ ኢለዮም።
This two are very dangerous . I don’t trust them
እዛ ናይ ሊብያ ሲ ናይ HGDF propaganda እያ።
@hamassien323
27 күн бұрын
ይገርም ዩ ኣብ ሊብያ ክንድዚ መሳለጥያታት ኩሉ ነገሩ ኣዝዩ ዝተወደበ ዩ ዝብል ግምት ኣለኒ
ተስፋይን ሰማርን ዬዲታን ሓዊስካ ኣዝየ ካብቶም ዘኽብረኩም ኮንኩም ሎሚ ግን ኣይግድን !! ቅድም ቀዳድም ወፍሪ ሰላም ኣባጋግስኡ ካብ ትግራዋይ ነጋዳይ ዳዊት ባኣል ደብል ኤጄንት ክኸውን ከሎ እዚ ድማ ኣብ መፋርቅ 2017 ዝጀመረ ኣብ 2018 ድማ ትግራዋይ ነጋዲ ኣቶ ዳዊት ብ ኣካል ኣብ ኤርትራ ከይዱ ህዝቢ ኤርትራ ጽቡቅ ከምዘሎ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ተንቤናይ ኢሳያስ ንኤርትራን ኤረትራዊያን ሰላሞም ከምዘስተማቅሩ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ኣስመራን ከባቢኣን ሸናዕ ከምዝበለን ኤረትራዊያን እውን ጽቡቅ ከምዘለው ዝመስከረ ኣብ ስቃይ ኤረትራዊያን ዕግበት ኣብ ምፍራስ ኤርትራ ድማ ሓጎስ ከምዝተሰምዖ ዝገለጸ ዩ ። ሕጂ ክብል ደልየ ዘለኹ እዚ ብኣካል ሰለስቴኹም ዝተሳተፍክምዎ ወፍሪ ሰላም ናይ ካናዳ እቲ ምስታፍኩም ንዓኹም ዝምልከት ኮይኑ የግዳ : እዞም መንእሰያት ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ከምቲ ናቱኩም ስለዘይተጸንበርዎ ሽሩፉን ጥቁሉሉን ክትዛረቡ ዓገብ ጥራይ እየ ክብል ዝደሊ ።