ከተማ አኩሱም ብግመል ጎብንየያ❤❤🙏

Пікірлер: 142

  • @andebeyene5835
    @andebeyene583522 күн бұрын

    ጋል ራያ ክንድቲ ዝጽዓረቶ ላይክን ሳብስክራይብን ኣይትረክብን ዘላ የሕዋት ኩልና ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ንግበረላ በጃኩም❤❤❤❤

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush42422 күн бұрын

    ጔል ራያ ሽኮር ብሓራምዝ ተትጉብንይያ ክንደይ ምጠዓመ። ናቐደም ኣቦታትና እኮ ብሓራምዝ እዮም ዝዛዉኑ ነይሮም። ❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i21 күн бұрын

    በሰመአብ ታመስጠ እናረአኹ እየ ነይረ ጋል ራያ ዓደይ ብፊላይ ናይ ኣክሴም ታሰሪሒ ከለኺ ኣይተሕፃሪዮ ካብ ሰደት ኣቲና እመብራሃን ኣብ ዝፈቀደታሊና ደገ ሰላማ ክንሳለማ እናሞ ኣይተሕፅሪዮ ኣጀኺ በሪታዒ👍❤😘

  • @HIfti-H
    @HIfti-H22 күн бұрын

    ሐደ ግዘባ ናይ ጋል ራያ በተሰብ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየዋ❤🎉

  • @ajibajib7989

    @ajibajib7989

    20 күн бұрын

    ገይረ❤

  • @fhhjf9904
    @fhhjf990420 күн бұрын

    ዋይ አቲ ጅግና አነስ ወኳነይ አብ ዝባኑ ክስቀል አብ መንገዲ ተረክበዮ አንጎሎ ዓፅፈ እየ ዝከይድ ከፍረሐኒ

  • @user-qg6ct8xt4x

    @user-qg6ct8xt4x

    19 күн бұрын

    ከም ግመል ጥዑም ፍጥረት ሰናይ ትዕግስተኛ የለን ጥምየት ፅምኣት ዝፃወር .... እንተ በዲልካዮ ግን ጨካን ቅምተኛ ዘይርስዕ ሕነ ፈዳዪ እዩ ፍሉይ ፍጥረት 💚

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe31421 күн бұрын

    ጋል ራያ ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ።እዚ ወርቂ ዝኾነ ታራኽ ዓዲ ጀጋኑ ትግራ ክምዚ ጌርኪ ታሪኽና ዓድና ክተርእይና ኸለኺ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለና።ሓፍ ኢልና ክንከይድ ድማ የተባባዓና። ጅግና ዋዕሮ ትግራይ በርትዒ አብ ጎንኺ አለና።አኽሱም ብጣዕሚ ደስ ትብል።ሕጂ ብዩቱብ ንሪአ አለና ብጋህዲ ክንሪአ ድማ ሃሪረ አለኹ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hfu2800
    @hfu280019 күн бұрын

    ክንዳኪ ፈሪሐ ክሳዕ ትወርዲውን ሃፂፀ ክሪአኪ አነስ አይምደየብኩወይ ካብኡ ተፀዲፍካስ ታይ ይቀርየካ ባይዞዎይ ጅግና ኢኪ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios525219 күн бұрын

    Amhararic was created in tigray long time ago in kingdom of axum Amhararic is official language in ethiopia it must be official language in tigray too tigray is ethiopia. Unity with amhara and all Ethiopians people ❤asap port and red sea port belong to ethiopia tigray ethiopia tikdem ethiopia forward ❤thanks from tigrayns USA 🇺🇸 edu. Make it ethiopia peace and great.

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm18 күн бұрын

    ይሞችይኺ ወለላይ የኔ ማርርርርርር❤❤❤❤❤❤💝💝

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey793421 күн бұрын

    Like like like gberu Ahwatey Tegaru fatkum Abertu

  • @healthmedia148
    @healthmedia14813 күн бұрын

    ጓል ራያ ጅግና ወስክና ናይ ኣክሱም

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey793421 күн бұрын

    Mkrti ftret ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @kadejahqqql
    @kadejahqqql20 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤ماشالله

  • @KhanG-ev5on
    @KhanG-ev5on21 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @user-qn3qk3ob1d
    @user-qn3qk3ob1d19 күн бұрын

    😮❤❤❤❤❤

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6o20 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tarhastube9099
    @tarhastube909920 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉

  • @patwarikhoty7382
    @patwarikhoty738221 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @daniwelay7490
    @daniwelay749017 күн бұрын

    Aye Abrahaley Fered

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312Күн бұрын

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf22 күн бұрын

    👍

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse22 күн бұрын

    hagere tigray zetenegerela mdre qedti ttawit tarikawit mdri eya btami ena nemesgneki Gal rayaway❤❤❤🎉

  • @user-pr8bm3iv9o
    @user-pr8bm3iv9o21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-cb3yl9jz5x
    @user-cb3yl9jz5x21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ffff8192
    @ffff819221 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rozar227
    @rozar22722 күн бұрын

    ናፈቀ ኣክሱመይ ወለላይ 🎉🎉🎉🎉

  • @user-kx8of7cd7n
    @user-kx8of7cd7n20 күн бұрын

    ዋውውው❤❤❤

  • @user-dk9of1ok1n
    @user-dk9of1ok1n19 күн бұрын

    Shikorina!

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @afgcg5271
    @afgcg527121 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @user-zr4kn8xy6r
    @user-zr4kn8xy6r5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hskf4344
    @hskf434421 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp22 күн бұрын

    ❤❤🎉

  • @user-cq6lj1up9b
    @user-cq6lj1up9b21 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9u22 күн бұрын

    ኣነ ጊመል ተሪአ ኣንጎሎ ዓፂፈ እየ ዝከድ😍

  • @afgcg5271
    @afgcg527121 күн бұрын

    ጋል ራያ ጅግና🎉❤❤❤ይመችኪ

  • @user-pe4nf6oe8c
    @user-pe4nf6oe8c15 күн бұрын

    ወለላይ

  • @xgff1274
    @xgff127418 күн бұрын

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed132222 күн бұрын

    ጓል ራያ መዓረይ መግለፂ ስእናልኪ

  • @galmama4757
    @galmama475721 күн бұрын

    ♥️♥️♥️

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs22 күн бұрын

    ❤❤❤😊😊😊

  • @user-nc4us9ft7b
    @user-nc4us9ft7b22 күн бұрын

    ጓል ራያዋይ ጅግና ኣነስ ከፍረሐኒ ግመል❤

  • @hiwilove19
    @hiwilove1922 күн бұрын

    ሰላም አምላኽ ያብዝሖልኩም ክብራትን ኩዉራንን@ @ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ እሕዋተይ❤

  • @HIfti-H

    @HIfti-H

    22 күн бұрын

    ገረልኽ አለኹ ንስኽለ ግበሪለይ ማዓረይ❤

  • @yoftahemenber2849
    @yoftahemenber284922 күн бұрын

    😍😍😍😍

  • @xgff1274
    @xgff127418 күн бұрын

    😀😀😀😀

  • @weynigaltewahdo2854
    @weynigaltewahdo285422 күн бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ ጋል ራያ ሓፍተይ ቀፅሉሉ❣️❣️

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    22 күн бұрын

    ደምርኒ🎉

  • @weynigaltewahdo2854

    @weynigaltewahdo2854

    22 күн бұрын

    @@WejeratAdey ደምረኪ😁

  • @salmo7382
    @salmo738222 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @EradaErada-ld6sm
    @EradaErada-ld6sm22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ItHuu-sr5cp
    @ItHuu-sr5cp21 күн бұрын

    ዉረዲ ባ ሞይአኽለኪ ጥዒምዋ ከ❤😂😂

  • @Sara-mu1hs
    @Sara-mu1hs21 күн бұрын

    🥰🥰🥰🥰

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z21 күн бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi22 күн бұрын

    ጓል ራያዋይ ሸኩር❤❤❤

  • @AAm.k
    @AAm.k18 күн бұрын

    ክንዳኣፋ ኣነ ተሓቒነ ❤❤❤❤

  • @user-ci1vc5ri5t
    @user-ci1vc5ri5t22 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb669021 күн бұрын

    ዋዉ ይገርም እዩ ድፍረታ ❤❤❤❤ ጓል ራያ ፅሩይቲ ❤😘😘 ተጋሩ ግን ታይ እዩ ፀገምና ሓፍትና ዘይነተባብዓ አብየት ፀርፊ እንትኮን ግን ?

  • @kibromte
    @kibromte22 күн бұрын

    Axum beautiful city

  • @user-kw5vc1gy5e
    @user-kw5vc1gy5e22 күн бұрын

    ብጣዕሚ ከምልፈረሕኽ ካብ ድምፂኽ የፍልጥሎ😂🎉

  • @ufig6973
    @ufig697321 күн бұрын

    እረ ይሞቸኪ ጋል ራያ❤😍

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e21 күн бұрын

    ድፍረትኪ ከየድነቁቂ ኣይሓልፍን ዓይነይ ናረአኩ ሽኾንዶ ግመል በቅሊ ኣይድይብን ኣነስ ክከድ ተሎ ልቅድሚት ዘንጥረካ እዩ ዝመስለኒ ክንዳኪ ፈሪሐ😢

  • @Yrgutube
    @Yrgutube22 күн бұрын

    ምሳኺ ላንቀጥቀጥኩ ልወዳእኽዎኸ😂

  • @mmkafl6326
    @mmkafl632621 күн бұрын

    ጓል ራያ ሽኮር ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልሉ መዓረይ ሓደ መዓልቲ ካብ ኤሪትራ ትሰርሕልና ሰላም ይፍጠረልና

  • @user-yp9tw8sr9w
    @user-yp9tw8sr9w22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤😂😂🎉🎉🎉🎉

  • @mom12127
    @mom1212721 күн бұрын

    ይሞችኺ ጋል ራያ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d721 күн бұрын

    ጓል ራያ ፅርይት❤❤❤❤

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey22 күн бұрын

    መበል 12 ባዕለይ🎉

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel985121 күн бұрын

    ጓል ራያዋይ ሎማዓንቲ ዳአ ሙድ ሒዝኪ amazing great ገለታት ሎሚ ንድያስፖራ መሲልኪ😂😂 ብዝኾነ amazing great እዩ ስራሕኺ ቐፅሉሉ don't give up❤

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf22 күн бұрын

    ተመልከትኺ ታሪኮም መንነቶም ንኽፈልጡ ኢልኪ ትገብርዮ ዘለኺ መስዋእቲ ዝድነቅ እዩ;ግን ድማ ኣብኮሜንት ንዝፀርፉኺ ሰባት እዝኒ ኣይትሃብዮም ናይ ቅንኢ እዩ;ሱቅ ኢልኪ ስራሕኪ ግበሪ ጓል ራያ ጀግና👍

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1s22 күн бұрын

    ዋይ አነስ ክፈርሕ የዕበሙኒ እዮም ግን ንስራሕ እየ እምበር ተሰቂለ አይፈልጥን አብ መንገዲ መሲና ሓደ ግዜ ዝሰከሩ አብ መንገዲ ከይረክብና ፈሪሐ ምስሓወይ ማ ሞይተ ኔረ ብፍርሒ😀😀

  • @user-uv5vj7lg5d
    @user-uv5vj7lg5d20 күн бұрын

    ፍጥነቱ እውን ካብ ፈረስ ንልዓሊ እዩ ተፈሪሒኪ እበር

  • @semeremebratu4486
    @semeremebratu448621 күн бұрын

    Ena tbil kal ab Tigray meaz eyakon titerif?

  • @MmMm-fh9hp
    @MmMm-fh9hp21 күн бұрын

    ጋል ራያዋይ ሽኮር ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1s21 күн бұрын

    ከመይ ተባዕ ኢኪ ጋለይ ኣነስ ብማዕዶ እዉን ኣይምቀረብኩዎን ግመል

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp22 күн бұрын

    ጋል ራይ ሽኮር ❤❤❤❤

  • @temesgenamlakye380
    @temesgenamlakye38022 күн бұрын

    Bahri ayneberey dyu askab nab kalot hagerat bgmel zgaazu?

  • @amanuelsolomonabebe6936

    @amanuelsolomonabebe6936

    22 күн бұрын

    b Egypt sina bereka abilka

  • @hhhdhhdhdhhdhd2410
    @hhhdhhdhdhhdhd241022 күн бұрын

    😂😂😂

  • @user-uo7tj8lu8g
    @user-uo7tj8lu8g22 күн бұрын

    ትሕዝቶ ታቦት ኪዳን = ስልጣነ = ጥበብን ፍትሕን ምሕረትን እዩ። ታቦት ኪዳን ካብ ነቢ እድሪስ ጀሚሩ ምሳና እዩ ዘሎ፡ እግዚኣብሄር ይባርኽን ሰላም ይሃቦን። ድሕሪ ፈርኦን ከሲርናዮ። ነቢይ ሙሴ እግዚኣብሔር ይባርኽን ሰላም ይሃቦን ምስ ህዝቡ ምስ ተበገሰ ናብ ሃገሮም ሂንዱ ኩሽ ኣፍጋኒስታን ኣብ ዶብ በረኻ ቻይና ምስ ተመልሰ ምስ ከደ። ንግስቲ ሃትሸፕሱት ኣደ ሓባሻ ኣፍሪቃን ንግስቲ ሳባ የመንን መላእ ሓውሲ ደሴት ሂጃዝ ኣፍሪቃን ምስ ሓያላትን ለባማትን ህዝባ ናብ ኩሽ ኣፍጋኒስታን ተጓዒዘን ካብ ነቢይ ሰሎሞን ሰላም ይግበረሎም። እቲ ቃል ኪዳን ዝተፈጸመ ንጉስ እዛና ኣብ ትንቢት ነቢይ ኢየሱስ እምነት እዩ። ሰላም ንዕኡ ይኹን። ከምኡ’ውን እምነት ንጉስ ናጋሺ ኣብ መልእኽቲ ነቢይ መሓመድ ሰላም ንዓኡ ይኹን። The content of the Ark of the Covenant = civilization = wisdom, justice, and mercy. The Ark of the Covenant has been with us since Prophet Idris, may God bless him and grant him peace. We lost it after Pharaoh when Prophet Moses, may God bless him and grant him peace, took it with him when he left with his people and returned to their country, Hindu Kush, Afghanistan, on the border of the Chinese desert. Queen Hatshepsut, the mother of Habasha Africa, and the Queen of Sheba of Yemen, entire Hijaz Peninsula of Africa traveled the with her strong and wise people to Kush, Afghanistan, and recovered it from the Prophet Solomon, peace be upon him, and the covenant was fulfilled by King Ezana faith in the prophecy of the Prophet Jesus, peace be upon him, and the faith of King Nagashi in the message of Prophet Muhammad, peace be upon him.

  • @lulagerezghiher8327
    @lulagerezghiher832722 күн бұрын

    Kkkkkkkk😂

  • @sunrise3179
    @sunrise317922 күн бұрын

    ታይ ማለት'ዩ ቀማር?

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n21 күн бұрын

    ኽንዳኣ ኣነ ፈሪሐ😂😂

  • @YosiefTsadic
    @YosiefTsadic20 күн бұрын

    ጎብንየያ አንታይ ማለት እዩ ።በይዛኻትኩምንዶ ብትግርይና እንዶ ተዛረቡታይ

  • @Feben457

    @Feben457

    19 күн бұрын

    Gubniye tgrgna eyu::

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk22 күн бұрын

    ጋል ራያ ሓላል❤❤🎉🎉😂

  • @sahleyonas7844
    @sahleyonas784421 күн бұрын

    ገመል ኣብ ሰማ ፎሮ ጠጠውይብል ዱ?

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey22 күн бұрын

    ሳብስክራይብ እስቲ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየዎ🎉

  • @kakamhari1433
    @kakamhari143322 күн бұрын

    ገመል አንታይ ኪገቢር መጺኡ ኣብ ሙክራበ ዳዓማት

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra433821 күн бұрын

    ቱገመድ ኣብ ኣፉ ብሓይሊ ልጠበቀቐ እዩ ልመስል

  • @sunshine-ql4vo
    @sunshine-ql4vo21 күн бұрын

    Please be proud of your language and don’t mix it with Amharic

  • @iskatl1098
    @iskatl109821 күн бұрын

    ኣዱሊስ ካብ ጥንቲ ናይ ኤርትራ እያ ነይራ ኣይትሓስዊ ራያዊት።

  • @mom12127
    @mom1212721 күн бұрын

    ጋል ራያ እዚ ግመል ተኻሪኽዮ ድዩ ሃየ ዋጋ ዱርቃ ሃብዮ ንምስሑ 😅😅😅😅😅

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds422322 күн бұрын

    ጋል ራያ ታዝበለፀት ዩትበር

  • @hanahagos7732
    @hanahagos773222 күн бұрын

    ግመል ትርጉሙ ናይ መን ሙኻኑ ትፈልጥዎ ዶ አንቱም ደፋራት. ንገንዘብ ክትብሉ ታሪክ መባላሸውቲ አኽሱም ከተማ ብአኺ ንመጀመሪያ ክትጉብነ ሪኤ. እንታይ ድአ ዓዲ ንድህሪት ትምለስ ከምዘላ ዘርኢ ምልክት እዩ. አንቺን ብሎ ጎብኝ. እንዳማርያምስ ግመል ሂዝኪ ክትከድያ ወራዳታት. ክትረኽብያ ኢኺ ትግራይ ናይ ማንም መራግጽ ኮይና ገዳም ምኹአኑ ተረሲኡስ ሳሐራ ገይርክዮስ ብግመል??? ታሪኽ አኽሱም ጽዮንስ ስርአት ብዘይብሉ ባአኺ??? ዋይ ትግራይስ ብደቃ ዝባሐሉ ትዋረድ አላ. እታ ቅድስቲ ኣዲ ትባሐል ዝነበረት ትፍረደልኪ.

  • @TkAdver-uh9hf

    @TkAdver-uh9hf

    22 күн бұрын

    ደንቆሮ ከይብለኪ ኣይበሃልን;ፅዮን ማለት ታይ ማለት ድዩ;ትእዛዝ ቃል እግዛብሄር ዝዓረፈሉ እቱ ናይ ፈለማ ንሙሴ ዝተወሃቦ እዩ እዚ ድማ ንግስቲ ማክዳ እስራኤል ኣብ ዝኸደትሉ ጊዜ ናብ ስርወ መንግስታ መናገሽኣ ዝኾነት ከተማ ኣክሱም ሒዛቶ መፂኣ;እዚ ዝኾን ዘሎ ኣብ ዘመነ ብሉይ እዩ;ሽዑ ድማ ንመጓዓዚ ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ድማ ሃፋትም ኣድጊ(እመቤታችን ብኣድጊ እያ ትጓዓዝ ነይራ;መልእኽተኛታትን ናይ ክብሪ ኣጋይሽን ድማ ብጊመል;ንጉሳት ድማ ብሓርማዝ ይጓዓዙ ነይሮም;ንጉስ ግድዣን ኣብ 8 ክ/ዘመን ንሱ ብሓርማዝ ወዱ ድማ ብጊመል የጓዕዞ ነይሩ;ንኣብነት ነንጉስ ግድዣን ወዱ ኣንበሳ ዉድም ዮዲት ጉዲት ክትወርር ንኻልኣይ ጊዜ ክትመፅእ ኸላ ናይ ካብ ሽዑ ጎነይ ሕደር ናይ ሐዚ ጎንደር ናተብሃለ ዝፅዋዕ ቦታ ብ ፈረስን በቅልን እያ መፂኣ;እቶም ዓጀብቲ ንጉስ ህፃን ኣንበሳ ዉድም ግን ብጊመል ገይሮም እዮም ካብ ኣክሱም ኣዉፂኦም ዝሓብእዎ።

  • @zengisbagds4223

    @zengisbagds4223

    22 күн бұрын

    እጭ ማርያም ብኣድጊ እንድያ ትጎዓዝ ነበረት ጊመል ን ኣድግን ንመጋዓዝያ እዩ ጥቅሞም

  • @KhanG-ev5on
    @KhanG-ev5on21 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @sikosilo5901
    @sikosilo590120 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Hayat-mm8cs
    @Hayat-mm8cs16 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zs2cb9nm6i
    @user-zs2cb9nm6i21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HcCg-m6h
    @HcCg-m6h21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-wk8ps9rn7d
    @user-wk8ps9rn7d22 күн бұрын

    🎉❤❤❤❤❤

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9u22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SadaeFaffssdd
    @SadaeFaffssdd22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-dc4hx2bb6l
    @user-dc4hx2bb6l22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @hayathadas1770
    @hayathadas177022 күн бұрын

    😍😍😍😍😍❤❤❤

Келесі