"ምስ ኤርትራ ምዕራቕ ፍፁም ኣይከኣልን ኣይኣምነካ ኣይትኣምኖ!' ቃለ መሕትት ምስ መምህር ፖለቲካ ሳይነስ ዩንቨርስቲ መቐለ ኣሰፋ ለኣከ (PHD

#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#ርእሶም_ገብረገርግስ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ስነ_ጥበባዊ_ርእሶም
#Artist_Ruesom_Gebregergs
#Mahlet_Gebregergis
#New_Tigrigna_Music_Mahlet_Gebregergis
#TDF
#Sene_21_TDF
#Eritrean_Movies

Пікірлер: 136

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513Күн бұрын

    መድሂነይ በጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ምኽንያቱ ቡቁዓት ሰባት እናቅረብኪ መፍቲሒ ንምምፃእ እትገብርዮ ዘለኺ ቃልሲ ንግስተሳባ ኢለኪ ኣለኹ ብኻድረታትን ብጥቅመኛታት ከይትስነፊ ሓደራ ሓቂ ጥቀጥን እንበር ኣይትብተኽን እያ ዶክተር ዘሃቦ መልሲ ኣነ ካፍቶም ኩሎም ዘቅረብክዮም ሰባት ኣብ ቅድሚት ሰሪዐዮ ኣለኹ ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ሙሁራት ዘለውና ኣይመስለንን ነይሩ እኒ ገላውዴዎስ ብሮፌሰር ተባሂሎም ክፅውዑ እነዚኦም ዶክተር ክበሃሉ አይግቦኦምን ነይሩ መድሂነይ ግዝያዊ ምምሕዳር ካብ ዝመፅእ ብፍላይ ጌተቸው ረዳ እና ጀነራል ፃድቃን ካብ ዝመፁ ዋላ ጉድለት የሃሉ እንበር ቅድሚ ንሶም ምምፅኦም ዝነበረ ነገር ፉሉጥ እዩ ምስ ኣባል ዓረና ሻሂ ሰቲኻ ኢኻ ተባሂሉ ዝእሰረሉ ግዜ እውን ነይሩ እዩ መድሂነይ እትገብርዮ ዘለኺ ቃልሲ ኣፍቲ ሽዑ ግዜ የቅትል እዩ ነይሩ ኣይኮነን ኣብ ትግራይ ከምዙይ ሙሁራት ክተቅርቢ ምእሳር ኣይኮነን ሂወት የኽፍል ነይሩ ትርር ኢልካ ነሓደ ካድረ እንተመሊስካሉ ዓረና ኢኻ ይመስለኒ እናተብሃለ ይሽቁረር ነይሩ ኣብርሃ ደስታ ዓረና ብምዃኑ ኣዲስኣበባ መፅዩ ኣሸባሪ እናተብሃ ዝተሳቀዮ ንፈልጥ ኢና ሎሚ ግን መፍቲሒ እኳ ኣይምፃእ እንበር ሓሳብካ ምግላፅ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ እቲ ሓሳብ ይምፃእ ህዝቢ ግን ባዕሉ ይወስን

  • @zenebeteka9810
    @zenebeteka9810Күн бұрын

    well explained.thanks

  • @sophiaali3933
    @sophiaali3933Күн бұрын

    Bravo ታዓወቲ መድሕን ሓፍተይ ብሃቂ ፅቡቕ ሕቶን ፍትሓውን ነይሩ ብወገንኪ እንተ እዙሙሁር ሓውና ግና ኣዚዩ ፅልዒ ዝዓብለሎ ፍትሓዊ ዘይኾነ ሓሳብን ፀለመን ንማንም ኣይረብሕን ኣብዙ ሕዚ ዘለኻዮ ደረጃ ዝበፃሕካ እኮ ስርዓት ሕዋሕት ዘፈጠሮ ስርዓት እዩ ብዙሕ ጌጋ ገይሩ እወ ብዙሕ ዕድል ትግራይ ሓምሺሹ እወ ግና ከም ቱ ዝገለፅካዮ ኣይኾነን ብዝኾነ ግና ምዝረብ ቀሊል እንተ ኺኢልካ ተወዲብካ ዝሓሸ ውድብ ፈጢርካ ንሕዋሕት እለያ መፍትሒኡ ንሱ እዩ ኣብ ሚድያ ጀግንነት ዋጋ ኣይብሉን

  • @yaredfantu-dz6dx
    @yaredfantu-dz6dxКүн бұрын

    Berta is a valid idea, I agree

  • @tsegayekassa8663
    @tsegayekassa8663Күн бұрын

    Likeable and great analysis that can address the problem of Tigray.Genuine transitional government that can fundementally change the political landscape of Tigray i.Getting rid of the problem of Tigray once and for all is the .remedy.We aspire and work for the best of Tigray.

  • @omerabdella8212
    @omerabdella82122 күн бұрын

    Shoes size 50

  • @GiGi-xo3kk
    @GiGi-xo3kk2 күн бұрын

    Everyone shouldn't be a member of the political party, but can give political analysis that supports the large public instead of supporting a single party and talking just promoting the party's agenda.

  • @user-ou2rd8oz1t
    @user-ou2rd8oz1tКүн бұрын

    መድሂን ንትገብርዮ ፃዕሪ የድንቕ። በርትዒ።

  • @Sawa-tv7cb
    @Sawa-tv7cb2 күн бұрын

    ቁምታ ከም ዘለና አንካዕ ፈለጥኩሞ የቐነየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫❤

  • @SemiraSalih-mm4pf
    @SemiraSalih-mm4pf14 сағат бұрын

    ልክነህ ወንድሜ

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema28562 күн бұрын

    ብራኸ ሸው ልተፈላለዩ ምሁራት ላብ መድረኽ ብምቕራብ ሓሳቦም ክገልፁ ብምግባርኺ ዲሞክራሲያዊነት እዩ ። ካብ ዶር። አሰፋ ለአከ ልቐርብ ልሎ መብዛህቱ ወቐሳ ፣ መርገምቲ እዩ ። መፍቲህዑ ካብ ባእሉ ጀሚሩ ምስ መሰሉ ምሁራን ኢሊት አኪቡ ክሙክር ይግባእ ። ብወቐሳ ፣ ብሀሜት ፣ ብፀርፊ መፍትሄ የብሉን ። ትግራይ ሕዝባዊ መንግሥቲ ምምሥራት እዩ መፍቲህዑ ። ብራኸ ሸው ጠንካራይ ሐቀኛይ ኢኽሞ እስቲ ነዋሪ ወዲሰብ መቐለ ሀምድላዩ አትዩ መውፂኢ ስኢኑ እለሞ ። ችግሩ ታይ እዩ ብምባል ቐበሌ ፣ ከፍተኛ ፣ከንቲባ መቐለ ጋዜጠኛታት ትኹራት ግበሩሉ ። የቐንየልና ካብ አሜሪካ

  • @user-xm8wn9mr6v

    @user-xm8wn9mr6v

    Күн бұрын

    መፍቲሑኡ ህወሐት ልባሀል ውድብ ምጥፉእ እዩ እዚ ክርደአኪ ዘይክእል ተኮይኑ ወይ ተምሀሪ ወይ ድማ ላብትግራይ ከይድኪ ቱችግር ኣብ ርእሲኪ ምስበፀሐ ክርደአኪ ተከአለ ሞክሪዬ መሀይም::

  • @WeredeShebu
    @WeredeShebuКүн бұрын

    መድህን ንህዝቢ ዝጠቅም መደባቅርቢ ❤❤❤❤

  • @TEEK4039
    @TEEK40392 күн бұрын

    Definitely, TPLF should be challenged!

  • @Tysongaming_2
    @Tysongaming_22 күн бұрын

    ቢጣዕሚ ወሳንን ወቅታውን እም ድማ መእገቢ ዝኾነ መልስን ህቶታትን ነይሩ ኸምዝይኦም ዝበሉ ተጋሩ ሙህራንን ኸምመድሂን ዝመስላ ቡልፃት ጠንካራ ናይ ሚድያ ሰባት ንትግራይና የድልዪና ንሀፍትና መዲህን ንሀውና ዶ/ር አሰፋ እድመን ጢዕናን ያሀብኩም ዛኹላይ ጓሂ ንዙ ህዝብና እዩሞ አምላክ ጓሒኹም ሰሚኡ ሀሳብኩም ይስመረልኩምቨ፣ ይብል ኽብሪ ይግበዐኩም ኽበሩ ንበሩልና ዐሕዋተይ ኹም

  • @user-si7wy1hc9l
    @user-si7wy1hc9lКүн бұрын

    Needs sound proof .no sound clarity.

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst31622 күн бұрын

    እቶም ውድባት ናይ ትግራይ ዲምክራሲያዊይን ኣይኮንን ንህወሐት ጥራሕ ትጥፋእ ንሕና ስልጣን ክንሕዝ ዝብሎ ኣብ ናይ ህዝቢ ሽግር ኣትዩም ክስርሑን ፀገማት ክፍትሑ ዘይኽእሎ ኣብ መቐለ ተጎሊቶም ደድሕሪ ህወሐት ዝኽትሎ መማሪፂ ሓስብ ዘይብሎም ንኹሉ ሕብረተስብ ኣብ ውዳበኦም ዘየብሎም ቁሽታዊያን እዩም:: መማሪፂ ኮይኑም ክቐርቡ እንተኾይኑ ሓሳባቱም ነፂሩም ክቐርቡ ኣለዎም

  • @user-xm8wn9mr6v

    @user-xm8wn9mr6v

    Күн бұрын

    @user-xm8wn9mr6v 0 seconds ago ተቃወምቲ ውድባት ከማከ ደንቆሮ አይኮኑን ህወሐት ከየጥፍእከ ዝቅረፍ ፀገም ከምዘየለ ይርዶኦም እዩ ስለዝኮነ ድማ ንከማከ አይነት መሀይም ናህወሐት ክፍአትን ድክመትን ከረዱኡ ላሕ ይብሉ አለዉ unfortunately ከማከ ዝበለ ሰብ ምብዙሑ ከቢድ ይገብሮ::

  • @ABEL1095

    @ABEL1095

    Күн бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ወሪድዎ ዘሎ ውጻዓ ውህሉል ፖለቲካዊ ውድቀት ሕወሐት ዝወለዶ ጥራይ ዘይኮነስ፥ ናይቲ ሕብረተሰብ መሰል ናይምሕታትን ን ሕውሐት በዝረከበቶን ዘይ ረከበቶን ውጺት ናይ ምጥቃዕን ዘወለዶ እውን እዩ ፥ ሕወሐት ዓቢ ደገፍ ዥነበራ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ካብ ነዊሕ ግዝየ ሱር ዘሰደደት ፓርቲ ጥራይ ዘይኮነትሲ ታሪክን ሞትን ህዝቢ ትግራይ መስዛ ፓሪት እዚኣ ዘተኣሳሰር አንኮ ዓብላሊት ፖለቲካዊ ሰልፍ ትግራይ ኮይና ክትራይ ኪኢላ እያ ፥ ሕውሐት ሕንቅቅቲ ፓርቲ እያ ፥ መን ይሐንቂቅዋ እንድሕር ተባሂኩ ከኣ ህዝቢ ትግራይ ኢዪ/፡ ካላይ ክትርደኦ/ ክትርድእዮ ዘለኪ ወይ ዘለካ ጉዳይ ዕብለላ ፖለቲካ ሕወሐት ኣብ ትግራይ ኢዩ ፥ሕወሐት ን ፖለቲካ ትግራይ ሕጂ ኣይኮነትን ብሒታቶ ነዊሕ ጸኒሐ እያ ህዝቢ ብ ፖለቲካ ኮነ ብ ሕቶ ልምዓት ከፈታተና ኣይከኣለን ንኣብነት ሕቶ ማይ ህዝቢ ከተማ መቐለን እክሱምን ኣብ 27 ዓመታት ክትምለስ ዘይከኣለት ፖለቲካዊት ወድብ ወን አያ እዚ ክንብል ከለና ግን ሕወሐት ዘድምዓቶም ሰራህቲ ትምህርትን ጥዕናን የለዉን ኢልካ ኣይከሐድን ኢዩ። ግን ሕወሐት ሕንቅቅቲ ሰለ ዘነበረት ዕዮ ግዝኣ ከይሰርሐት ናብ ቤት ትምህርቲ ትመላለስ ተማሀሪት ነይራ ኢልካ ክትገልጻ ትክእል። ናይዚ ኩሉ ጠንቂ ግን ስንፍና እታ ፓርቲ ጥራይ ዘይኮነሲ ሕዝቢ ትግራይ ወን ተሐታቲ ኢዩ ።

  • @MomedMomed-uc6zw
    @MomedMomed-uc6zw2 күн бұрын

    በራኸ ኩሉ ግዜ ኣብናይ ህወሓት ወይ ድማ ንህወሓት ፀርፊ ኩሉ ንገር ንህወሓት ምግላል እትገብርዎ ኹነታትኩም ንዓኹ ካምቲ ኪኢላታት መሲልኩም እተቅርብዎ ዘለኹም እናተኸታተልኩዎ እየ ይኹን እምበር ብዙሕ ዘይትፈልጥዎ ነገር ብዙሕ ካምዘሎ ንኽትፈልጡ ድማ ክትፅዕሩ ኣለኩም ካሊእ ወሰንቲ ንስኹም ኣይኮንኩምን ወሳኒ እቲ ውፁዕህዝቢ እዩ ንስኻትኩም ንስኻትኩም ይኹን ህወሓት ናይህዝቢ ውሳነ ክትውሰኑ ኣይትኽእሉነ እዙይምኻኑ ፈሊጥኩም ምፅልላእ ከይኮነስ መእኸል ዝኾነ ሓሳብ በተለይ እቲ ናይሎሚ ወለዶ ካብቲ ናይቀደም ታሪኽ ተሞክሮ ወሲዱ ናይ ዓለም ኩነታት ኣገናዚቡ ምሰናይ ትግራይ ኣገናዚቡ ዝኸይድ ወለዶ ነኽንፈጥር ክንፅዕር ኣለና

  • @user-pf2iw2mn9z
    @user-pf2iw2mn9zКүн бұрын

    ብሓቂ ብሱል ፖለቲካ ዘለዎ ሙሁር

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970Күн бұрын

    ዝገርም እዩ; ህዝቢ ትግራይ መስመር; መትከል; ዕላማ ህውሓት ዝብልወን ናይ ጥምቀት ቃላት ክሕሉ ጠፊኡ ኣበነብሲ ናይዘን ቃላት በዓል ኣቡነ መልኣኩ ድማ ከይሓፈሩ ዝፈረሰ ቤተ መቅደስ ብሓዱሽ ክንዲ ምስራሕ ንዕኡ ክጠጋግኑ መሊኡ ክሳብ ዝዓኑ ኣብኡ ሕብይብይ ክብሉ መሪፆም ኣለው::

  • @Abelab642
    @Abelab6422 күн бұрын

    Thankis መምህረይ ናይ ባሓቅ መምህር❤❤❤❤

  • @abrahamworke4903
    @abrahamworke4903Күн бұрын

    ምሁር መፍትሒ ሓሳብ ኣቕርብ። ተዘይኮይኑ ተራ ናይ መንገዲ ሓሜት ኣኻኺብካ ምዝራብ ህዝቢ ተጽግበኒ ቅጫ ኣብ ሞቕልኣ ከላ ኮይኑ ነገሩ። ጋዜጠኛ መድህን ሓደ ሓሳብ ዘለዎ ካብ ምቕራብ ገጽ ን ንገጽ ምስ ተጻራሪ ሰብ ተተቕርቢ ህዝቢ ምፈረደ ብፍላይ ከምዚኦም ዓይነት ምሁራት ዕርቃኖም ምወጽኡ። ናይ ፋኖ ምሁር ኮይኑ ተሰሚዑኒ።

  • @SemiraSalih-mm4pf
    @SemiraSalih-mm4pf13 сағат бұрын

    Thank you tplf

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr76752 күн бұрын

    🙏❤❤❤💊

  • @user-dk7rp5fu8g
    @user-dk7rp5fu8g2 күн бұрын

    ኩል ዶክቶር ኮይኑ ' ሓቅነት ኣለዎ ድዩ ! ዋይ ጉድ

  • @kumnegerredae9742
    @kumnegerredae974215 сағат бұрын

    After removing TPLF who will safeguard Tigray? What other alternative do you have? How do you see the vacuum after TPLF? ...I know Asefa (Dr.) had been supporter of TPLF when I was opposing. We have to be wise before removing TPLF.

  • @omerabdella8212
    @omerabdella82122 күн бұрын

    HASHAWTI

  • @bekindtoyourself1817

    @bekindtoyourself1817

    Күн бұрын

    ሰረቅቲ ማንካ ጎማ ጀሪካን

  • @gebremedhinnegash9898
    @gebremedhinnegash98982 күн бұрын

    Thank you M.G/slasie After TPLF took the lead in Tigray no democratic government, state of Tigray has 3 communities borders 1 Sudan west 2 Somalia east 3 Agew south 4 Red Sea north In Tigray any political parties must have their policies,this our vision and strategy for Tigray I don’t understand teacher said that Melees was a good leader For Oromo for amahara Yes but he was enemy for the Tigray.

  • @awetkb709

    @awetkb709

    Күн бұрын

    Which tigray is this 😂😂😂 this dream will shrink and disappear z klil!

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi2 күн бұрын

    የቐንየልና መድህን ዓይነይ😍

  • @mohammedsaid8002
    @mohammedsaid8002Күн бұрын

    Veryvsrygooddiscationigotgoodidea

  • @mikeb2979

    @mikeb2979

    18 сағат бұрын

    Have you ever heard of the space bar ? It’s a button that creates space between words when you type

  • @anisaany6039
    @anisaany60392 күн бұрын

    ❤❤❤❤💊💊💊

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst31622 күн бұрын

    መድህን ግን እምድያ ሒዝኪ ንህወሓት ጥራሕ ክትቅጥቅጥ ትውዕሊ:: ንፊዕቲ ጋዜጠኛ ተባሂልኪ ቂመኛታት ክትኣሪይ ትውዕሊ ምስ ህወሐት ኮይኑ ዝተቓለሱ ናይ ህወሐት ኣባላት ዳኣ ዘይተቐሪቢ ሚዛናዊ ክትኮኒ ምእንታን

  • @user-br5kk1mz7h

    @user-br5kk1mz7h

    2 күн бұрын

    ኣታ ደንቆሮ እንታይ ድያ ነቲ ዝዓበየ ስልጣን ዘለዎ ንስኻ ከም ደራፋይ ጥራሕ ትፈልጦ ተጋዳላይ ጠርጣራው ቃለ ምሕተት ጌራ ዶ ኣይነበረትን እምኒ

  • @user-ou2rd8oz1t

    @user-ou2rd8oz1t

    Күн бұрын

    ብዓርሰ እምነት ኣብ ብራኸ ሾው ቀሪቡ ክሙግት ዝኽእል ላዕለዋይ ባዓል ስልጣን ሕውሓት የለን። ምኽንያቱ ኩሉ ነናይ ባዕሉ ቁስሊ ኣለዎ።

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h2 күн бұрын

    መምህረይ ጉዳይ ስርቅን ፍትሕን ናይ ህወሓት ስሒትካያ ምኽንያቱ ህዝቢ ኣንፀርፂሩን ፈሪሑን መገዛእ ዓዱ ስለዚ እዚ ኸ ናይ ምንታይ ፀገም ይኸውን

  • @visitaleck
    @visitaleck2 күн бұрын

    Asse Man

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu7002 күн бұрын

    👍👍👍👌👌👌❤❤❤

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9rКүн бұрын

    እዞም ዶ/ር ፅቡቅ ሓሣብ ኣለዎም። ግን ዘረበኦም ኣይሥማዕን። መልሓሶም ኮልታፍ ይመሥሐኒ። መድሕን 30 ዓመታት ረጊፁና ዝበልክዮ ጌጋ ይመሥለኒ። ዓድና ቅድሚ 30 ዓመታት ኣበይ ኔራ ድሕሪ 30 ዓመታትከ ኣበይ ኣላ? እታ ውድብ ዝሠርሐቶ ዘርዚርካ ክውዳእ ኣይከኣልን።

  • @goitom19
    @goitom19Күн бұрын

    ካብ ህግደፍ ንላዕሊ ወያነ ወያነ እንዳበለ ዝዓፈረ የለን ውፅኢቱ ድማ ከልብን ገመልን ኮይኑ ርኢናዮ:: ሎሚ ድማ ኩሉ ሽግር ህወሓት ሀወሓት ዝብል ዝደጋገም ኣሰልቻዊ መድረኻት ይበዝሕ ኣሎ እሞ ብዝያዳ እቲ ህዝቢ ህወሓት ክፈቱን ክድግፍን ዝበረታትዕ እዩ ዝመስለኒ::

  • @GhirmayKahsay-vm2os
    @GhirmayKahsay-vm2os2 күн бұрын

    MEDHIN you are BRAVE COURAGEOUS WHO ASKS THE RIGHT legitimate current .QUESTIONS YOU ARE THE BEST JOURNALIST IN ETHIOPIA AND TIGRAY.NO ONE COMES CLOSE TO YOU.THANKS

  • @woldekidanitbarek9514

    @woldekidanitbarek9514

    2 күн бұрын

    ንክልቲኡ ህዝብታት ዘጽነተን ዘጽንት ዘሎን ንንብረታቶም ዘዕነወን ዘዕኑ ዘሎን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብታሓታትነት ናብ ፍርዲ ቀሪቡ ካብ ስልጣኑ እንተ ዝእለ ኣብ ኤሪትራን ትግራይን ጥራሕ ዘይኮና ኣብ ኩለን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ሰላም ምስነገሰ ነይሩ :: ህውሓት ኣብ ደሞክራሲ ዝኣምን ትግራይ ብደሞክራስያዊ ሕጊ ክትምራሕ ዝኣምን ውድብ ኢዩ :: ኣብ ትግራይ ዘሎ ደሞክራሲ ኣብ ኤሪትራ እንተዝህሉ ነይሩ ሽግር ናይ ኤሪትራን ናይ ትግራይን ብቐሊሉ ምስተፈትሐ ነይሩ :: ተጋሩ ብዘለዎም ናይ ደሞክራስያዊ መሰላት ሙስጉናት ክኾኑ ይግባእ :: ከምቲ ኣብ ትግራይ ዘለኩም ደሞክራሲ ኣብ ኤሪትራ ፈጺሙ የለን :: በዚ ተጋሩ ክትኮርዑን ክትሕጎሱን ይግባኣኩም :: እዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ጸገማት ብሰንኪ ኣብይ ኣሕመድ እምበር ብሰንኪ ህውሓት ኣይመስለንን ::

  • @worldcomm9842
    @worldcomm98422 күн бұрын

    ስዕረት ማለት ምግላጽ ኣብይኪ ንዝመጸ ሰብ ምሕታት. ዝበኣሰ ከኣ ንሳቶም ኮለል።

  • @user-vh6ho6pl7d
    @user-vh6ho6pl7dКүн бұрын

    ህወሓት ውድብ እዩ ህወሓት ፀገም ትግራይ አይኮነይ ልዝይውን ናይ ባዕሉ ልሳን ዘለዎ ውድብ እዩ ትዋና ፀገም ዘሎ አብታ ውድብ ዘለው አባላት ብዘኩሮፍ ቁፅር ፅላመ ይጅምሩ እዝውን ናይ ውልቀሰባት ፀገም እምበር ናይ ውድብ አይመስለኒ ካልእውን ግለሰባት ምፅላአ ይካአል ግለሰብ ብዝክሮፈ ናብ ውድብ ምጥማት አድላይ አይመስለኒ

  • @awelkhairadam7183
    @awelkhairadam71832 күн бұрын

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay2 күн бұрын

    Hwahatn shaebian nay hanti santim klte gex eyom eti hade sereja ab eritrea alo eti kal e sereja ab tgray alo ezom klte gorahat nsltanom ember nhzbi zrebhu aykonun

  • @user-xh4dp6ij4r

    @user-xh4dp6ij4r

    Күн бұрын

    sereja ? እንታይ ማለት'ዩ ? ብዝኾነ ግን ሻዕቢያን ወያነን ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታቶም ብዚፍጽምዎ ዓመጻትን ገበናትን ጥራሕ'ዮም ዝመሳሰሉ ። ብዝተረፈ ግን ገዘፍቲ ፍልልያት ዘለዎም ውድባት'ዮም ። ኣብ ኤርትራ ሓደ ርእሲን ድልየትን ጥራሕ ዚውስኖ ብሓደ መላኺ ውልቀሰብ ጥራሕ ዝቖመ ሓደ ዓንዲ ጥራሕ'ዩ ዘሎ ፣ ንሱ ኣብ ዘይህልወሉ እቲ ስርዓት ስለ ዘይህሉ ናይ ግዜ ሕቶ ጥራሕ'ዩ ። ኣብ ትግራይ ግን ፡ ወያነ ሓቢሮም ዝዝትዩን ዝተሓጋገዙን ብዙሓት መለኽቲ ብዝውንንዎም ብዙሓት ዓንዲታት ዝቖመ ውድብ ስለዝኾነ ፡ ሃደሽደሽ ንኸይብል ውሕስነት ዘለዎ ውድብ'ዩ ። እቲ ናይ ተንኮል ተኣምር ጥበበኛ ዝኾነ ኣቢይ ኣሕመድ እውን ፡ ብቐዳምነት ንኣምሓራ ሓቚፉ ንትግራይ ድሕሪ ምልማስ ፡ ቀጺሉ ንኣምሓራ ኣዳኺሙ ንኸንበርክኽ ብዝወጠኖም እኩያት ሽርሒታት ፡ እነሆ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ምስ ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ግምቱን ዓቕሙን ዝኾነ ኲናት ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ መድረኽ ፡ ሓገዝ ትግራይ ስለዘድልዮ ንህወሓት ዳግም ንኽድልድል ዘታትዮ ዘሎ ።

  • @mekonnengurmesa4121
    @mekonnengurmesa41212 күн бұрын

    ወንጀል ክሳብ ዝፍፅሙ ዕድል ይወሃቦም ድዩ ? እቲ ዝሕሽ ወይስ ነቲ ወንጀል ይፍፅም እዩ ዝብሃል ወንጀል ካብ ምፍፃም ጠጠው ክብል ምቅላስ አየናይ እቲ ዝሕሸ

  • @user-zw2xf9qb2i
    @user-zw2xf9qb2i2 күн бұрын

    Why is almost all high educated tigraians are students of political science?

  • @streetcorner1738

    @streetcorner1738

    2 күн бұрын

    99% of Ethiopians credentials are forged. Imagine the PM and ex Tigray governor have PhD

  • @user-nq8ev7bz6k
    @user-nq8ev7bz6k2 күн бұрын

    Zereba zHawawus Haqin Hsotn nay abotatka iyu . Iti Haqi gn " kab guiyiy mwuAl ksad mHaz " iyu Shaebia zserHo SraH . Shaebia ab Kulu kuinat demsisukum Hanti village Hizkum seirna tblu . MesHaq iyu .... Itia Village ewun wesiduwa ! 😂 🤕 Tigray n Dergi Sierom ?! Zgerim iyu ! 19 Kifle serawit dergi ab Eritrea mis Shaebia tewagiu . 1 Kifle Serawit dergi ab tigray mis weyane tewagiu . Nsa iwun Aqmi Sienom Shaebia ab Shire indasilassie kab Dergi AdHinu 4 Kilo abtsiHuwom ! Hade tigraway haqi kzareb semie . " Kulu Missile , RPG , Etc . Shaebia wesidomo , nHna tegaru tserfi gn zgedefnalom yeblnan ."

  • @-dg3wc
    @-dg3wcКүн бұрын

    ክክክክ ህልም ይበል

  • @amociyasproduction4166
    @amociyasproduction41662 күн бұрын

    ካብ ሕውሓት ልገደደ ሓምሓም ሒዝክልና መጺኪ

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene26502 күн бұрын

    Medhin is a great journalist.🎉🎉

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye51082 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @natanyihdego3150
    @natanyihdego3150Күн бұрын

    He should better be a pastor rather than consider him as an intellectual/Dr/ in any country there is no any party that loose his power simply for nothing in the way he preaches. I think he feels as a member party, illusional & pessimist

  • @gebremedhintimo6695
    @gebremedhintimo66952 күн бұрын

    አነ ዝገርመኒ ኩሉ ምሁር እየ በሃሊ ናብ ህዝቢ ንክቀርብ ፖለቲካ ክትንትን መመዘኒኡ ሕዋሕት ምፅራፍ እዩ እዙይ እንታይ የማላክተካ ስልጣን እንተዘይ ሒዝካ አብትግራይ ክትሰርሕ ከምዘይትኽእል እዩ ካብሕዋሕት ዝሐሽካ ንክትኸውን ሰሪሕኻ አርእየና እንተዘየሎ አይተሕምመና

  • @user-ou2rd8oz1t

    @user-ou2rd8oz1t

    Күн бұрын

    ሓወይ ሰሪሕካ ንኽተርኢ ዘስርሕ ባይታን ሃዋህውን የድሊ።

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria21 сағат бұрын

    ጋዘጠኛታት ኮይኖም ንዝፀልኦ ፓርቲ ዝወቅዑ ወይድማ ብዝፀልእዎም ሳባት ገይሮም ክወቅስሎም ዝደልዩ ናይ ሚድያ ሰባት መድህን ምስ ግደይ አኽሱማዊት ሚድያ ሚዛናዊ ኩኑ ብዝተረፈ መድህን ቅር ከይብለኪ ሪኢቶ ሃናፂእዩ

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile74182 күн бұрын

    ኣብ ሰብ ተቕየሩ። ከም ሰብ ሕሰቡ። ስሹዓት ኣይትኹኑ። ሰርቅን ሓሶትን ግደፍዎ። ስርቂ ከም ሞያ ጌርካ ምሕሳብ ግደፍዎ።

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst31622 күн бұрын

    እዚ ስብኣይ ሙሁር ኮይኑ ንጌጋታቱ ክንዲ ዝጥምት ናብ ካሊእ የስግሩ ዝገርም

  • @JohnAmare
    @JohnAmare2 күн бұрын

    This is not true you are only sending messages to the people

  • @haregeweinihabte2483
    @haregeweinihabte24832 күн бұрын

    Xelaeti hizbkum baelkum ekum…….💔enda Juntit…💔💊 Bishim shaebia tishiqtu nerkum…..🤔hji ke dea…..🙈🥹😀 Kkkkkkkk

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum69522 күн бұрын

    እሱ እዩ እቱ ሓቂ!

  • @titi1401
    @titi14012 күн бұрын

    Hiwehat kab tebel kab hiwehat zehasheka kun::

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4ypКүн бұрын

    ፦ ክንዲ ህውሓት ከምዘየለ እኮ ፍሉጥን ተፈሊጡ ዝሓደረን እዩ። ጥንካረ ህውሓት አብፀላእትን ፈተውትን ኮፍ ኢሉ ትረኽቦ ኢኻ።ምትንታን አየድልን።

  • @salomonhaile881
    @salomonhaile881Күн бұрын

    Tgrawot hji dew elkum hsebu ezi belih seb ayitkseruwo ni dagme hwiyet hzbi gazetena medhn kea degagimki ktezeraribyo emhsteni gorebiyetkum hawkum xbuq hasab busul aziye emesgen

  • @thomasbelay6620
    @thomasbelay66202 күн бұрын

    Tarikum bgubue sle zeytfeltu kolell tbilu 😂😂😂shabiya eyu n derg sieruwo shbaiya n weyane tewekimu adiss abeba abxihuwo 😂😂😂😂😊

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay2 күн бұрын

    Very articulated person

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria2 күн бұрын

    አብዛ coment ሪኢቶ ወሃብቲ ንምንታይ ህግደፋውያን በዚሖም ድልየቶም ሓሳቦም ስለዝተልዓሎም ንሱታዩ ሕወሓት ንምውራድ ስለዝፈትዉ ዩ

  • @user-tm9uh2ns9d
    @user-tm9uh2ns9d2 күн бұрын

    ናብነት ናብዙይ ብራኸ ቮው እካዳኣስ ቡዙሓት ሙሁራት ይመጹ ዶ ለውይ

  • @AAA-kc7jj
    @AAA-kc7jj2 күн бұрын

    ዶክተር እቶም ተናሓናቲ ውድባት ንህዝቢ ትግራይ ዝምጥን ሓሳብ ስለዘይብሎም ሓጋዚ የብሎምን: ሓገዝ ገዛ ክራይ ፀገም እንድሕር ኣሊዎም ከፊልካሎም ዶ ትፈልጥ?

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah46082 күн бұрын

    HARMFUL AND DANGEROUS ACT

  • @kiflymerhu832
    @kiflymerhu832Күн бұрын

    TPLF and his foreign Masters were responsible for the mess and havoc in the Horn. Harvest what you sow. Talk without action is worthless.

  • @adonay7097
    @adonay70972 күн бұрын

    1:19:46 ጥዕና ይጎድለኪ ይመስለኒ፡ አብ ክንዲ ኮንስትራክሽ ዓዲ ትሰልጢ ፡ዲ ዲኮንስትራክሽን ዓዲ ንምንታይ ተፀሚድኪ? ህወሓት ንምፍራስ ተዓሲብኪ ትሰርሒ ተሓሊኪ ቀዲሙ ፀላዒዑ ዘፍርስ እዩ፡ ጀግና እዚ እዩ😢 ታሪኩ፡ ወጠም ጠም አይትበሊ፡፡፡፡❤

  • @Araya.wedikeshi

    @Araya.wedikeshi

    2 күн бұрын

    ሱቅበል ካድረ ወጣም ንስኻ ኢኻ 🤨

  • @teshag2006

    @teshag2006

    2 күн бұрын

    TPLF is a mafia group

  • @mulalemzenebe2958
    @mulalemzenebe29582 күн бұрын

    Tsibuk gize neyrkum hadabu kulu hakawinet alewo

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst31622 күн бұрын

    እዚ ጋሻኺ ፖለቲካዊ ውዳባ የብለይን ይብል እሎ እቲ ዘቐርቦ ዘሎ ሓሳባት ሒዙ ጠንኪሩ ዘይቃለስ ህወሐት ክልኪላትና ይብል ቃልሲ ዳኣ ሎሞፅ ድዩ እዞም ናይ ዓድና ሙሁራት ክሳብ ፒኤች ዲ ክማሃሩ ተለማሚፆም ዝነብሩ መቐነት ኣደይ ኣሕንኩሊን ዝብል:: ህወሐት ደኺማ እያ ተባሂሎ ድዩ:: ብዛዕባ ህወሐት ንኣባላት ህወሐት ይግደፎሎ:: ሙሁራት ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ብተግባር ይስርሑ

  • @trustworthy6227
    @trustworthy62272 күн бұрын

    መግርም ህወሓት ዝድንድና በዚሑ!

  • @berekethagoshagos4889

    @berekethagoshagos4889

    2 күн бұрын

    ዝወደቐያ ገረብሲ ምሳር ይበዝሖ!!!!!

  • @alemdesta4923
    @alemdesta49232 күн бұрын

    መድህን ፡ ክትርድእዮ ዝግባእ ፡ ይትተፍ ዶ እቲ ረዚን ሰራሂ ታሪኽ ዝኾነ ህዝቢትግራይ ፣ ካልእ ዝኾነ ይኹን ህዝቢ’ውን ፡ ከምጥፍኣተኛ ገይርካ ክትፈርዶ ፡ ጌጋ’ዩ ። ንህዝቢ ዝመርሕ መንግስቲ’ዩ ፡ ንጥፍኣት ኮነ ንህንፀት ፡ ሓላፍነት ዝወስድ ። ስለ’ዚ ፡ ንህዝቢትግራይ ፡ ዝገዝኡዎ ዝነበሩን ዘለውን ፡ መንግስቲ ደርግ/ኢሰፓ ፣ መንግስተ‍ኢ ህወሓት/ኢህኣደግን ፡ ከምኡ’ውን መንግስቲ ብልፅግናን ፡ እዮም ሓላፍነት ዝወስዱ ። ምኽንያቱ ፡ ንሳቶም’ዮም ፡ ብሽም ህዝቢ እንዳሸቀጡ ዝሓዝዎ ስልጣነ መንግስቲ ፣ ብግልባጡ ንዓፈናን ወፅዓን ህዝቢ ዘውዓሉዎ ።

  • @user-tm9uh2ns9d
    @user-tm9uh2ns9d2 күн бұрын

    ጌታቸው ረዳ ግን ዝበለጸ ዩ ንሱ ካብ ሕውሓት ይመረጽ ካልኦቶም ይትረፉ

  • @emahatienaressie5300
    @emahatienaressie53008 сағат бұрын

    ኣብኣ ኣለተካ ሕወሓት'ሲ ድርቅና ኣለዋ እዩ ኣይ'ባህሪ ኣመንዝራ እንዱ ዘለዋ ሕወሓት ኣይትፈልጣን ኢኻ

  • @adonay7097
    @adonay70972 күн бұрын

    መድህን መስመር ትጥህሲ አለኪ ከይኮነስ ትዓብዲ ኢኪ ዘለኪ፡ ቃልሲ ትግራይ ብዓኪ ንድህሪት አይምለስን ፡ ወንጀልን ኢሞራልን ጠጠው አብሊ

  • @teshag2006

    @teshag2006

    2 күн бұрын

    Lemas cadre

  • @Seb15

    @Seb15

    2 күн бұрын

    እንታይ ማለት እዩ መስመር ትጥሕሲ ኣለኪ ብመድህን ዝተጣሓሰ መስመርከ እንታይ ሳዕብየን ኣምጺኡ ?

  • @GiGi-xo3kk

    @GiGi-xo3kk

    2 күн бұрын

    Stupid

  • @JohnAmare
    @JohnAmare2 күн бұрын

    Werada stop laying

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952Күн бұрын

    ሓደ በይኑ ጌታቸው ረዳ የሰጋግረና እዩ!! እቱ ዝሓሸ ናይ ለውጢ ሰብ ንሱ ጌታቸው እዩ።

  • @user-xz2ch2hr6e
    @user-xz2ch2hr6e2 күн бұрын

    We Eritriean tehagusinae Bine Eritreawi kemzi eie 😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😂

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i2 күн бұрын

    የቀንየልና መድህን! እዚ ማፊያ ጉጀለ ኣብቁዑ እዩ። ወድባት ትግራይ ክናባራተዐን እዩ ዝግባኢ በሊሕቲ እና ኣመትቲ እየን!

  • @gebremedhinhadera4652

    @gebremedhinhadera4652

    2 күн бұрын

    ,,

  • @abono9160
    @abono9160Күн бұрын

    ብራኸ ሾው እቲ ሓቂ እና ፈለጥኩሞ እንድኹም ክትረግፅዎ ትፍትኑ ግዳ ሕዋሓት ዝባሃል እንስሳ ክፍጠር ከሎ አጓል ኣታሓሳስባ ሒዙ ዩ ተፈጢሩ.ንህዝቢ ውን ከምኡ ፈላሊኻ ግዛእ ዝሕመረቱ ከምኡ ኣብ ፅውፅዋይን ኣብ ዘየለ ፈኸራን አንነትን በላይነትን ብቢሔር ብእንዳ እና አላተመ ግዳይ ክገብሮን ጸኒሑን ኣሎ።ንጎሬቤትካ ንዓፋር አናሳ ንኦሮሞ ጋላ ቱሑቱን ዝግዛእን ንኣማራ ጽንፈኛ ንሀገር ኤርትራ ድማ እቲ ንስኹም ትብልዎ ከም ንፈልጦ ?ስለዚ እንታይ ፁቡቅ መልሰ ተግባር ክመፅእ ትጽበ ።ሕጂ ውን ፓርትታት ናይ ትግራይ ዝአጎለ ኣተሓሳስብኦም ።ብከመይ ዩ ክዕረ ትጽበይዎ ።እረ በይዛኹም ልኸውን ነገር ሕሰብታ ንህዝብኹም ክትብሉ ንቀጻልነትኩም ክትብሉ ።እዚ ላሓለፈ ለባማትን መስተውዓልትን ስለ ዝተሳእኑ ዮም።ተበራበሩ ኢድ ምውጥዋጥን ምንእአስን ፈኸራን ግደፉ ።አብ ዘየለ ነገር ብሱሩ አይንበርን።

  • @user-pf8mi8ke4q
    @user-pf8mi8ke4qКүн бұрын

    መድህን ነተን ውድባትውን አብ ውሽጠን አትዩ ዝብትነንኮ ህወሓትዩ ፣ ጥንካሬ የብሎምን ኢወ

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye052 күн бұрын

    ሕውስውስ ዝበለ ወግዒ፤ ዝራኸብን ዘይራኸብን ኣይተተሓሕዝ። እታ PhD ትፃረየልና።

  • @user-xn4mh2yd8w

    @user-xn4mh2yd8w

    Күн бұрын

    @@Berekettesfaye05 ምስ ነብስኻ ተዓረቕ ሓቂ እናመረረካ ተቐበል

  • @user-tm9uh2ns9d
    @user-tm9uh2ns9d2 күн бұрын

    ኣነም ሕወሓት ያኽሎም!!!!! ቡዙሓት ሙሁራን እለው

  • @birhanehidug6175
    @birhanehidug6175Күн бұрын

    In Tigray being elite or Politician is insulting TTPLF. It is Unfair to insult TPLF by such like of person (Disordered). When you open your mouse you are introducing with the world. This guy have disorder problem.

  • @peacetoall8451

    @peacetoall8451

    Күн бұрын

    Please tell us something that he mentioned about TPLF is distorted facts. TPLF has to go, they are responsible for all these destructions since they took power. They have done something for Ethiopia but not for Tigray. They are all pigs

  • @felegeselsm5969
    @felegeselsm5969Күн бұрын

    ነቢብ ጥራይ ፍረ ዘይብሉ ስራሕ እዩ። እዚ ጥራሕ ትምህር እንድሕር ኮይንካ፣ ትግራይ ክንደይ ተዛረብቲ ፖለቲከኛታት እያ ክትጻውር? ኣነ ኸ ብግብሪ እንታይ ከዋጽእ ዝብል ገዛ ዕዮ ኣለካ እሞ ዘረባ ዕረፍቲ ሓቦ።

  • @iahadu4817
    @iahadu4817Күн бұрын

    ዓለም ዝመስከሮ ድሞክራስያዊ ሕገ መንግስቲ ዶ በለ..... መለስ 27 ዓመት ዝመርሓሉ democracy😂

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos48892 күн бұрын

    "ሓንሺሻታ"ዝብል ቃል "ዓረብ'ዩ" ኣይተሓዋውስ!!!!!!

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9rКүн бұрын

    መድሕን ኣብተን 30 ዓመታት ዝተሠርሐ ቅልጡፍ መሠረተ-ልምዓት ምኽሓድ ኣይከኣልን። ጨቆንቲ ልምዓት የምፅኡ ድዮም?

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria2 күн бұрын

    መድሒን ኩሉ ግዘ አብቃለ መሕተትኪ ሕወሓት ዝወድቀሉ መንገዲ ኢኪ አለሽ ትብሊ ንምዃኑ ጋዘጠኛ ከምኡድዩ አነ ናይ ሕወሓ ት አባል አይኮንኩን ነገር ግን ሕወሓት ክብተንን ክፈርስን አይምነን አይደልንውን ምኽንያቱ ምስብዙሕ ሽግራቱ ብዙሑ አቅሚ አለዎ ኢለ ስለዝአምን እየ ሕወሓት ንምውዳቅ አይትጓየይ።።

  • @JohnAmare
    @JohnAmare2 күн бұрын

    Tdf is one of the biggest and strongest armies in East Africa.

  • @awokegebre1990

    @awokegebre1990

    2 күн бұрын

    @@JohnAmare please let the people of Tigray have peace and enough food with out food what is tdf

  • @SemiraSalih-mm4pf

    @SemiraSalih-mm4pf

    13 сағат бұрын

    We are always war very perimatemilitia

  • @m.t12
    @m.t122 күн бұрын

    Way namenidaniau himak aiyu lele azuy ke?? I feel so sorry for your students 😢

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek95142 күн бұрын

    ዘዝመጸ ህውሓት ህውሓት ይብል :: ነቲ ዝነበረ ዝኣቱ የለ ዝወጽእ የለ ማይ የለ ዝብላዕ መግቢ የለ ፈውሲ የለ ለይትን ማዓልትን ንክልተ ዓመታት ዝኣክል ህዝቢ ትግራይ ዘሕለፎ መሪር ውግእ ህውሓት በቲ ዘለዎ ናይ ውግእ ተሞክሮ ንህዝቢ ትግራይ መሪሑ ነቲ ውግእ እንተ ዘይኣልዮ ነይሩ ህዝቢ ትግራይ ህላወኡ ኣረጋጊጹ ኣብዚ ዘለዎ ኣብ ትግራይ ከም ቀደሙ ወናኒ ሃገሩ ትግራይ ኮይኑ ደው ኣምበይ ምስበለን ነይሩ :: ህውሓት ጉድለት ወይ ገጋ ኣይነበሮን የብሉን ማለት ኣይኮነን :: ከም ሰብ ክጋገ ይኽእል ኢዩ :: ካብ ኣብቶም ቁሩባት ገጋታት አቶኪርካ ህውሓት ህውሓት እንዳበልካ ምምራር በቲ ንትግራይ ንምድሓን ዘርኣዮ ጅግንነት ክምስገን ይግባእ :: ስልጣን ንሙግባጥ ዘይኮነ ንህዝቢ ትግራይ ካብዚ ዘለዎ ዓዘቕቲ ከመይ ገርና ነውጽኦ ከመይ ገርና ናብቲ ቅድሚ ውግእ ዝነበሮ ዝተረጋገአ ሂወት ንመልሶ ኢልኩም ዓቕምኹም ክሳብ ዘፍቅደልኩም ንህዝብኹም እንተ ትሰርሑ ዓቢ ንዘልኣለም ዘይድምሰስ ታሪኽ ኮይኑ ምስተመዝገበ ነይሩ :: ሃገረይ እንታይ ገይራትለይ ዘይኮነስ አነ ንሃገረይ እንታይ ክገብረላ ኣለኒ ኢልካ ዳግማይ ሃገር ምህናጽ ምጅማር ጥራሕ ኢዩ ዓወት ዘምጽእ :: ንህዝቢ ረሲዕካ ንረብሓኻ ነንሕድሕድካ ምብላዕ ሃገር የፍርስ እምበር ሃገር ኣይሃንጽን ኢዩ ::

  • @esmaelali2782

    @esmaelali2782

    2 күн бұрын

    ናይዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ብርሰትን ዕንወትን መበገሲ ህወሓት እዩ ትበሃል ዘለኻ።ስለዚ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ካብ መሰረቱ ክቕረፍ እንተኾይኑ ብሓቂን ብቅንዕናን ውሽጦም ተፈትሹ ተሓታትነት ብምስፋን መፍተሒ እንተዘይመፅዩ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ካብዚ ፀገም እንወፀሉ መንገዲ ብፍፁም የለን።ቆስልኻ ወይ ሕማምካ ሓብእኻ መድሓን ምእላሽ ትርጉም የብሉን👌

  • @user-br5kk1mz7h

    @user-br5kk1mz7h

    2 күн бұрын

    ዶንቆሮ ህወሓት 30 ዓመት ስልጣን ሒዙ ንድሕሪት ዝመለሳ ውድብ ዲኻ ትንእድ ዱባይ እቱ ውድባ 50 ዓመት ጌሩ ናፅነት ካብ ዘምፅእ ኣብ 50 ዓመት ለውጢ ርአ ህወሓት ግን 30 ዓመት መሪሑ እቶም ኮንጎ ጫማ ጌሮም ዝተዋግኡ ሎም ምስ ኮንጉኡ እዩ ዘሎ ኮ ደንቆሮ

  • @esmaelali2782

    @esmaelali2782

    2 күн бұрын

    @@user-br5kk1mz7h እንጀራ ዓለም ብላዕ👌

  • @woldekidanitbarek9514

    @woldekidanitbarek9514

    2 күн бұрын

    @@user-br5kk1mz7h ነቶም ንህዝቢ ትግራይ ኣጥፊኦም ንትግራይ ክመታቱሩዋ ሓሲቦም ተሃንዲዶም ዝመጹ ባዓል ኣብይ ኣሕመድ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ሓይሊ ክልል ዓፋር ስዒሮም ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይን ኣድሒኖሞ :: ካብዚ ንላዕሊ እንታዴኻ ደሊኻ ኣንታ ማሃይም :: ነቲ ውግእ ኣብ ስደት ታሓቢእካ እንዲኻ የሕሊፍካዮ :: ሕጂ እጃምካ ግበር :: ንትግራይ ከድካ ነቶም ብውግእ ምኽንያት ደቆም ስኢኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ደብሶም :: ብውግእ ዝዓነወ ንብረት ናብ ንቡር ምለሶ :: ንስኻ ኣብ ውሑስ ሃገር ኮይንካ ውዑይን ዝሑልን እንዳ ኣማረጽካ ትበልዕ ትሰቲ ህዝቢ ትግራይ ድማ ኩሉ ስኢኑ ይሳቐ ኣሎ :: ተበላጺ :: ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ መሲልካ ብኣብ ሓደጋ ዘሎ ብህዝቢ ትግራይ ኣይትዋራዘ ::

  • @alemdesta4923

    @alemdesta4923

    2 күн бұрын

    ጌጋ! TDF/ህዝቢትግራይ’ባ ፡ መራሕተይ/መንግስተይ ፡ ኣይትውቅዑለይ ብምባል ፡ ከመ ቖፎኡ ዝተተንከፈ ንህቢ ተቖጢዑ ብምቅላሱ ፣ ነቲ ወራር ፀላእቱ ሳላ ዝመከተ ፡ ንህወሓት’ውን ፡ ዘድሓነ!!!

  • @AAA-kc7jj
    @AAA-kc7jj2 күн бұрын

    መድሂብ ክምጋዜጠኛ ሕቶ ምቕራብ ፈለማ ቀልዲ እንተኾይኑ ከስሕቀካ ስለዝኾነ እቀሰሓቅኪ ግርም እንተዘይኮነ ጋዜጠኛ ሱቕ ኢሉ ኣይስሕቅን: ካብ ካለኦት ጋዜጠኛታት ናይ ወፃኢ ኮነ ናይ ውሽጢ ጋዜጠኛ በትዝሓተቶ ክስሕቕ ኣትሪኢን: ተማሃሪ : ብፍላይ ምስ እንጅነር ቢንያ ኣብ በረኻ ዝነበረ ፀገም ዘኪርኩም እንዳተቐባበልኩ ክርትም ኢልኩም ትስሕቑ ኔርኩም: ንኣኹም ከይትቕተሉ ዝሕሉውኹም ዝነበሩ ዝተሰውኡ ከምዘለውን ረሲዕኩም ዋላ ሓንቲ ብዛዕባኦም ኣይተዛረብኩም: " ናይ ልቡ ክትዛረቦ ተለኻ ካብ ዝኾርኳዕካዮ (Tickle ) ንላዕሊ ይስሕቕ" ይብሃል ::

  • @SolomonKebede-uw7vl
    @SolomonKebede-uw7vl2 күн бұрын

    ኣቲ ካበይ ኢኺ ትእክብዮም እዚኦም ምድረ ጓሓፋት እዚም ሰብ ኣግኒኽስ ድሙ ኩሉ ነገርኪ ኣርተፊሻል ኢኺ ደደብ👎

  • @teshag2006

    @teshag2006

    2 күн бұрын

    denkoro

  • @user-iy8mx4gh6r
    @user-iy8mx4gh6r2 күн бұрын

    መድህን አደብግበሪ ህወሓት ፀገምህዝ ቢትግይ ኮይናአይት ፈልጥን::ንስኺግን ኩሉግዜ ኺቂምዘለ ዎምውልቀ ሰባትሒ ዝውድብ ክተኽፍኢ ትውዕሊ አለኺሕ ዚውንአደብ ግበሪ ግበሪ ሃየ ሃየ

  • @Seb15

    @Seb15

    2 күн бұрын

    ሓቅካ ህዋሓት ድኣ ራህዋ ህዝቢ ትግራይባ ንዘላኣለም ስልጥን ክትሕዝ ኣለዋ ሳላ ህዋሓት ህዝቢ ቅስን ኢሉ ይነብር ኣሎ

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338Күн бұрын

    ኣፍቱ ዩኒቨርስቱኹም ተምሃሮ ኣተሓባቢርኹም ህወሓት ይኣኽለኹም ስልጣን ልህዝቢ አረክቡ ኢልኹም ሰላማዊ ሰልፊ ለይትገብሩ? እስኻቱም እንድሕር ለይተንቃሳቀስኹም ልመን ኢኹም ትጵበዮለኹም። በቃ ታቃልስኹምስ ብካሜራ ጥራይ ኾይና ዳሓረ ገዛ ኸይድኻ ኺኽ።

  • @fregeretsedik928
    @fregeretsedik9282 күн бұрын

    👎👎👎

  • @Lemishe
    @Lemishe2 күн бұрын

    ለትግራይ ህዝብ የሚበጀው የሚሻለው ከመላው ኢትዮጵያ ህዝብ ጋር ተስማምቶ መኖሩ ነው ለትግራይ ህዝብ የምንመክረው በደምህ በአጥንትህ በታሪክ መመንነትህ ከሚጫወቱብህ ከአድዋ ከሺሬ ታሪካዊ ባንዳዎች ከአቦይ ስብሃት ነጋ ስርዎ መንግስ አስቀጣዮች ነፃ ውጣ ነፃ ውጣ የአነሰተ ታሪካዊ ጥላቶች የአድዋ የሺሬ የአክሱም ሰዎች ናቸው እነዚያን ፈርጣጭ ባንዳዎችን ታገላቸው መደበቂያ አርገውህ ሊያጠፉህ ነው

  • @negagetachew974

    @negagetachew974

    2 күн бұрын

    ትክክል ነው 1-በ1933 የትግራይ ሕዝብ ግብር በዛብን ብሎ በመንግስት ሲነሳ የምትላቸው አካባቢ ሰዎች ከኢትዮጵያ መንግስት ጎን ሆነው ሌላው ትግራዋይ ያስመትተውታል 2- 50 ዓመት በተሳሳተ አመራር የትግራይ ሕዝብ አስጨርሰውታል፣ እኒህ ሰዎች እስካሉ ሕዝቡ ሰላም አያገኝም።

  • @alemdesta4923

    @alemdesta4923

    2 күн бұрын

    “ ዶሮን ሲያሞኝዋት በመጫኛ ጣሏት “ እንደሚባለው ፣ እኛን በየአውራጃዎቻችን ከፋፍለህ ፡ እንደተለመደው ከሻእቢያ ጋር በመተባበር ፡ ልታጠቃን ማሰብህን ነው የምንገነዘበው ። ኣቁም!!!

  • @peacetoall8451

    @peacetoall8451

    Күн бұрын

    I don’t know if you are able to live with your genociders?

  • @user-ou2rd8oz1t

    @user-ou2rd8oz1t

    Күн бұрын

    በማያገባህ አትግባ። ሚሻለንን ምናቀው እኛው ነን።

  • @TEEK4039
    @TEEK40392 күн бұрын

    ንሕወሓት ብምርጋም ጥራሕ ለውጢ አይመጽእን እዩ። ሕወሓትማ አእኺላ እያ። ግን ዝትክእ ውድብን መራሕቲ አበይ ሰለዉ? ካልኣይ ህዝቢ ትግራይ እንታይ እዩ ዝደሊ? ልሂቅ ትግራይ እንታይ እዩ ዝደሊ? ድሕሪ ነዘን ሕቶ ምምላሽ ሕወሓት ተድሊ አይተድሊ ምዝታይ ይከኣል። ምን ክትካኣ ከምዝኽእል ድማ ንህዝቢ ዕድል ናይምምራጽ ንሃቦ።

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile74182 күн бұрын

    መድህን ኣይትጋገዪ። ኣንጻር ወያነ ዝሓስብ ስለ ዝቕንጸል ኩሉም ምሁራት ፈሪሖም ክዛረቡ ኣይክእሉን እዮም። ንኣብነ ንስኪ ሓንቲ መዓልቲ ወያነ ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቅምን እዩ ክቕየር ኣለዎ ኢልኪ ተዛረቢ እሞ እንታይ ከምዘጟንፈኪ ክትፈልጢ ኢኺ።

  • @WeredeShebu
    @WeredeShebuКүн бұрын

    መድህን ንህዝቢ ዝጠቅም መደባቅርቢ ❤❤❤❤

Келесі