ከምዚዓይነት ፍቕራ ተረኪብካ ዕድለኛ ኢካ

ከምዚዓይነት ፍቕራ ተረኪብካ ዕድለኛ ኢካ
i will teach you about love and relationship
and motivational videos to best version of yourself

Пікірлер: 15

  • @tsigezemikialyafuz
    @tsigezemikialyafuz19 күн бұрын

    Wow 100% ደሰ ዝብል ትምህርቲ ቀፅልሉ መሰረት ሓፍተይ

  • @angesomhabtay5153
    @angesomhabtay5153Ай бұрын

    Thanks

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pkАй бұрын

    ብሳይነሰን ተክኖሎጅን ዝተረጋገጸ መግለጺ ደሰ ዝብል አጋላሊጸ keep up it

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424Ай бұрын

    እወ ኣዘኪርክኒ መምህረተይ:- ውዕሎይ ከም ኣደይ ትሓስቦ ዘይኮነስ ከም ሰበይተይ ትብሎ ግበረለይ ❤

  • @regatfusuhu7713
    @regatfusuhu7713Ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @EseyasPetros
    @EseyasPetrosАй бұрын

    Bhaki mesi

  • @danieltsegay6406
    @danieltsegay6406Ай бұрын

    Good Girl! from mekelle

  • @yafetamanuel6539
    @yafetamanuel6539Ай бұрын

    ትእመን ጓል ኣንስተይቲ ክትረክብ ግን ጋዶ ኢዩ፡፡

  • @user-qg1gg8wl7v
    @user-qg1gg8wl7vАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201Ай бұрын

    ሜሲ ፍቅር ሰላም ሰላም ከመይ ቀንይኺ ጽቡቅ እዩ ግን እንተኾየኑስ ዕድለኛ እየ ማለት እዩ ይንዋሕ ይሕጸር ምሳኺ ዘሎ ፍቅሪ እንተተሳኺዑ ከምዝሳኻዕ በዓል ሙሉእ ተስፋ አየ ሰላምን ፍቅሪን ዘለው ቅንያት

  • @PALN-yw7jz
    @PALN-yw7jzАй бұрын

    Ab zehalfe hatite nire gn mesli ayhabknn mes ezen ab wechi zeabeya yhewatna fqrawi mjmar mes ab africa zeabenyo entay xegm alewo

  • @equarbeyra5501
    @equarbeyra5501Ай бұрын

    can we meet you with ma wife online pls

  • @NA-ft5kc
    @NA-ft5kcАй бұрын

    ኣብ 9minዝበልኪያ ተጋጊኺ ።ኣዋልድ ሓበሻ ሳይዘን ኣይግጥማን😅 ብሰንኪ ዘይሰማመዐን ሜክኣፕ ዩ ገጸን ዝበላሾ ተረኽበ ኢለን ስለ ዝልፈጣ so ተኣረምላ ኣብ ዘረባ ካኣ ትህወኺ ኢለኺ ቁሩብ ቀስ በሊ ልብኺ ቶግ ከይትብሊ 😅

  • @HIfti-H
    @HIfti-HАй бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ🎉

Келесі