Jun 15/2024 ዝወረደ ህልቅቲ ዕንወትን ጌጋ ኣብ ርእሲ ጌጋ
#eritreanmovie #eritrean #eritv #asmera #aanmedianetwork #diletmedia #eritreanfilm2022 #filfiltv #sahelmedia #fenqlerimedia #eritreantiktok2024 #eritreantiktok #eritreanfilm #hdmonanebarit
#eritreanmovie #eritrean #eritv #asmera #aanmedianetwork #diletmedia #eritreanfilm2022 #filfiltv #sahelmedia #fenqlerimedia #eritreantiktok2024 #eritreantiktok #eritreanfilm #hdmonanebarit
Пікірлер: 156
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯🕯
ዝክርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ስጋ ስውአት ይኩን ማሕላና ❤❤❤❤❤❤
ዘልአለማዊ ክብር ሞጎሰን ንሰማእታትና አብ ልቢና ኩሉ ግዜ አለኩም 🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ኣምላክ ንሃገርናን ንህዝብናን ይባረክ ❤️🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹❤️❤️💯💯👌
እልልልልልልል ጅጋኑ ደቂ ኤረይ ንቕድሚት ገና ክንግስግስ ኢና ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🎇🎇🎇🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዘርአለማዊ ዝክሪ ንስዎአትና 🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤️🕯️🇪🇷🦁💎❤ ብስዉአትና ❤🕯️☀️🇪🇷ጸሐይ. ❤️🕯️☀️🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷🕯️☀️🇪🇷በሪቃ. ❤🇪🇷💎 ☀️
ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ን ሰማእታትና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ዓወት ን ሓፋሽ💪🏾💪🏾💪🏾
ፍልፍልይ ጅግና ይበል ኣቃራርባ ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ይኩን ኣወት ናሃፋሽ
Selam deki eri fetari hzbnan hagerna ybarkelna ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንኹሉኹም ጀጋኑ ኣትሌታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩሉ ጊዜ ጺብቅ ፍልፍል ጥዑም ድምጺ አንበሳ ሐውና የቀኒየልና አምላክ ይባርካ 🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽🌷💕🙏🏽💕🌷💕🙏🏽
@SigaeedaMjjhh
Ай бұрын
HARMONIC ERITREAN VOICE,LONG LIVE.
@AlekALEX-ik5to
Ай бұрын
😢@@SigaeedaMjjhh
ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ ፍልፍል ቲቪ ሓውና, ጽቡቕ ቅንያት ኩቡራት ሰማእታትና, ምዕባለን ሰላምን ፍቕርን ንህዝብና!
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስዋኣትና
እዛ ዕዝዝቲ ወርሒ ሰነ ኣብ ቃልና ጸኒዕና ሕድሮም ንፍጽመሉ ስድርኦም ንድብሰሉ ወርሒ ኢዩ፣ ነዚ ትነጽግ ኲኖ ሓጹር ተደርበ ጥፋእ ካብ ቅድሜና❤❤❤❤
ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
ስውእ ወዲ ጉብሩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝኽሪን ክብሪን ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
መርሓባ ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ❤🙋
Eritra want kubur mennet viva Eritrea 🎉🎉💪✌️👍🙏💯♥️🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
ዘልዓለማዊ ዝክሪ ንሰማማእታት
ERITRAWNET KUBUR MENINET !!!🎉🎉🎉
Natnail tesfastio congratulations 🎊 👏 and too all ERITREAN champion 🏆 🥇 very good progress 👏.
ስዉኣትና ወትሩ ኣብ ልብና🇪🇷🕯🌹🇪🇷🕯🌹🇪🇷🕯🌹🇪🇷🕯🇪🇷🕯🌹............
Abesaw WEDI EREI Neberelna Filfil tv💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💯💯💐
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Glory to our martyrs 🇪🇷❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
🇪🇷🤲🏼💕🤲🏼🇪🇷God 🇪🇷💕🙏🏽💕🙏🏽🇪🇷bless 🇪🇷❤️🕊️🇪🇷Eritrea 🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ንኹሎም ጀጋኑናን ስለ ኩሉ መስዋእቶምን ጽንዓቶምን።💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫✊️
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋትና🎉🎉🎉
Merheba wedi helal meret admen tanann yhabka fetari ❤❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፈልፊል። ኣንብሳ። ኣስይ። አርትራን። ባርክልና🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Kibirin mogosin ni jeganu awet nihafash 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelalemwi zekren mogosen Nesmatatena ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️
Kbren Mogsan na Swatna.Wtru ab Lebna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Eritrea 🇪🇷……….
ናዓካውን ሰላም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zelalmawi kiebern mogesn ne sematatena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤ፊልፊለይ ብሉጽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhab merhab merhab ክበርን ዝከርን ንጅግንው ስማትትን 🌹❤️🌹🌹❤️❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kibrin mogosn nswestna wetrue ab Libna Ekum Geganuna ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰላምካ ይብዛሕ ፍልፍል ቲቪ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ertrawinet kubur manenet congratulations jeganu dekie era ❤️❤️❤️🦾🦾🦾🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከዳዕ ኩሉ ግዜ ከዳዕ አዩ አዚ ከዳዕ ዝበሎ ተሰኒዱ ናብ ዝመእ ወለዶ ክሓልፍ አዩ አዚ ሰብ ዕሱብ ዘተዓደገ ናይ ጸላእቲ አርትራውነት አደበዛ አዩ ኣስተውዕል አርትራዊ መንእሰይ ገንዘቡ አዩ ዘገድሶ
❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
Merhaba Flfl TV wedi Eri jgna enkae bselam mexaeka bravo Eritrean kubur mennet wetru awet nhafash. Kbrn mogosn nswatna.wetru awet nhafash.
ሰላም ወዲ ኤረይ ንገሮ ጽቡቅ ጌርካ ነዚ ወያል ጨምጨም ጉሐፍ ኮሎ ዝሞተ ታሪክ አልቦ ሰራቂ ሐሳዊ ዕሱብ እወ አለና አርሞኦም ነልዐል ሰጋብ መጨረሻ አለና ሻዕብያ ብሰዉአትና ዘይንዋዘ ብእኦም ብትንፋሶም ነተንፍሰ እወ ሕጂ እዉን ሰጋ ሰዉአት ነዛ ሃገር ዘረከቡና ንሕልዋ ንዋራረሰ ዓወት ንሐፋሸ እናበሉ ዝሐለፉ አለና ገና አላሸ ከነብለኩም ብደዉኩም ክንቀብረኩም አቱም ዕሱባት ሰማአታትና ወትሩ አብ ልብና ክብርን ሞገሰን ንሰማእታትና ❤🎉❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍✊🌹🌹🌹🌹✍️🙏👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️
@hybirdgenetic7096
Ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ነቶም ቀሲና ክነብር ፡እንኮ ሂወቶም ዝሃቡና ደቂ ሓላል መሬት ፡ቅሰኑ ቅሰኑ ብሰላም ዕረፉ
Zelalemawi kibrn kibrn n semaetatna wetru awet nhafash 🇪🇷 🙏 ♥️
ኣሰይ ዮሃና ! 🎉❤🎉❤ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤ ምንዋሕ ሰለዘይፎቱ ዶ ኢልካዮ ልክዕ ከምናትካ ማለት እዩ ፍልፍል ሓወይ ናትካ እኮ ሓጻር ምቅርቲ ጽፍፍቲ ኢያ ደኪምካ ከለኻ ኢካ ናትካ ንሰምዖ ካብ ኩሉ ዘና ድማካኣ ጽፉፍ ጸርፊ የብሉ ገለ የብሉድምጽ ይበል ብ ኩሉ 100%❤🎉❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
2🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Kbrn mogesn n swatna❤❤❤❤❤
Zelalemawi zikri nsematatna🙏
Ensala Serawetena tsewom keberti hiweto ne hzbom ne Eritrea hebom akalom godelom salahum tekeberena ne zelalem ketekeberu ketzekeru ehum amen🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ thanks
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
Merhaba filfil tv jigna ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hakliy Dumu. Semaetat Eritrea baka kedae: Eusub zilalu aynonun. Afka haz. Shilet: Mushimush:: :: ::
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🍾🥂🇪🇷👑🇪🇷👋🇪🇷🌹
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🕊🎉🎉🎉
ZEL'ALEMAWI ZIKRI NISEMAETATNA !!!
wedi rimey❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kbrn Mogosn Nsemiatatna. Zelalemawin Kbrn Nisematatna. Wetru Ab Lbna.
🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹❤️❤️❤️❤️
ዘላለማዊ ዝክሪ ንስዋትና
Welcome❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞
Anbesa flfl kexlo❤❤❤❤❤❤❤
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👏👏👏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯🕯
እብል ኣሎ ኣይትንብዑ ሰሚዐ ኣለኹ ዝኻሓዱ ነጻ ዓይ ነዛ ሃገር ጫውጫውትኦም ኣይተስታብህሉ የብሉን ቁምነገር እትምንታይ ካብ ፍልጠት ዘይ ነቀለ ኣበር የብሉ በሰር ኣጆኹም ወለደየ ንዓኹም ሂበየ ሂወተይ ብቁምነገር ኣይትንቡዑለይ ዘኩሩኒ ድኣ ብሓበን ጅግንነተይ ኣፍሉጡለይ ድኣ ንዓለም ወጽዓ ሑሉፈይ ተንቲንኩም ንጎሩለይ ድኣ ብቀለም ንብዓትኩም ተዛረየ ከም ዋሓዚ ንብዓትኩም ኣይኮነን ንዓይ ደባሲ ኣይ ወፈርኩን ክትነብዑ ክትሓዝኑ ከምዚ ሕልፊ ኩሉ,የ ሓሊፈ ከይትረኽቡ ኣባሲ ጸላም ሎሚ ምፋረይ ክትረኽቡ,የ ብርሃን ምፋረይ ካብ ባርነት ክትረኽቡ,ዩ ሰላም ንስለኹም ሂወተይ ሂበ ሹኮ እግረይ ዝሓንን ንስለኹም,የ ኣይኮንኩን ውን ንቀለም ምስ በለኒ ብሕልሚ ለይተይ ገሪምኒ ሽዑ ትንፋሱ ደብዩ ትንፋስ ዝሰኾዓለይ ሹዑየ ዝበልኩ ንዓኻስ የቀምጠካ ድኣ ኣብ ልበይ ምልዖ ናይቲ ሕሰም ዝተበጀኻ ንስለይ ናጽነት ሃገረይ ዘረከብካ ኣብ ኢደይ እብል ኣሎ ኣይትንቡዑ ክርኢ ጸረርታ ንብዓት እምበሺ ድኣ ኣሰረይ ተኸተሉ ውፈሩ ንልምዓት ዓሌት ሃይማኖት ከይተፈላለኹም ተጓዓዙ ብጥምረት ዓለም ትዛረብ ብሓድነትኩም ውህደት ማሓሪ ደግዓ
🇪🇷🇪🇷🥰🥰❤️❤️🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤
❤️❤️❤️😭😭😭😭🙏💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Wawww des kebel
❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉🎉🎉🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
💘🙏🙏🙏🙏💘💘💘
🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏽✅
❤️❤️❤️👍🏽
❤❤❤🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
♥️♥️👍
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢
🎉🎉🎉🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🇪🇷💕❤️💕❤️💕🇪🇷💕🇪🇷
🎇🎇🎇🎇🎇💐💐💐💐💐💐💐❤️👏❤️❤️