"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን'የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ ( ባርያ ) Coming Soon

Ойын-сауық

Welcome to Ararat Entertainment Official KZread Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #MorkaShow #SolomonBarya Subscribe : / @araratentertainment Face Book : / ararat-entertainment-1... 2nd : / wedieri.esu Twiter : / esseyt WhatsApp, Viber , Telegram : 0046729083046 email : essey.tesfagabr1@gmail.com

Пікірлер: 373

  • @yaziwedimarahayalbeliheiyu573
    @yaziwedimarahayalbeliheiyu5733 жыл бұрын

    ❤️ኣንቱም ❤️ ሰባት ❤️እዚ❤️ ኣብርሃም❤️ ዝበሃል ❤️መነእሰይ❤️ ሓላል ወዲ❤️ ሓላላት❤️ እግዛኣብሔር ❤️ኣምላክ ጸግኡ❤️ የብዝሓሉ ❤️ ዝፋኑ የብረሉ ❤️ከሉግዚየ ተሓጉስ ❤️ብሓጎስ ንበር 👍 ኣያና ኣቦና ❤️ ባባና ሰለሙን ከኣ❤️ ዕድመን ጥዕናን❤️ ይሃብካ ጸግኡ❤️ የብዝሓልካ👍 ፈተጣሪ 👍👍👍👍👍 መንገዲ❤️❤️❤️❤️❤️ ፍቅሪ ዝኮነ ፍጥረት ❤️ባባ ሰለሙን ኣብ❤️❤️❤️❤️❤️ ልበይ ሰፈርካ ❤️ኮርዒዳ👉👉👉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👉👍🇪🇷👍🇪🇷👉🇪🇷👍❤️👉🇪🇷👍🇪🇷❤️👍🇪🇷👉❤️👍🇪🇷❤️👉🇪🇷👍❤️👍🇪🇷

  • @user-by7ys9xz6m
    @user-by7ys9xz6m3 жыл бұрын

    ኣታ እዚ ጋዜጠኛ ክንደይ ይጥዕም ድምጹ

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya773 жыл бұрын

    ሙናየ ሙና ማራ እየ ዝፈትዋ እዛ ደርፊ ፐው ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ምስ ስድርኡ

  • @kesetehabte1955

    @kesetehabte1955

    3 жыл бұрын

    ሙናየ ሙና ክስማዓ ከለኹ ኣብ መጀመርያ ስደተይ ንብዓተይ ምቁፃጻር ይስእን ነይረ

  • @zewengeltewelde2391
    @zewengeltewelde23913 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ካብቶም ሓያላት ስነጥበበኛታት ሃገርና ሰሎሞን ባርያ ኣዝየ ዘፍቅረካን ዘኽብረካን ኢኻ እሞ ንዘጋጠምካ ዕረፍቲ ናይ ክብርቲ በዓልቲቤትካ ኣዝየ ይሓዝን ። ኣጆካ በርትዕ ይብለካ። ናትካ ቃለመጥየቕ ክሰመዕ ብሃንቀውታ ይጽበ ፣

  • @tedross8259
    @tedross82593 жыл бұрын

    ባባ ሰሌ ክንፈትወካ ማዓት ኢና እንቃዕ ብደሓን መጻእካና። ኣብሪሂሞ ዓቢ ሰብ ዓስብኻ ብኣምላኽ ክትረኽቦ ኢኻ'ሞ ዝተወጽዑ ናብ ህዝቢ ካብ ምቅራብ ኣይትብኮር ኢኻ።

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever99053 жыл бұрын

    ኣኽ ባባ ሰለሙን ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ሉኡል እግዛቢሄር : ንዓኻ ድማ ሙሉእ ጽንዓት ንምነየልካ 🙏🙏. ኣብሪሂሞን ARRAT Entertainment ድማ ቀጽልዎ ጻማኹም ካብ ፈጣሪ ርኸብዎ🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️.

  • @user-xm8mf4gc3l
    @user-xm8mf4gc3l3 жыл бұрын

    ባባ ሰለሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ፍጣሪ

  • @eritrea8133
    @eritrea81333 жыл бұрын

    ያ ኣደ ብራሃን ገዛ እያ ብሓቂ ሓቁ እዩ ተሃስዩ ግን ተፈጥሮ እያ ንዓኣ መንግስተ ሰማይ ንዓኩም ከኣ ጽንዓት ይሃብ

  • @eritrea8133
    @eritrea81333 жыл бұрын

    ኣብራሃም ዕድመካ ንእሽቶ ተቅርቦም ግን ብጣዕሚ ዓበይቲ ኣነ መግለጺ ኣይረክበልካን ኢየ ግን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ ናይ ወትሩ ጸሎተይ እዩ እሞ ኣጆካ ቀጽሎ ኣነ እንቆዕ ኤርትራዊ ኮንኩ

  • @russomtewelde692
    @russomtewelde6923 жыл бұрын

    ክብራት ፍትዋት ኤርትራውያን ምእንቲ ናጽነት 🇪🇷በጃ ዘሐለፉ ዝሰንከሉ ድሕሪ ናጽነት ነዛ ሃገር ዘገልገሉ ናብራ ከቢድዎም ክትርእይ ከለካ ህልናይ የሳቅየኒ ልበይ ይደምይ ንብዕተይ ጠጠው ምባ ይአቤኒ ኩቡራት ኤርትራውያን ነዚ ጉዳይ ብመደብ እተ ዞሒናዮ ብሐባር አይከብደናን እዮ 🙏🏽ከለው ብሂወት ንሐግዞም ሂወት ሐጻር እያ ጥዑም ምግብን ጽቡቅ ክዳን ሐላፋ እዮ እዞም ምእቲ እዛ ሃገር አብሽግር ደለው ንሐግዝ 🙏🏽ዕድመን ጥዕና እግዚኣብሔር ይሃብኩም🙏🏽🇪🇷💕🙏🏽

  • @amannegus8465
    @amannegus84653 жыл бұрын

    እታ ምልእቲ ከይረኣኹዋ እዛ መደብ: ንብዓተይ ቀዲሙኒ..... ግን እንቋዕ ኣብ ኣፈፌት ምዕባለ ሃለና: ከም ሰሌን ንዕኡ ዝመስሉን ተጋደልትን ዋርሳይን እፎይታ ዝረኽቡሉ ቀሪቡ'ዩ:: ቴሌ ሓብረና: እጃመይ ከበርክት በታ ንእሽቶ ዓቕመይ....... ተጋደልትና ንበሩልና ኩርዑልና....🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sabasirak9765

    @sabasirak9765

    3 жыл бұрын

    ኣኩሪዕካኒ ወዲ ሪመይ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    ኣጆካ ባባ ሰሌ ባርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ደቅካ ' ንክብርቲ ብዓልቲ ቤትካ ክ'ኣ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ፡

  • @baqr4383
    @baqr43833 жыл бұрын

    ሰለሙን ንበዓልቲ ቤትካ መንግስተ ሰማያት ንዓኻ ድማ ምስ ኩቡራት ደቅኻ ጽንዓት ይሃብኩም።ከምቲ ዝበልካዮ ኣደ ብርሃን ገዛ እያ።ኣራራት ድማ ክትምስገኑ ይግብእ ነዞም ኣርካናት ሃገርና ምስ እዚ ሓደሽ ወለዶ ምልላይኩም።

  • @fqraaloablbiy3287
    @fqraaloablbiy32873 жыл бұрын

    ሰለሙን(ባርያ)ዝብል ምስ ርኣኹ ጥራይ ኣቐዲመ ቅድሚ ምርኣየይ ንኣብርሃም ኣደንቆተይ ገሊጸ ከም ዝነብዕ ፈሊጠ ከኣ ክርእያ ወሲነ ልክዕ ከኣ ንሱ'ዩ ክብሩን ስነ^ጥበባዊ ኣቦና ባርያ ጣዕሚ ዜምኡ ሰሚዕካ ዘይምኖ፡ቋዕ ገጽካ ርኣና 🙏 ♥️ ብዓል ዚኦም'ዶ ከምዚ ምኾኑ ተካል ሞት💔😰

  • @lulyabelay4604
    @lulyabelay46043 жыл бұрын

    ኣብሪሂሞ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ብሓቂ

  • @user-ow6jk1dd4h
    @user-ow6jk1dd4h3 жыл бұрын

    ኣነስ ኤርትራዊ ክበኪ ኣንድሕር ሪአ ሰክ ኢለ ምሱ ይነብዕ ነዚኣ ኣንዳ ጸሓፍኩ ከማን ይንብዕ ኣለኩ።

  • @robelafeworki4918

    @robelafeworki4918

    3 жыл бұрын

    Saket gumama

  • @hiwetghebreyohannes5752

    @hiwetghebreyohannes5752

    3 жыл бұрын

    U8⁸8

  • @hiwetghebreyohannes5752

    @hiwetghebreyohannes5752

    3 жыл бұрын

    8⁸⁸⁸⁸⁸88⁸

  • @alixanderhaile2367

    @alixanderhaile2367

    3 жыл бұрын

    Ajoka tuisehkelu kibezuhe eyu

  • @user-ow6jk1dd4h

    @user-ow6jk1dd4h

    3 жыл бұрын

    @@robelafeworki4918 tewali tgraway wahid

  • @eelias3043
    @eelias30433 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ንስነጥበበኛ ሰለሙን ባርያ። የቀንየለይ ንሰሌ ዕዱምካ ዝገበርካዮ። ደርፊ ናይ ባዓል ሰሌ ባርያ ሰሚዕካ ነዚ ምርኢት ናይ ሰለፍን ማዕኮርን ምርኢት ደርፊ ትፍንፍኖ።

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi4293 жыл бұрын

    ሰሎሙን ዮውሃንስ ባርዩ በታ ሙና ትብል ደርፉ ኢየ ዝፈልጦ ብጣዕሚ ንፍዕን ገድሚን ሙካኑ ሕጂ ይፈልጥ ኣለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ባርያ።

  • @weldat82
    @weldat823 жыл бұрын

    ሶሎምን ባርያ ኣዝየ ዘድንቆ ሰብ እንድዩ... እቲ ጋዜጠኛ ግን እውይ.... ብቕዓት ብስለት ኣለባብሳ ትሕትና.. 100% keep it bro.. i am proud of you..

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever99053 жыл бұрын

    እሰይ ከም ሽምካ እወ እሰይ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንፈጣሪ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ንዓበይትን ጠፊኦም ዝነበሩ ስነጥበባዊያን ሃገርና ኣብ መደብካ ዓዲምካ ተቅርበልና ዘላኻ ኣዚና ኢና ነመስግነካ .

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa73363 жыл бұрын

    ኤፍሬም ምኬኤል ምስ ኣብራሃም ትገብርዎ ዘለኩም መደባት መግለጺ ሲኢነሉ ኮሪዐልኩም

  • @asmerinonatey3503
    @asmerinonatey35033 жыл бұрын

    ሙዚቀኝታት ፈቴዮም ብፍላይ ሳክስ ታሃዊኸ ኮ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @godblesseritrea6062
    @godblesseritrea60623 жыл бұрын

    ኣብርሃም ንዓይ ጅግና ኢኻ ብሓቂ ንስርሑ ብሓላፍነት ዝውፈይ ጅግና ኢኻ፡ እቲ ምንታይ ሲ ከምቶም ካልኦት ጋዜጠኛታት ናብ ሰብ ዝና ዘይኮንካስ ናብ ዝወደቑ እሞ ክትስኡ ኣለዎም ኢልካ ትገብሮ ቃልሲ ብዓቢኡ ኣምላኽ ይሓግዝካ ቀጺለ ከይትሓለልካ ቀጽሎ ይብለካ ኣብርሃም ጅግና

  • @kudus7756
    @kudus77563 жыл бұрын

    ለዋህ ወዲ አሬ ነቢዕካ ኣንቢዕካና ዕድመን ጥዕናን ሓይሊ ይሃብካ

  • @awettesfazghi6119
    @awettesfazghi61193 жыл бұрын

    መርሓባ ኣብርሽ ሓውና ኣራራት ኣይትዶንጉዩና

  • @miktes4503
    @miktes45033 жыл бұрын

    ለካ ዋንኡ ከይፈለጥኩ'የ ነዚ ጥዑም ደረፍታት ዘስተማቕሮ ኔረ? 🤔🤔🤔

  • @berketbereket1232
    @berketbereket12323 жыл бұрын

    ባብ ሰሎሙን ንበረልና ፈጣሪ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣራራት አንተርተይንመንት ኣብ ሂወትኩም ኮነ ዕለታዊ ምንቅስቓስኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም።

  • @pawlo7733
    @pawlo77333 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ክትተባባዕ ዘለዋ ቻነል አያ ኩልና ደቂ ኤረይ ነዛ ቻነል ነዕብያ ኣራራት ከኣ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣይትዶንግዩና ከኣ ብ ህርፋን ንጽበያ ኣለና ።

  • @elsaembaye1787
    @elsaembaye17873 жыл бұрын

    አብሪህሞ ድማ ብሉጽ ስራሕ አይትጥፋአና ትዝሕል አለካ አብራሃም አምበስ ፍትውትው ነብለካ ደቂ ሃገርካ አጆካ🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷

  • @abrahameyob2871
    @abrahameyob28713 жыл бұрын

    ኣብርሂም ዓቢይ ሰብ እዚ ትጎብሮ ዘላካ ቀጽሎ ኣምላክ ይሓግዝ።

  • @fazumazuzaki9223
    @fazumazuzaki92233 жыл бұрын

    Sele Bariya asli 🇪🇷🙏G.B.U 👍👍

  • @samerajamel3694
    @samerajamel36943 жыл бұрын

    እዋይይይ ኣብራሃብ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ንፎዕ መንእሰይ እዚሰበኣይግ ናይባሓቂ ከብደይ በሊዑኒ 🙄😥 ኣጆኻ ዕደመን ጥዕና ይሃብኣ እበር ብዘይሰበይቲ ብዘይ ኣደዶ ጡዑም ናብራላዶ ኢልካያ ብዜኾነ ኩሉ ናይ ረቢ ፍቃድ ኢዩ

  • @saymonmekonen1120
    @saymonmekonen11203 жыл бұрын

    Abrihimoo ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ጠፊኦም ነበሩ ገዳይም ስንጥበባዉያንን ብምቕራብካ ኣዝዩ ዝድነቕ ስራሕ እዩ ኣጆካ ቐጽሎ

  • @elsaembaye1787
    @elsaembaye17873 жыл бұрын

    ስልየ ያሆ እዛዓለም ለክባጥ ክልተሳብ ተርኢካ ዋይ ሐወይ አጆካ አለና አብጎንካ ሐየት 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹ዓክ ዓክ ዓክ

  • @natsnettesfay8557
    @natsnettesfay85573 жыл бұрын

    አብሪሂሞ ትገብሮ ዘለካ አዝዩ አዝዩ ዝድነቅ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ

  • @awettesfalem1564
    @awettesfalem15643 жыл бұрын

    ኣብሪሂሞ መገለጺ ሲነልካ ኣቦናን ኣያናን ግርማ ስነጥበብን ዉጻዕ ማዓትን ጅግናን ብምጻካ ከድንቀካ ይደሊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ንኩልኩም

  • @nahomrasha3841
    @nahomrasha38413 жыл бұрын

    ኣብሪሂሞ ናይ ብሃቂ ጹቡቅ ስራህ ቀጽሎ

  • @nayzghibahabolom1990
    @nayzghibahabolom19903 жыл бұрын

    መቸም ኣብርሃም ናይዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ምድግጋፍ ብሰማይ ዓስቢ ከምዘለካ ዘጠራጥር ኣይኮነን ፡ካብ ኣብ መሬት ኣብ ሰማይ ዘሎ ዓስቢ ስለ ዝዓቢ ከይተሓለልካ ቀጽሎ።ዘይሃስስ ታሪኽ ትገብር ኣለኻ ብ ኣምላኽ ውን ቦታ ዘውህብ'ዩ ። ጅግና !!!!!

  • @timbem9189
    @timbem91893 жыл бұрын

    First I’m glad to see Solomon (Barya) , I can’t wait to watch all interviews, I already feel amazing, Abrahm you doing great jobs, the most I like about you respect! You respect people thank you

  • @Even_Media
    @Even_Media3 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️ well come deqi erey ኣምላኽ ጥበብኩም የብዝሓዮ #Ararat_Entertainment & ነዚ መደብ ዕውት ክኸውን ራሃጽኩም ዘፍሰስኩም ❤️❤️❤️🇪🇷

  • @funnyman9051
    @funnyman90513 жыл бұрын

    ሰብ ስረ ኣሕዋተይ ናዓይ ከብርሁ ንዘንትእለት ተፈሌም 😢 ሕጂውን ኣለናልኪ ኤረትራ ንኽብርኺ ብንጣብ ደምና እዛ ዘይትጽንቅቅ ዛራ ሩባ እዛ ዘይትበንን ድልዱል ዕርዳ እዛ ዘይትበርስ ሸጥ ማዓንጣ ባኣኺ ኮረዐ ኣደ ኤረትራ.

  • @haregusharegu7474
    @haregusharegu74743 жыл бұрын

    ዋውው ብሓቂ ንፉዕ ነዊሕ ግዜ ጠፊኡ ዝነበረ ስነጥበበኛ ብሃቀውታ ንጽበየኩም ብድሓን ምጹ

  • @rosahabtu1548
    @rosahabtu15483 жыл бұрын

    ኣዚዩ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ጥበበኛ ኣቦና ሰለሙን ባርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣራራት ብተቕርብዎ ዘለኹም ኣዚና ነምስግነኩም

  • @user-lq1eh3dc8y
    @user-lq1eh3dc8y3 жыл бұрын

    ናይ ዘበና ብሉጽ ኣቦ ❤️አድመይሃብካ ስሊ💕

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay38673 жыл бұрын

    Ararat jeganu medebatkum kef alewo kexlwo 👏👏👏👏💪💪🇪🇷

  • @samritube6
    @samritube63 жыл бұрын

    Abrhimo p/s aytdenguya eka bflay ab qedame senbet teteqrbelna bahhhhhh mbelena neru 🥰❤🇪🇷❤🥰🥰

  • @soliyanatesfagergish1005
    @soliyanatesfagergish10053 жыл бұрын

    Bunet nbat kedimni keyrakwa tesfa do ykoneka kemzi ktri koleka kalay eritrawi konka mfxarsi beka dess zbll eyu❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👑🇪🇷

  • @tsehayeghirmasion9980
    @tsehayeghirmasion99803 жыл бұрын

    Eti zfetwo dmxawi 💯❤❤❤❤❤👍👍amxikumlna thanks more Ararat.

  • @zbanayakulu
    @zbanayakulu3 жыл бұрын

    ብጽቡቕ የራኽበና ብደሓን ምጹ። ስነ ጥበብ ኤርትራ ንኽምዕብል እቶም ስነ ጥበባውያን ክባራትዑ ምርኣይ ዕቢ ጸጋ ዩ ። እሶም ዮም ከቢድ ቀሊል ፡ ሽግር ተስፋ ፡ ድኻም ሓይሊ። መከራ ራህዋ፡ በረኻ ገዛ ፡ ጥምየት ጽምኢ ዕንጋለት ርውየት ፡ ናፍቆት ስድራቤት ወዘትረፈ ሃብቲ ሃገርን ህዝብን ሂወት ዝኾኑ ። ብኣዳለውትን ተዓደምትን ንኾርዕ።

  • @user-lq1eh3dc8y
    @user-lq1eh3dc8y3 жыл бұрын

    ኣብሪሂሞ ናይ ንአሽተይ ኣቢ ስብ አድመን ጥአናን 💕🌹💕🌹

  • @Seysey770
    @Seysey7703 жыл бұрын

    ስነጥበብ ብኣካሉ ሰላሙን ባርያ

  • @eritreakebretey6255
    @eritreakebretey62553 жыл бұрын

    Wow Betami teum Demtsi amazing talent thank you for all your beautiful songs.they are a gift to us Eritreans. ❤❤❤🇪🇷🇪🇷.I notice a lot of our Eritrean have an amazing voice when they sing live.This is very rare worldwide....I don't thing we give them enough credit to these amazing talented people.

  • @johni7071
    @johni70713 жыл бұрын

    ባርያ ጥዑም ድምጺ ነፉዕ ስነጥበበኛ ግን እንታይ ይግበር ግዜ አይሐገዘክሙን ናብራ ጎቲኩም ምስ ብቕዓትኩም ካብ ስነጥበብ ከምዝርሐቕኩም ይርድአና እዩ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ግዜ ይመልሰልና ጻማኹም ትረኽብሉ

  • @kibreabhailselasi3883
    @kibreabhailselasi38833 жыл бұрын

    ኣብሪሂሞ ዓይነይ ከማካ ጌሩ ነዛ ነብሰይ ዘሐጎሳ የለን ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ዓበይትን ተፈተውትን ጠፊኦም ዝነበሩ ስነ ጥበባውያን ሃገርና ኣቅሪብካ ተቅርብ ውን ኣለካ ብምቅራብካ ውን ኣዝየ እየ ሑጉስ ናይ ብሓቂ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ሓቢብና

  • @dawitalazar2530
    @dawitalazar25303 жыл бұрын

    Legend Sele Baria

  • @mihretyemane7190
    @mihretyemane71903 жыл бұрын

    ክብረት ይሃብኩም ኣራራት ኢንተርተይመንት፡ ሰሌ ባርያ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ንክብርቲ በዓልቲ ቤትካ ድማ ኣምላኽ ኣብ ገነት የንብራ።

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56283 жыл бұрын

    What a golden voice. God bless you Abraham for the great and amazing work

  • @selamghirmai9181
    @selamghirmai91813 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዉሽጥኻ ዝሓቁን ሂወት እግዚኣቢሄር የጽንዕካ ክእለቱን ጹሮቱን ምሰ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ባርያ ምቅሉል ሰብ 😇❤️❤️❤️❤️💕🙏

  • @gereproduction
    @gereproduction3 жыл бұрын

    ኣብርሂሞ(ኣራራት) ተቅርብዎዘለኩም ዝንአድ እዩ"ሞ ክንጽበየኩም ኢና❤️🙏

  • @samelsam6365
    @samelsam63653 жыл бұрын

    Naye behak fully edman tenan yemanylk ❤️❤️❤️💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniam-sk9hc
    @biniam-sk9hc3 жыл бұрын

    Wawwww bulux aqerarba ms bulux enfetwo dmxawi thx....I can't wait❤❤❤❤

  • @bitewa.1801
    @bitewa.18013 жыл бұрын

    Well done brother appreciate!

  • @yoelmengstab6397
    @yoelmengstab63973 жыл бұрын

    ባባ ሰሌ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብርሂሞ ከኣ ጎይታ ይባርክካ ጸግኡ የብዝሓልካ ከምዚዕም ሰባት ስራሕካ ገዲፍካ ኣጽኒዕካ ድሕሪ ባይትዕም ኣጽኒዕካ ሞራል ምሃብካ ከማካ ይብዙሕልና ናይ ሕልና ሰባት

  • @tsehayyebio976
    @tsehayyebio9763 жыл бұрын

    Wowww Nice Job Aberham Brother God bless you

  • @filimonteklemicael4729
    @filimonteklemicael47293 жыл бұрын

    ዋው ኣብርሽ ብታሚ ጽቡቅ ናይቀደም ደረፍቲ ኣምጻልና ኣስኪ

  • @Mikimiki-tx4ql
    @Mikimiki-tx4ql3 жыл бұрын

    ደስ ዝብል አዩ ባባ ዕወጋብር ውላድ ኣለዎ

  • @helentekle2822
    @helentekle28223 жыл бұрын

    ክቡር ሃወይ ሰለሙን ብታዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ ጥዑም ደሃይ አድመን ትናን ይሃብካ አጆና ክንዕወት ኢና ደኪ ኤረይ

  • @sami-uc6cn
    @sami-uc6cn3 жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ኣብሪሂሞ ሓወይ ቀጽሎ

  • @danaithabtom9410
    @danaithabtom94103 жыл бұрын

    Abi & Ararat entertainment channel nay bhaki zedenk srah deki erey 🇪🇷keep going 🙏God bless you all🙏

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile54993 жыл бұрын

    ዓለም ጎደሎያ ባርያ ሓወይ ጽናዕ ኩላትና ናብኡ ኢና

  • @MthonaEriMedia
    @MthonaEriMedia3 жыл бұрын

    ስራሕ ሒዝካያ ኣብርሂሞ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ። ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @user-ml9jg7ot3e
    @user-ml9jg7ot3e3 жыл бұрын

    Abraham megelxi eko sienlka kulu tegbero zelka amalk edmen tenan yehabka. N Solomon barya ezi edel mehbkum thank you kulkum abzi senay serah zetsatfkum. I am proud to Eritrean 🇪🇷❤🙏

  • @debrutesfamariam7489
    @debrutesfamariam74893 жыл бұрын

    ሰሎሙን ባርያ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @luliaswork7399
    @luliaswork73993 жыл бұрын

    ኣብራሃም ቡሩኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel22663 жыл бұрын

    ኣብርሃም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽብቅ ሰራሕ ኣዝዮ ደሰ ዘበል ሰራሕ፣ ኣዝዮ ጥዑም ደርፍታት ዘይ ሙኖ ዘበናው ደርፍ ሰምዓካና ፣ከምዝ ገርካ ነዞም ኣቦታት መስዝ ሐድሸ ወሎዶ ክተላልዮን ታርኮምን ሰርሖምን ክትሰንድ ምክኣልካ ኣዝየ የመሰግነካ ትሰርሖ ዘሎክ ሰራሕ ቀልል ኣይኮነን ታርክ እካትሰንድ ዘሎካ ታርክ ካኣ እቶም ሰብ ታርክ ብህይወት ከለው ናብ ንእሰቶ ወለዶ ብክምዝ መልክዓ እንተ ተሰንድ ጠቃም እዮ ዝኮውን ደግመ ደጋግመ ጽብቅ ሰራ ቀጽሎ ክብለክ ይፍቱ ኣብርሃም ሃወይ

  • @efiman5781
    @efiman57813 жыл бұрын

    Wawww please kedam wey senbet awrdulna xbuk srah thank you

  • @awetokubay7759
    @awetokubay77593 жыл бұрын

    ኣታ አዚ ኣብራሃም ዝብሃል መንአሰይ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሰብ ዝጠፉኡ ዓበይቲ ኣርትስቲ ዘምጾም ዞሎ ደስ ይብለካ ደስታ ይሃብካ

  • @kirosyemane2009
    @kirosyemane20093 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ

  • @sms8733
    @sms87333 жыл бұрын

    We can't wait ኣብርሽ ቅልጥፍ በለና

  • @hyabfkri3790
    @hyabfkri37903 жыл бұрын

    Wawwww welcome deki ari werkawyan snetbebawyana 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @meraweizer3985
    @meraweizer39853 жыл бұрын

    እሴይ ተስፋጋብር ብጣዓሚ ካብ ልበይ ኩሉ ግዜ እየ ዝምስግነካ ባሓቂ ንፉዕ ሕልና ዘለዎ ሰብ እኻ።

  • @furtunamebrahtu3337
    @furtunamebrahtu33373 жыл бұрын

    Tsubuk sirah wed eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷👍👍👍🙏🙏🙏

  • @ingognito2560
    @ingognito25603 жыл бұрын

    Solomon my san name i like your name Good job sale keep going dad Solomon 👨 👍 👏 💪

  • @furtunaandom4572
    @furtunaandom45723 жыл бұрын

    Dmxu still amazing Baria legend ndhrit meliskana we love you deki erey

  • @meharigoitom8679
    @meharigoitom86793 жыл бұрын

    Wow ብጣዕሚ ድሕሪት መሊስካና we love ❤️ abrhimo keep It up ኣጁኻ ምስኻ ኣለና

  • @daniefrem5054
    @daniefrem50543 жыл бұрын

    I can’t wait...

  • @user-fe5vo4re9h
    @user-fe5vo4re9h3 жыл бұрын

    Ararat entairtainment thank you Esey ❤. Dehay Ftsum Alem(wedi Alem) gele kitdhssu kinxbe ena 🙏🏻

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae14063 жыл бұрын

    Abirahami bitaami tsibuki medebi aidimeni tsianani yohabika 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @ghebremeskelsolomon2269
    @ghebremeskelsolomon22693 жыл бұрын

    Great as always Abrihimo thanks for your creditable interview with Legant artist Selye(barya).Let's montivoited them.

  • @selamselam7545
    @selamselam75453 жыл бұрын

    Abraham btami nfue bejaka kemzom ngenzeb ilom fekdo chanlat zezrghu keytkwen hadera mara kbur seb ika moyaka kia kemu N Abona bderfu ye zfelto nere thank you so much Brüder😍

  • @hagosabrahale7356
    @hagosabrahale73563 жыл бұрын

    ባባ ሰልየ ይበል ድምጺ

  • @abelghebremedhn238
    @abelghebremedhn2383 жыл бұрын

    Abraham ንፍዕ ጋዘጠኛ በጣዕሚ !!ኣክሪዕካና ፡ነዞም ከውክብቲ ከይጠፉኡና ሓደራ !!!

  • @kudus7756
    @kudus77563 жыл бұрын

    ዋው ቁቡር ማዕድን

  • @eritreabest4834
    @eritreabest48343 жыл бұрын

    Waw selomun I love 💘 his song, i hope back with excellent voice

  • @angosomfisahaye7429
    @angosomfisahaye74293 жыл бұрын

    Välkommen ararat Entertainment i am the first give you comment 🤘🤘🤘🤘

  • @filmonmisghenagmailcom
    @filmonmisghenagmailcom3 жыл бұрын

    Betami des zebel befelay eseyy keyednekukuka ayhalefen edmen tinan yehabka

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56283 жыл бұрын

    I can’t wait to watch the full interview God bless you Abraham 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌🏻✌🏻✌🏻✌🏻🌺🌺🌺🙏🙏🙏👍👍👍❤️❤️❤️😷😷😷😷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @danaitghrimay3049
    @danaitghrimay30493 жыл бұрын

    Xnat yehabka snetbbawi baba solomun 💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber3 жыл бұрын

    Egzieabiher amlak edmen tenan yehabkum

  • @binyamyemane213
    @binyamyemane2133 жыл бұрын

    abrahm abi seb merci

Келесі