No video

ካብ ልበይ ይቅርታ ይሓትት - ያሬድ በርሀ ኣብ ቀዛሕታ

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 103

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy84410 ай бұрын

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ስነ ጥበበኛ ያሬድ:: ሓቦኛ ተቓላሳይ ትግራዋይ ኢኻ:: ብሓቂ እንተኾይኑ ትግራይ ምስ ሽሾ ፀላእቲ ብሎጅስቲክ ይኹን ብዘመናዊ መሳርሕታት ጥፍኣት ንኽፍፅሙ ዝመፁ ፋሽሽታውያን ሓይሊታት መኪቱ ብዓወት ዝወፀ ህዘቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ::

  • @Tglove--
    @Tglove--10 ай бұрын

    ያሬደይ ሓቦኛ ትግራዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይብርኽካ🥰

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y10 ай бұрын

    ግልፅነት ኣለዎ ዝወዲ ክምችወካ 🙏💖ሓሳባትካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ 💖💖💖ሓቦኛ ትግረዋይ ኢኻ 💖💖💊👈

  • @Eldana1235
    @Eldana123510 ай бұрын

    ክልተኹም ምስጋናን ምስ ክብሪ ይግበአኩም ደቂ ዐባይ ትግራይ 🙏💚

  • @rawa1117
    @rawa111710 ай бұрын

    ያሩ ጀግና

  • @user-iy3jv5ok6w
    @user-iy3jv5ok6w10 ай бұрын

    ጅግና ወዲ ሓላል መሬት❤❤❤

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v10 ай бұрын

    ኣብ ትግራይ ዘይተነገረ እምበር ዘይተፈፀመ ግፍዒ የለን ኣሕሕሕሕሕሕ ልብና ደመዩ እዩ 💔😭😭😭💔💔

  • @km3080
    @km308010 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ። ❤

  • @merhawibuluts9063
    @merhawibuluts906310 ай бұрын

    Big respect

  • @user-qp2qo9dc9r
    @user-qp2qo9dc9r10 ай бұрын

    ያሬድ❤❤❤

  • @flimonbriye958
    @flimonbriye9589 ай бұрын

    ያሬድ ወዲ ሓላል መሬት ጅግና

  • @WereTabe8823
    @WereTabe882310 ай бұрын

    Yared ኵዕታ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ። አብቲ ሙዝቃኻ እውን ቀፅለሉ ፅቡቅ ሞያ አለካ::

  • @terhaskahsay8762
    @terhaskahsay876210 ай бұрын

    Thank you Yaredom♥️💛♥️💛🙏🙏

  • @AaAa-gi5kb
    @AaAa-gi5kb10 ай бұрын

    ያሬዳ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fafa-us6cj
    @Fafa-us6cj10 ай бұрын

    Admen tanan yhabkum❤❤❤

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa45310 ай бұрын

    ያሬዳ ❤❤❤❤❤

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v10 ай бұрын

    ብሓቂ ያሬድ ኣብ ደገ ኮይንና ስነ ልባናና ታሃስዩ እዩ😢😢

  • @user-vt6jw7jw3g

    @user-vt6jw7jw3g

    10 ай бұрын

    ቀሓቂ

  • @kibromgoitaom6001

    @kibromgoitaom6001

    10 ай бұрын

    ሓቁ ኢዩ ብዙሕ ሰብ ኣብ ሕማም ወዲቑ ኢዩ

  • @titigezaei138
    @titigezaei1389 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና🎉🎉❤❤❤

  • @selamawitberhe6452
    @selamawitberhe645210 ай бұрын

    Thank you hawna yared

  • @user-ls6jh2hs3d
    @user-ls6jh2hs3d10 ай бұрын

    ዓብዪ ሰብ

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera923310 ай бұрын

    Yared kemzi dikaa ❤❤❤ I respect 🙏 waw❤

  • @fayaz3598
    @fayaz359810 ай бұрын

    ያሬድ ነኽራይና❤

  • @user-tp8mp5zk2t
    @user-tp8mp5zk2t10 ай бұрын

    ትግራይ ትክሓስኩሙ ዞም ሓተይ

  • @flimonbriye958
    @flimonbriye9589 ай бұрын

    ጅግና ወዲ ሓላል መሬት

  • @binyam1578
    @binyam157810 ай бұрын

    ይቅሬታ ናይ ለባማት እዩ 🕊👏🌻⛪️✝️🔔🔔✝️

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855310 ай бұрын

    ካብቲ ጋዜጠኛስ ቲ ተሓታቲ ይበልፅ ዋው ኣገላልፃ ❤❤❤❤❤❤እምበር ያሬድ ❤❤❤❤የቕንየልና በረከት ከምዚ ዓይነት ለባምን ዓብይሰብን ክቡር ወድክቡራት ስለዘቅረብካልና ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ያሬዳ ትግራይ ገሊፅካያ ንትግራይ ዘለካ ፍቅርን ት ሰራዊት ትግራይ ዘለካ ክብርን ዝገለፅካሉ መንገድን እቲ ኣብደገ ዝነበረ ህዝቢ ካብቲ ኣብ ዓዲ ዝነበረ ህዝቢ ዝያዳ ብስነልቦና ከምዝተሃሰየ ስለዝገለፅካልና የቕንየልና ❤❤❤❤

  • @temarutekle6341
    @temarutekle634110 ай бұрын

    ኣምበሳ ትዓውትናን ፈረቓን መስዋትን ኣካል ምጉዳልን ግድን ዩ ዝተረፈ ጎደሎ ችግር ብሓባር ምቅላስ ዩ ቸችግሩ ንኻሊእ ጀጅግንነቱ ብሓባር ኣይትግበሩ ኣስተካክሉ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855310 ай бұрын

    ያሬድ❤ ያሬድ❤ ያሬድ❤ ያሬድ❤ ያሬድ❤ ያሬድ❤ ያሬድ❤ ያሬድ❤ ያሬድ❤ we love you ❤

  • @eyeurtube
    @eyeurtube10 ай бұрын

    Jegeuna yared proud of you 💊🙏💊💪💊💊🥰🥰🥰❤️

  • @edon7537
    @edon753710 ай бұрын

    ያረድ ለባም🎉😢

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu231710 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md10 ай бұрын

    Good Job 100%

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera923310 ай бұрын

    ❤❤❤beki and yared

  • @tbetbe6244
    @tbetbe624410 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay771210 ай бұрын

    እንቋዕ ሰላም መፃኩም❤🎉🎉🎉

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p10 ай бұрын

    ያሪደይ ከምቲ አብ ፎሰብክ ትቅልዶ ኣይኮነንን ብሉፁ ኢካ ❤

  • @tbetbe6244

    @tbetbe6244

    10 ай бұрын

    ብሓቂ ገራሚ እዩ ኣይራከብን

  • @user-kx9xo6ok8u
    @user-kx9xo6ok8u10 ай бұрын

    ሳብስክራይፕ ጉባሪለይ ተጋር ማዓረይ ❤

  • @yalemgedion926
    @yalemgedion92610 ай бұрын

    God bless you

  • @aregaiw
    @aregaiw10 ай бұрын

    ዝገርም ክእለት፥ ኣብነታዊ በዓል ብዙሕ ሞያ። ኣብ መኸተ ዝገበርካዮ ኣስተዋጽኦ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ትግራይ ክስነድ ዩ።

  • @temarutekle6341
    @temarutekle634110 ай бұрын

    እሰይ ይቅር በሃሊ ደስ ይብል

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855310 ай бұрын

    ያሬደይ ናይ ዲያስፖራ ስሚዕትና ብደንቢ ኢኻ ገሊፅካዮ ኩላትና ሓሚምና ኢና

  • @BerihaTesfay-sy3zu
    @BerihaTesfay-sy3zu10 ай бұрын

    ናይ ቀደም ባቡሽ ናይ ሎሚ ያሬድ ሓወይ 👏👏👏

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y10 ай бұрын

    Enkae dahan mexaka bki 🙏❤❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu10 ай бұрын

    Wow Good job 👍 ❤

  • @abebaabraha2478
    @abebaabraha247810 ай бұрын

    Jaredey❤zihawey gobez ajoka

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x10 ай бұрын

    ያ ብሓቂ ያሬድ ሓውና እዛ አብ ስደት ዘለና ሰባት ሓሚምና ናይ ጭንቀት ጥራሕ ኮይና ተሪፍና አሕዋትና ተረዲእና ዓው ኢልና ንበክየሉ ቦታ ስኢና. ከብድና ሓቂፍና ንሓድር አለና ከምታ ድምፂ ስኢና ንሻቀላ ዝነበርና ሕጂ ክዓ ገዲዱና አሕሕሕሕ አሕዋተይ. ክትአምኖ ዘይትክእል ኮይኑና. ኡፍፍፍፍፍ😢😢😢😢

  • @user-rq3un6ee1c
    @user-rq3un6ee1c8 ай бұрын

    ብሓቂ እግዚአብሔር የክብርካ በረከት ሓወይ ይቅርታ እዙዩ ዓቢይ ነገረ እዩ ያሬድ ሓውና እውን እግዚአብሔር ይቅርታካ ይቀበል ብጃከም በተለይ አብ ምዲያ ፉልጣት ዝኮንኩም ፍቅሪ ይሀልውኩም ሚዲያ ህዝቢ ከድሕን ይክእል ከጥፍእ እውን ይክእል እዩ እቱ እንኮ ክህልወኩም ዘለዎ ፍቅሪ ምክእኣል ሕደገት ግበሩ በጃኹም ሃገረ ዝድሕን ፍቅሪ እንትሀልዩ እዩ ንድሕነት ሀገረ ብፍቅሪ በይቅርታ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኩም

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x10 ай бұрын

    አቱም ተጋሩ አበይ አለኩም ዋይ እረ በጃኩም እዘን ሚድያታትና ነዕቢ አበይ አሎ ላይክ እዙይ ጥራሕ እዩ ትግራዋይ ጉድ ካብ ጎረባብትና ካ ዶ አይንመሃርን ይገርም ናይ ብሓቂ ሰነፋት ኢና😊

  • @mebrhitberha3894
    @mebrhitberha389410 ай бұрын

    Yaknilie kabure haw ane ❤

  • @user-dp2my9zm3f
    @user-dp2my9zm3f10 ай бұрын

    😂😂😂ያሬድ ምርጥ ካድረ❤

  • @selam801
    @selam80110 ай бұрын

    አብ ደገ ኾይንና ድአ ኽሳብ ሐዚ ልብና ሓሪሩ አሎ😢ሐዚውን ብመሰዋእቲ የሕዋትና ዓው ኢልና ዘይበኽየሉ ቦታ ኾይንና ነሕልፎ ዘለና ሰቃይ መሪር እዩ አሕሕ😥💔

  • @medhin8187

    @medhin8187

    10 ай бұрын

    ኣጆና ኩሉ ነገር ልእግዚአብሔር ቀረባ ዩ ክሓልፍ ዩ።

  • @user-bv4tb3mq3z

    @user-bv4tb3mq3z

    10 ай бұрын

    ኣጆኪ እግዚአብሔር አምላክ ፅንዓት ይሃበና😢

  • @wxzlli
    @wxzlli10 ай бұрын

    💛💛💛💛❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew614210 ай бұрын

    ተቋወምቲ ኢና በሃልቲ አባላት ንምርካብን መወልቲ ክኮኑሎም ስለ ዝደለዩ መርገምን መረረን ክሲ ንህወሓትን መራሕቱን ዘይ ትግራዋይነት ፀርፍን መረረን ፀቢብን ዘራጊቶን አውራጃውነትን እናፈለዩ ዘናቁቱና ዘለው እዞም ዃኹቶታትን ዘርኢ መርገምን ገበኖምን አብታ ቁርፂ ኢዋን መኸተ ፀፀር ዘይደርበዩን እዮም እሞ ህዝበይ ዓራ ግበሩታ ይበሎም !! እንተዘይኾኑ ፎ ኢልካ ፈንፍኖም ?! ሕብረትና እዩ ዋሕስ ህላዌና !!!🤝👌💪✌️👏

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    10 ай бұрын

    እንጀራ ዓለም ብላዕ❤

  • @user-yo7oy4fb5x

    @user-yo7oy4fb5x

    10 ай бұрын

    ያ ናይ ብሓቂ መአረይ😢😢😢

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye617110 ай бұрын

    Yared❤❤

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr10 ай бұрын

    good job😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @skmike5138
    @skmike513810 ай бұрын

    ያርየድ ዝተዘሮቦ ሓሳብ ብጣዕሚ ንተጋሩ ዝጠቅምን ደስ ዝብልን ሓሳብ እዩ ተዛሪቡ ኣመል ሸሻል ምድያ ግን ፍልጥ ክባጨይሉ እዮም

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    10 ай бұрын

    በዚ ዘባጩ ሰብ እንተሎ ብሎክ ክበርዎ

  • @lidyateklemichael474
    @lidyateklemichael47410 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @selamselam894
    @selamselam89410 ай бұрын

    Way yarad derafe deka

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y10 ай бұрын

    Tayu ke des kbleka wedu ❤❤❤

  • @Alemwerqi_melles19
    @Alemwerqi_melles1910 ай бұрын

    It wonderful and amazingly very well interview and I thought him , as rude person but after I hear his interview he is not anyway thanks for you optimistic response

  • @ftggtt1969
    @ftggtt196910 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @hayluxaqqe6851
    @hayluxaqqe685110 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @binyam1578
    @binyam157810 ай бұрын

    ንክብሪ ስዉኣትን ንዘሎዉ ሁሩማት ንፍሊይ ሐይሊ 🕊👏🌻🕊👏🌻🥰ጽንዓት ይሃብ😢🎉

  • @samiates5057
    @samiates505710 ай бұрын

    🥰🥰🙏🙏🙏

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x10 ай бұрын

    ያ ንድሕነት ትግራይ ክንብል ብሓደ ኮይና ንስራሕ በጃኩም ህዝብና ብሓዘን ስቃይ በዚሑዎ አሎ ምእንተ ህዝብና ንበል. ሕድሪ አሕዋትና አይነዕብር 😢😢😢😢

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb10 ай бұрын

    ፉሉይ ኢኻ ያሪዳ ይቅርታ ግበረለይ Fb ፀሪፈካ ነይረ ♥️🙌🙏😌

  • @fayaz3598

    @fayaz3598

    10 ай бұрын

    🙄😂

  • @melestesfay5687
    @melestesfay568710 ай бұрын

    ሳብስክራይፕ ክገብረካ እየ ናይግድን ክትበረታታዕ

  • @user-ld7wn3iq4s
    @user-ld7wn3iq4s10 ай бұрын

    ኤህ!😂

  • @almemu1214
    @almemu121410 ай бұрын

    አይ ያሬድ😮😅

  • @yemaneleake-hf3et
    @yemaneleake-hf3et10 ай бұрын

    ካብቶም ደርፍታቱ ሓንቲ ዘይትጋብዘና

  • @tsigealemayoh786
    @tsigealemayoh78610 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @kibromgoitaom6001
    @kibromgoitaom600110 ай бұрын

    ያሬድ ካብዝተፀበኹዎ ንላዕሊ ኮይኑ ኢየ ረኺበዮ:: ገንዘብ እንክእክብ እንከሎ ከይትህቡዎ ዝብሉና ሰባት ኔሮም እሞ ሕጂ ግን ቁምነገር ይገብር ከምዝነበረ ኣሚነ

  • @user-on3hd8un5d
    @user-on3hd8un5d10 ай бұрын

    😅😅

  • @tewehadohaymanotie918
    @tewehadohaymanotie91810 ай бұрын

    Yaredom😂😂😂😂

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855310 ай бұрын

    ኣብትግራይ ዘለው ፀሓፍቲ ነቲ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ኣጀንዳ ናሃቡ እዮም ነቲ ህዝቢ ዘዋድእዎ ዘለው

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe10 ай бұрын

    ህዝብካ አብ ፀልማት እናሃለወ ፀርፊ አየድሊይን

  • @tsilove5031
    @tsilove503110 ай бұрын

    እዙይ intrview እንተተገይሩ እማ ኣነም ይገበረለይ ቤኪ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    10 ай бұрын

    ደደብ ታይ ማለትኪ እዩ ጋሕሻር

  • @bibatigray4002
    @bibatigray400210 ай бұрын

    Yared nhizbi tigray kiqales ab Toronto rihinaio anifeitin ab selemawi selfi teraiu aifelitin

  • @medhin8187
    @medhin818710 ай бұрын

    አረ ያሬድ 😂😂 ምልጭልጭ ኢሉ ከም 2ተ ወርሒ ዝተመጨነት መርዓት 😂😂😂 ይመችኻ ግን✋😂

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    10 ай бұрын

    እወ ተመስገን

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    10 ай бұрын

    ኣብቲ ዝተናግሮ ፎከስ ንግበር ጀግና እዩ ሰብ ናይ ብሓቂ❤

  • @medhin8187

    @medhin8187

    10 ай бұрын

    @@zaebakulu8553 እሞ እንታይ በልኩ 🙄 ኣይትስሓቂ ተኾይኑ ካልእ ዩ ።

  • @medhin8187

    @medhin8187

    10 ай бұрын

    @@zaebakulu8553 እሞ እንታይ በልኩ 🙄 ኣይትስሓቂ ተኾይኑ ካልእ ዩ ።

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    10 ай бұрын

    @@medhin8187 entay zeshk tenagiru way slehzbi natenageres

  • @berihu07
    @berihu0710 ай бұрын

    ካብ ዝተጋደለስ ዘውደልደለ እዩዋ😮

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z10 ай бұрын

    ያሬድ ዕትሮ

  • @hagosgebremariam2527
    @hagosgebremariam252710 ай бұрын

    ያሬድ ጓሓፍ

  • @user-se1ql2xl6y
    @user-se1ql2xl6y10 ай бұрын

    ኸዝዉን ያሬድ ብዕራይ እካ 😅😅

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b10 ай бұрын

    ዓብይ ብዕራይ

  • @tbetbe6244
    @tbetbe624410 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tgadosamri3947
    @tgadosamri394710 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @brizafzerau8868
    @brizafzerau886810 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

Келесі