ከነብስላ ዶ? ደምበ ተቃውሞ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፍጠሩ ዕድላት ክሳብ መዓስዩ ከሕልፎም?
Ойын-сауық
Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...
Пікірлер: 14
Well come back Fanti❤✌
welcome deju & fani 💙👌
💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉ብሉጽ ሓውና ደጁ
Hanaxi neqefeta entezhyl kab gega zmehar mbezhe ,mxwwar, mkbbar dhriu bhabar nay msrah bahli kiabi ykiel
❤❤❤
Fani Habibi ana🎉❤❤❤❤❤
💙🌿💙🌿❤
🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙👍
Fani selam do tefika Edika / Azalalaf Ediyu koyenu Abezi kalisi / dehan Ayetitefæ / mulu haku Alo temriawu weledu 😄
ፋኒ ሎሚ ናይ ብሓቂ ሲሒቀ እዚ ኹሉ፡ዓመታት ንዉፉይ ኣምሪሕካ ማሰ ኢልካ ክነቅሑ ኢልካስ ቶፒክ ኣለልዮም ሓሳቦም ክህቡ ክገልጹ ዘይኽሉ ህዝቢ ኣፍሪኻ ትሩፍ ድሕሪ ደጊም ንስኻ ዝበልካ ጂኦ ፖሎቲካ ናይ ሱዳን፡ኢትዮጲያ ሶማል ዝገብርዎ ዘለዉ መገሻ ተቃወምቲ ንምንታይ ዘይንጥቀመሉ ኢልካ ኢኻ ሓቲትካ፡እዞም ሰራዊትካ ግን ኣብ ሪኢቶ ናይ ሰባት ማሰ ክብሉ ኣምስዮም ብሓቂ ምግራምካ ከም ዝወዳእካ ኣነ ርግጸ አዩ ተስፋ ዘቁርጽ ህዝቢ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ፖሎቲካ ክስራሕ 100 ዓመት ዉን ክዉን እነተ ኮይኑ ኢዩ ።ሓንቲ ክነግረካ ንህግድፍ፡ኩሉ ኢዩ፡ዝጸልኦ ምጽላእ ግን ቀንዲ መፍትሒ ኣይኮነን ንቅድሚት ንምኻድ ኣብልዕሎ ጸላኢኻ ጨካን ንኽትከዉን ጽልኢ ይሕግዘካ ኢዩ ፖሎቲካዊ መፍትሒ ግን ኣይኮዉንን ስለ ዚ ትንተና ሓቂ እንተ፡ደሊኻ ዓድመና ንክዑን መልኩዕን ናትና ኩዉንነት ክነግረካ ክትጻወር እንተ ኪልካ ከምዚ ናይ፡ዉፉይ ናይ ሓደ ዓመት ኩንትራት ክሕዛ እዛ ናትካ፡ሚድያ እቲ ልክዕ ክንዛረቦ ብዝኾነ ኣብዚ ይኣክለኒ ቡዙሕ ሲሒቀ ንስኻ ዉን ብሚሒር ምግራም ፈዚዝካ ክክክክክክክ ሰሰላሙ ንዓኻ ፋኒ ቀጽሎ ጽቡቅ፡ኢዩ ኩሉ ተቅርቦ
11
Entay amslom kebsulwa afom eyu ember zwerd yelen
እንታይ ዓይነት ሰብ ኢካ ግን ድላዩ ይዛረብ የዓክክ ገለ ባእ ሱቕ ኢልካ ትዚረቦ ፍለጥ