#Jstuduo

#Jstudio #Jstudioyosief #Eritrea #Eritrean #Eritreamilitariycamp #wiaa #sawa #yosiefghebrehiwet. ነዚ ኣብቲ ህሮሩማ ሑጻ ዛዕ ኢሉ ዝነበረ ተስፋይ ዝተባህለ ተዓላማይ እውን፡ ሙሳ ፈጺሙ ኣይኣመኖን።
«ተሲእ ኣታ!» ኢሉ በቲ ጸያፍ ትግርኝኡ ብምንዳር፡ ሰለስተ ግዜ ኣቢሉ ብበትሪ ሰለቘ።
እቲ መንእሰይ ግን፡ ስምዒት ቃንዛ ኣብ ዘዋናውነሉ ኲነታት ኣይነበረን። ወኑን ኣካላቱን ተፈላልዩ ድኣ ነበረ።
ጸሓፊ ዛንታ ደሳለ በረኸት ኣቅራቢ ዮሴፍ ገብረህይወት ምስ ቴክኒክ ባዓልቲ ሞያ ራሄል ተወልደን ካልኦት ኣባላት J-studio

Пікірлер: 579

  • @jstudio1
    @jstudio15 жыл бұрын

    ክትረኽቡኒ ምስ ትደልዩ ብዝቐለለ በዚ ናይ መስመር ደዊልኩም ሓሳብኩምን ዘጋጠመኩም ሓቀኛ ፍጻመ ምስ ዕለታቱ ክትሕብሩና ትኽእሉ ኢኹም

  • @user-bb9jj1cm9n
    @user-bb9jj1cm9n5 жыл бұрын

    እዋይ ንስኻስ እንቋዕ ናትና ኮንካ ከምዚ ጌርካ ሓቀኛ ፍጻመ ብምቅራብካ ከመስግነካ ይፈቱ ንጆሲ ዝፈቱ እስከ like ረጊጽኩሙኒ ሕለፉ ደቂ ኤረ መዓረይ

  • @ssdtv130
    @ssdtv1304 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ ተመሳሳሊ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ክሰሚዕ ህንጡይ ኢየ፡ ብዙሕ ነገር ኣሎ ዘይንፈልጦ፡ ኣምላኽ ጥበብካ ይብዚሓዮ ጆሲ።

  • @user-ed9hd1vy5e
    @user-ed9hd1vy5e5 жыл бұрын

    ኣነ ውን ሓደ ምዓልቲ ክረኽበካ የ ኣብዚ ቦታ ብዙሕ ግዜ ተሳቕየ ሂወት መተኣስርተይ ብዓይነይ እንዳ ርአኹ ዝቐበርኩ የ

  • @fkrehabtu2093
    @fkrehabtu20935 жыл бұрын

    ጸሊም ታሪኽ !😭

  • @leilayemane4671
    @leilayemane46715 жыл бұрын

    beautiful that is a very good plan,

  • @AbielBerhe
    @AbielBerhe5 жыл бұрын

    እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ እዩ ኣብ 2007 ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣንደር ትኣሲረ ኔረ ድሕሪ ማእሰርቲ ክኣ ናብ ብሎክ ፈንቅል ተመዲበ ኣብኡ ተዓሊመ። ዓብዱ ወዲ ሳሆ መራሒ ሓይለይ ኔሩ ክምኡ'ውን ኣድም ዝብሃል ቤተሰቡ መራሒ ጋንታይ ኔሩ። ኣቤት እወ ዝሓለፈ ስቃይ። ኣነ ሽዑ ወዲ 16 ዓመት እየ ኔረ ስግረ ዶብ ኪትከይድ ሓሲብካ ኢሎም ካብ ገዛ ብለይቲ ወሲዶምኒ፡ ድሕሪ ብዙሕ ማህረምትን ማእሰርትን ካኣ ናብ ዊዓ ከይደ። ብፍላይ ሽዑ ኣብ ኣንደር ከለና ናይ ምሸት ከባቢ ስዓት 5 ይኸውን ናብ እንዳ ሽንቲ ኢሎም ምስ ኣውጽኡና ብዙሓት ሰባት ክሃድሙ ፋሕ ኢሎም ኣብ ቕድሚ ዓይኒና ኸኣ 6 ሰባት ብ ኣድራጋ ጠያይቲ ተቀቲሎም። ስቃይ ናይ ዊዓ መዳርግቲ የብሉን፡ እዚ ግን ዝሓለፎ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ። እቶም ኣብ ስደት ኮይንኩም ኣብ ኤርትራ ሽግር የለን ትብሉ ሰባት በቲ ሂወት እቲ ተትፍተኑ ከሙ እይምበልኩምን።

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu34694 жыл бұрын

    Yes yes TY J Studio for your dedication and determination..TY

  • @temyewedisenafe1809
    @temyewedisenafe18095 жыл бұрын

    Danke Josi bro kemzi geyrka tarik hagerna nana mmharka azyu des zebl eyu kexlo 🇪🇷💪💪💪💪💪💙

  • @simontsige7361
    @simontsige73615 жыл бұрын

    ዋይ ኣነ ኣዘኪርካኒ ጆሲ ገሪምና ኣስደሚምና ኮ ምግራምና ምብካይና ወዲእና። ኣብ ብሎክ ሓልሓል አየ ነረ ።

  • @user-nf1iw7fz7v
    @user-nf1iw7fz7v5 жыл бұрын

    ሓሊፉ እወ ተካል ግዜ ብላዕሊ ጸሓይ ብታሕቲ ረስኒ ሑጻ በቶም ተካላት በላዕቲ ሰተይቲ ደም ኢካ ትድሰቅ ንድሕሪት 12 ዓመት መሊስካኒ ተካል ግዜ ።ዕድመ ይሃብካ ሓወይ

  • @haileogbai7723
    @haileogbai77235 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ትምስገኑ መንእስያት ኢኺም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነቲ ኩሉ ግፍዕታትንከምዚ ገርኩም ምቅራብኩም ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ ግን ብዛዕባ ጀግንነት ኤርትራውን ከተዘንትዉ ከለኹውን ክንደይ ጅጋኑ ተግደልት ኣብ ተ ሓ ኤ ውን ነይሮም እዮም እሞ ታሪኾም ከይርሳዕውን ኣዘትውዋ።

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi84725 жыл бұрын

    The history of our heroes should be heard by our people inside Eritrea. Jstudio jegina ika.

  • @yorsamore
    @yorsamore5 жыл бұрын

    ጆሲ እቲ ህዝቢ ውን ንህዝቡ ንምጥፍእ ተራ ተጻዊቱ እዩ ይጻወትን ኣሎ ኢሰያስ ጥራይ ኣይኮነን🙈🙈

  • @saragebre6289
    @saragebre62895 жыл бұрын

    Thanks Bro God Bless we love u

  • @user-ut9cy3pc8z
    @user-ut9cy3pc8z5 жыл бұрын

    Ni josi zifetu eske like bitte

  • @simonmicael7752
    @simonmicael77525 жыл бұрын

    Josi hero the best best ever person I have no words for you God bless you

  • @tesfaldetmahari9263
    @tesfaldetmahari92635 жыл бұрын

    ብትገብሮ ዘሎካ ጻዕርታት ንስካን ቡጾትካን ክብሪ ይሃብኩም ሰላምኩም

  • @negussebaheta654
    @negussebaheta6545 жыл бұрын

    My favorite channel......keep is it up . It's by spoon from the higdef's crime sea gena gena........

  • @hailezghigebrengus547
    @hailezghigebrengus5475 жыл бұрын

    ቡልቢ እትገቡርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ናይ በሓቂ ዘዕግብ አብርእሲ ምኾኑ ዝወዓለን ይንገርካ ዝቀበረን የርድእካ እዩ እሞ ብልቢ እዛ ዛንታ ኸአ ንኹልና ደቂ ኤረይ ትምልከቶ እያ!!!!!!

Келесі