Jstudio " ኣንጻር ኣሕዋተይ ኣይትኲስን'የ" ዋጋ ሰብ ዝሓተተት ቃል መኮነን ቋሓይናይ። ብደሳለ በረኸት
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio 1’ is one branch of the three KZread Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
Jstudio Team.
Пікірлер: 121
The most sexiest man alive Josie hawina, I hope Eritrean was full of people you guys eg Wufuy ade and so on. I get so emotional when I hear your voice. From Adwa my blessings to the people of Tigray and the good Eritreans. Not higdefawiyan mendef
@mekonnenyohannes7384
Жыл бұрын
❤
Shalom Jossy በጃኻ ኸምዚ ዓይነት መደባት አዚዩ መሳጥን መሃርን እዩ እሞ more ሰሙናዊ ክተቅርበልና ይላቦ ... ብፍላይ እትጥቐመሉ ክላሲካል ክትስምዖ ባህ እዩ ዘብል Tnx
ይበል ትረኻ ይበል ንባብ ደሱ & ጆሲ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ቀጽልዎ
I stand with Tigray ❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ዕድመን ጥዕናይ ይሀብካ🙏🙏♥
ንሕና ቆሓይን ተጋሩ ሎሚ የሕዋትና ንጽባሕ የሕዋትና ንዘላለም የሕዋትናን ኢዮም ሓደ ቓንቓና ሓደ አምነትና ሓደ ባህልና ዓወት ንትግራይ ዓወትን ፍትሕን ንህዝቢ ኤትራን
Selam kiburat yehwat edmen tiena yhabkum ❤❤❤🙏🙏🙏
I miss you Rama 😘
Yekenyelna Yosyef gebrehiwet..Desalay Bereket🙏🙏
Congratulation j studio 200 thousen subskription Gena 1 milion kenebxeha ena. Wanatata baelina, enko hilif tarikna degima nab hafash etekelahlna
My favorite program ⭐⭐❤️❤️
God bless you J. Studio 🙏🙏😘
Thanks both of you 👏
ደስስስስ በሃሊ ዛንታ ቀፅለሉ ዮሴፍ ጥዑም ድምፁ ዓወት ንኽልቲኡ ውፁዕ ህዝቢ
ደስ ዝብል ዛንታ ❤❤
VIVA J S🌼🍅💝🌠🙏🌸🍄🌠🌻💓🍓🌠🍉🌺💞🌠🌷⭐🌟🌠🍇🌹🍎💮🌠🍇🌠🍉🌠💮🌠🌸🍅🌠🌼🍅💝🍓💞🌟🍎🌠🌹⭐🌸🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
U doing amazing job be strong 💪
ደሱ ናይ ልበይ 💙
ጆሲ ተባዕ ተቃላሳይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣጆካ ቀጽሎ
@hintsalege8401
Жыл бұрын
$) ]
መሃሪ ትረኻ ካብዚ ዕዉር ኣተሓሳስባና ዘውፅእ ኢዩ በርትዑ
ህዝቢ ቆሓይን እኮ እዚ ሽፍታ ስርዓት ዘይስሙ ሂቡ ምስ ካልኦት ደቂ ሃገሩ ኣትሒትካ ከም ዝረአ ተጌሩ እምበር ህዝቢ ኤርትራስ ከምስግኖ ዝግባእ ሕብረተሰብ ኢዩ ። እቲ ምንታይ ንሱ ኢዩ ልዕሊ ዝኾነ ነዚ ሽፍታ ስርዓት ኣቐዲሙ ዝፈለጦ። ህዝቢ ቆሓይን ናቱ ዘይደሊ ተቐባሊ ጋሻ ምስ ህዝቢ ትግራይ ጽልኢ ዘይደሊ ንመሰሉ ዝመውት እንተወሲኑ ንድሕሪት ዘይብል ሓያል ሃገራዊ ፍቕርን ስሚዒትን ዘለዎ ኢዩ። እቲ ሽፍታ ስርዓት ኣጸቢቑ ስለፈልጦ ግን ንካልኦት ህዝቢ ኤርትራ ከም ድሑር ጌሩ የረደኦ። እቲ ሓቂ ግን ኣብ ቆሓይን ኬድካ ኢያ ትርክብ። ምናልባት ሎሚ እቲ ሽፍታ ስርዓት ብእዝኒ ጌራ ከም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ፋሕፋሕ የእትያትሎም ግን ንግዚኡ ኢዩ።
@senaitashber270
Жыл бұрын
Ja tekekel 💯%
Welcome j studio Andemariam
Ayat futwi is have a great amazing story 💯💊💊💪✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Yekeniyelna nihabereteka hawena natena Amlak selam yegeberelna 🙏🙏👍😘
I know him thanks bro 🙏 😘
Yosief Gebrehiwot the most humble and enthuastiatic man whom I love him unconditionally!! You are in my blood.
Jstudio! You’re the only Eritrean KZread channel news who supported Tigreans struggle against those rapist criminals Neftegna Amhara and Essayas Shaebia thugs. You’re really making lots of differences with the future relationship with Eritrean and Tigreans people in general. I personally I’m Tigreans American and I do have lots of friends from Eritrean but some of them after the war I started lots notice in the the time I started to a question about the future relationship with Eritrean friends and I still have great friends and when I read your message I feel good and I support your presentation. God bless Eritrean and Tigreans people and down with those cowards criminals Neftegna Amhara and Essayas Shaebia thugs. IN TIGRAY LIVE FREE OR DIE. Our victory is certain!!!
ሰላም ጃሲ &በረኽት ብጣዕሚ መሲጢ ትራኽ ብጃኩም ንዝክልተ ህዝቢ ናብ ሕዊነቱ ዘደልድለሉ ጹሒፍ ቅጽልሉ ኣብ ኤረትራ ዘሎ መንእሰይ ብናይ ህግደፍ ስርዓተ ትምሕርቲ ደንቁሩ እዪ ኣብ ትግራይ ዞሎ ዉን ካብኡ ብዘይ ንእስ ናይ ኢተጵያዉነት ነይርዋ እዩ። ሰለዚ ኩልና ናብ ሓደ መንነት ሓደ ቆንቃ ክሳብ ዘለና ኣብ መንነትና ብሓባት ክሰርሕ እዩ ዘምሕረልና!!!
ኩሉ ክሓልፍ እዩ እቱ ቃልስና ዉን ንጽብቅና እዩ እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ጸገማትና ይፍታሓልና !!
💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏
Good point 😓😰💔💔💔🖤🖤👈👈
ጀሲ ጥዕም ድምፂ ቀፅለሉ በጃካ ኢለካ ኣዚይ ማሃሪ ዝኳነ ዛንታ እዩ👍👍💛
Ewyyyy moke hawey ❤❤❤❤❤
J studio Congratulations 200k subscriber 👉💙
👍👍
💛💟💛
Yekeniyelna Josiiiiii ❤Ndesale amesgneley,ane beza xuhuf ezia tinebr aleku,ab Mai-mne mmhdar adi Ketina eye 😢abay Amoy ab gizie selam nab Tigray bmowsbo zkedet ala kab 12 zeiwhdu menaesey dma alewwa, Hawoboy dma kab kab Tigra eu tewasibu 7-8 dma welidula alo, Ety zehzneni Aboy,Haweboy ms kilte deku mstom ab Tigray zelew deke Amoy yifalesu alew 😢😢😢😢josiii endanebaku eye text zgebrelka zelku Emmmmmmmmmm Ehhhhhhhhhhhhhh😢😢😢😢😢
ከም ልሙድ ነመስግን ጂ ስቱዲዮን በረኸትን
Jossi bro ayteseanu beteami iye zefetewo ezi medeb darga moluee mexehaf zenbebku bravo kexeloo
ዋውውውውው እንዳ ኣሕጸርካዮ ደሱ።ጆሲ ውን ይበል ኣቀራርባ
ትግራይ ክትዕወት እያ ህዝብታት ኤርትራ &ትግራይ ክንብሩ ዮም ሕርር በሉ ባርዩ ህግደፍ ተረዋእቲ
@weldenegodguad4974
Жыл бұрын
ነዞም ፉንፉናት ፍጥረት መን ክቐርቦም ኣንታ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢👍🙏
ደስ ብሀሊ ዛንቴ ቐጽልሉ
👍👍👍👍
Rama, from Asmara I arrive late afternoon and I sleep one night there with my friend and l left the next day, that's my last day in RAMA. I MIC YOU RAMA.
Herzlichen Willkommen 🥰🥰🥰🥰🥰
💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ሙቁር ተዘክሮ👍💪💊🌹
ሻዕብያን ወያነን ሓደ እዮም ዝብሉስ፡ ሕቆን ከብድን እባ ንብሎም። ክላሲካል ከምዚ የሕዋትና ዝጻሓፉልካ ምስ ኩነታት ዛንታ ዝኸይድ እዩ። thank you J- Studio
መኮንን ኣብ ክ ሰ 19 ምሳይ ነይሩ ንደሳለ ዓርይ ከይ በለ ሓንቲ ማዓልቲ ኣይሓልፍን ንደስያለ ብእኡ የዝፈልጦ ኣብ ኣሃድና ብቆረጻ ኢዩ ዝፍለኣጥ ብሓቂ ብዙሕ ጸቅጢ ነርዎ
@-tv2682
Жыл бұрын
መወዳእታኡ ኸ እንታይ ኮነ፧ ኣብ ኲናት ዶ ተሰውኡ፡ ወይስ ባዕላቶም ስጉምቲ ወሲዶምሉ ባ ኣብርሃልና
እወ ግዜ ሓልፉ ክንዛረቦ ክንኮውን እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚአብሔር እንታይ ይስኣኖ
Mokye wedi kahayn abey alo Hji josi hawey
@hadiminniet7082
Жыл бұрын
Yelen
Jstudio ብዝካለካ መጠን አት ክፋላት ተከታታሊ ክኸውን ተዝክእል ጹቡቅ ነይሩ ቡዙሕ ፍልልይ ክገብር ከሎ ካብ part 2 ኪሳብ part 3 ብቀሊል ኣይርዳኣናን ኤዩ ዘሎ
ደሱ ይበል ሓቀኛ ዛንታ ጆሲ ጽቡቕ ንባብ
This is exactly what wast happening
Deki qohain dea jeganu endiyom
yibel aqrariba josiye
long live you yosef my kig
Thankyou.for.tgray
Jossiti ambesa👏👏👏👏👏
የቐንየልና ደሳለ ዝሰምዕ እንተተረኺቡ። መረብ ግን ድሕሪ ደጊም ዓቢ ሑጻ ክበሃል ኣለዎ።
ጆሲ ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋፅኦ መዘና የብሉን።ቀፅለሉ
Dessale believe tigebro zeleka nzelaalem alem tezekirka kitnebr eka. Ayrdaakan yikewen nieshtey weledo gen xin elu yisemiee eyu zelo::
Kndey ke ykelo eti lahja nay tigray
Can you change the background classic with respect, thanks.
New Tigrinyanaslism nation will be born 🔜 444
Yosef naybahki tewabay ika kab tigrai
ደሳለ በረኸት ንጉስ ብርዒ✅
Zehizni'n zigermin treka eyu.gina ksimae zigbo eyu. Yeqenyelna kburat yehwat nebskumun gziekum meswaeti gerrkum teqrbulna zelekum. Fetari edmen tienan yhabkum.
ብዓቅምኩም ዘበለ ታሪክ ትግርኛ ክትስንድዎ ተስፋ እገበር,,,!!!! ትግርኛ ተናጋሪ ዘበለ ት&ኤ ተዘሓብር ዓለም ዘንቀጥቅጥ ጎቡለል ምኮነ ነይሩ
HUH WOYEN MEXIEUKA ,HUH ANCHIWA MEXATKA ENDABELU YEFERARHWO ALOWU NEZI GHERHENGAN MESKININ HIZBI.
Bitgebro zeleka azina ena nemegineka bejaka eba tarik nay zom kohayn may dma may mne hagrbelna bzaeba nay shebya xleat kem zineberom tihim tihim nisemie nerna biwere
KEBESSAWI WALA NAB HAWUN WEDI HAWOBUEN KEMAN TOKISU YEKETEL . KEBESSAWI WALA NAB ZEEBEYUE ADETATN ABOTATUN EWN TOKISU YEKETEL IYU. ETA TEDLI TRY TIEZAZ IYA.
አብ ወያነ ግፍ አነበረን ሐደ ነገር ግን ነሩ ጋይላ ይግበር 1ናይ ፍራሐት 1ናይ ደፍራት ፍራሕ ከይባሃል አብታ ናይ ደፍራት ጋይላ ይአትው ብክምኡ ቡዙሕ ስብ ይስለፍ ነበረ
ፍትዊ ገ.መስቀል?
high-standard dramatic ምቅንባር ዝእኔኹም።
Zikoney tarik ayedilyenan eu josi bihski tikalesu telekum zimenesey sdreun adun kedihin bejakum haguzuna keytehalelkum hizibna ytefie alo bitarikin kebdika zibelio zeyedekis enfelto fxamitat gan nidekim alona tesfa kenikorix zbegiso zideli meniesey eu zolo rayom brgid nihamedu
Hzbi qohain frqi tgraway eyu Eti zgermeka gn HGDF koinem kriom keleku btaemi yu zhazn Hgdf kem hzbi qohain gieru zehleqo yelen still now
@hadiminniet7082
Жыл бұрын
Nay bahki 100%
❌️HGDF❌️
እዛ ደርፊ ናይ ሽሙየ እንድያ ሓቀይ ? ረሲዐያ ከይከውን እምበር my mother's favourite ሽሙየ & ኪሮስ ካሴት ኔርዋ ቀስ ጌራ ድምጺ ኣብ ቴፕ ክትሰምዕ ይዝክር ኣስመራ ኣብ ገዛእ ዓድና ተሸቁሪርካ ደርፊ ትሰምዕ ምኽንያቱ ኣይርድኣንን ኔሩ ሕጂ ጽቡቕ ጌሩ በርሂለይ ዓኽ
Eritrean pro Isias supporter should think twice do go to war to fight against tigray. Save your life because tigray is your identity and your language and history. Wake up
እንቃዕ ደለይቲ ፍትሒ ኮንኩምልና ንሰኩምስ ።
2006 ኣብ ተሰነይ ነይሩ
ነዛ ቻናል ኣብ ቀረባ እየ ፈሊጠየ ፈትየያ ድማ! ነዚ ምስኪን ህዝቢ ከምዚ ናትካ መደብ ዘለዎ ሰብ እዩ ዘድልዮ ዘሎ ቀጽሎ💙
ደሳለ በጃኻ ጽሑፋትካ ቀጽሎ ብጣዕሚ እዩ ዝጉስጉሰና ዝምህረና። ዮሴፍ ድማ ብጣዕሚ ነመስግነካ።
ደሳለ በረከት ክስሊ ድዩ ወይስ ቫከሽን እዩ ትግራይ ኮሊልዋ??? ንገሩና ከምዚ ሎሚ ካብ ሻዕብያ ከይተፋተሐ ኮሎ እወ እንተኮይኑ መልሱ ዘሰክፍ ኣይኮነን።
@aizz5349
Жыл бұрын
ቀንዲ ዓዱ ክበጽሕ ከይዱ ይኸውን ፡
@michealgebre2150
Жыл бұрын
@@aizz5349 ዓዱ ድኣ ሓማሴን (ደንብያ) እዩ ኢሎሞ ትግራይ ኣይኮነን
ሻዕብያ እከይ ኣሕ፡ ጆሲን ደሱን ድማ ነመስግን ቁሩብ ግን እታ ክላሲካል ድምጺ እንተትውስኸላ ጽቡቕ ኔሩ ዓቢ ስሕበት ኣለዋ
ሐሶት እንተ ተዳጋገመስ ሐቂ ይመስል አይረሳዓነዩን አዞ ሸፋቱ ቆሐይ ቀያሕቲ የሕዋትና ደስአኑና እኮ እዩም እዞም ከድዓት ክአ ናይ አቦታቶም እዩ ሐሳዊ ጋዚጠኛ እንተረኸቡ ግንሐቀኛታት ክመስሉ ይኽእሉ እዩም ድቃላታት ክአ መግዛእቲ ዘምጽአልና ሕማም እዩ
ግርም እኒኦኹም ኣይተ ፍትዊ ዳሕራይስ እኳ ናይ ሻዕብያ ሽፍታ ካብ ዳስ ናይ መርዓ ሰብ ክትገፍፍ ሪኢና'ዋ!
ጆሲ ኣምበሳው ኣቀራርባኻ ልበይ ከፊቱ የእምሮይ ከም ዝፍትሽ'ዩ ዝገብረኒ
KIRTIM HIWEHATEY!!! KKK
ሐደ ሕዝቢ ሐደ ልቢ እዩ ትግራይን ኤርትራን ታዮሞ ሕሱም ዝኾነ ስርዓት ኢሳያስ አፈ ጨርቂ ዶ ሐንፈሽዋን አሕሕሕ
Stop Stop ✋ riding from Dasale Brkate he is HGDF. He’s against Eritreans and Eritrea 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ጆሲ ኣፊ ምጥሪ ክክክክ
@bitwededabraha6856
Жыл бұрын
Ehita degal adiuu ayflet about ayfelit.
@genettekle8928
Жыл бұрын
ኢዋእካ(ምሽናይ)እዚአ ኮይና ዓቕምኻ(ኺ) እንትምሃር ምቀናእካ(ኪ)ትሕዝን
@teklewoinimebrahtu6151
Жыл бұрын
Sdi Eritrawnet 🤣
@germaymebrahtom436
Жыл бұрын
adulis... አታ ድቃላ ወድ ሸርሙጣ አዴኻ እምር አቦኻ ዘይትፈልጥ ረሳሕ ወድ ሸርሙጣ።
@weldenegodguad4974
Жыл бұрын
ምሽክናይ ንስኻኸ ተጎምባሒ ናይ ራሻይዳ ኣዴኻ ኸኣ ተረፍ ኣምሓራ:: ሕጂ'ዉን ካብ ተጋሩ ንላዕሊ ዝቐርበና ህዝቢ የብልናን:: ብሕም ዝበለ ይታሓጎም.....
ሻአብያ ንህዝቢ ኣሪትራ ፍጥር ክትብል ዋንነት ህዝቢ ከም ኣቃሀ ብግስክትብል አያ ፥ጀሚራቶ ፥ንዝተወሰነ 4ኣመታት ከም ኩሉ ናይቲ ሺኡ ዝነበረ መንአሰይ ሃገራዊ ሲሚኢት ስለዝሃደረኒ ብ1977 ናብቲ ህዝባዊ ክይኑ ዘይፈልጥ ብህግ ዝጽዋአ ደምበ ጨካናት ተሃወስኩ ፥አንተኮነ ከም አድል ኮይኑ ካብቲ ዝኣበኩሉ ህዝቢ ከበሳ ብዙህ ኣይራሃቅኩን፥ስለዝኮነ ናይቲ ህዝቢ ከበሳ ኣብ ሃገራዊ ቃልሲ ይኩን ድልየት ነጻነትን ኣብ ሰውርኡ ዝገብሮ ተሳትፎን ብቀረባ ክካታተል ኣዚየ ካኣልኩ፥በቶም ናይሺኡ ዝነበሩ ብስም ጀማሂር ወይ ክፍሊ ህዝቢ ዝባሃሉ ካድራት ህግ ህዝቢ ኣኪቦም ህግ ዋንነት ህዝቢ ኣሪትራ ከምዘለዎ ብሃይሊ ከአምንዎ ብዝገብርዎ ዝነበሩ ኖግራም ስነሃሳብ ናይዚ ህጂ ህዝብና ዘጽንት ዘሎ ኣረመናዊ ጉጂለ ከውርስዎ ቀትርን ለይትን ይሰርሁ ብምባሮም ፥ኣነ ንነብሰይ ሂወተይ ኣብ ምንታይን ኣብ ከመይ ዝበለ ዉዱብ ከምዘለኩን ክሃስብን ክመራመርን ብዛአባ ህግ መንዮም ዝመርህዎ ዘለዉን፥ምስቶም ዉሁዳት ነባር ቡጸተይ ኣለልየ ክሃትትን ጀመርኩ ዝተዋሃበኒ መልሲ ስቅ ኢልካ ተጋደል፥ከምዚ ናትካ ህቶ ሃቲቶም ዝጠፍኡ ተጋደልቲ ስለዘለዉ ኣብዚ ዉዱብ ምቅሉልን ምአዙዝን ኮንካ ዝበሉካ አናፈጸምካ ምካድ አዩ ዘዋጸኣካ ዝብል ካብቶም ገርሀኛታት ብጾተይ ክንገረኒ ጀመረ፥ህግ ንዘአበየቶ ዉላዳ አትበልአ ዉዱብ አያ ፥ተወሲክዎ፥ካብኡ ንዳሃር ዘአበየቶ ዉላዳ አትበልአ ድኣ አሞ አዛ ዉዱብ ናይ ድሙ ባህሪያት ኣለዋ፥ከምኡ አውን ዘይዲሞክራሲያዊን ዘይሰውራውን ተበላጺ መሪሂነት አትውነን ህግ ኣብኣ ኮይነ አታ ክብርቲ ሂወተይ መስዋአቲ ክከፍል ከምዘይብለይ ንነብሰይ ኣአሚነ ብሰላም ነደኩም ማይ ዉረዱላ ብምባል ገዲፈዮም ተጸርገፍኩ አብለኩም፥ገና ከይኣበየ ዝኣረገ ሃውኩም ዮሰፍ ዘቢሀረ ስያትል፥
ህዝቢ ኤርትራ ፡ ነዚ ክዳዕ ዜግነት ኤርትራዉነቱ ካብ ቀደም እዋን ዘይኣምን፡ ከዳሚ ሃይለስላሴን ሕጂ፣'ውን ዕስብ ኢትዮጵያ፡ ናይ መንነት ጸገም ዘለዎ ፡ ብ all kinds of mental challenges: personality disorder, bipolar, degenerated cognitive functionality ሽግራት ዝተዋሕጠ ውልቀ መላኺ ፡ ንሃገር ናብ መቃብር ህልዋት ዝለወጠ ፡ ንኣጽንፊ ንትእዛዛቱ እምቢ ኣይንቅበልን ኢልካ ጠጠው ትብለሉ ካብዛ እዋን'ዚኣ ካልእ ጊዜ ከቶ ክህሉ ኣይህሉን'ዩ። እዚ ንህይወትካ ኣጥፊኡ ኤርትራዊ ዝበሃል ኣጽኒቱ ናይ ዓባይ ኢትዮጵያ መራሒ ምዃን ከንቱ ሕልሙ ካብ ምትግባር ንድሕሪት ኣይብልን'ዩ። አቲ ንሱ ንግሊ ጥቅሙ ንነዊሕ ዓመታት ክጥቀመሉ ዝጸንሔ ሜላ ዝፈጠሮ ናይ ሐሶት ጸላኢ ወያነ/ትግራይ፡ እናጸላእና ፡ ጸላኢና ንሱ ዉልቀ መላኺ ክንሱ ከሎ እቲ ንሱ ዝፈጠሮ ጸላኢ እናጸላእና፡ እዚከኣ ዕሽንት ጥራሕ ዘይኮነስ ምሒር ዕርቃኑ ዝቀልዔ ድንቁርና'ዩ።
@teklewoinimebrahtu6151
Жыл бұрын
You right 👍 bro Eritrawnet zbahal methazi zeyblu
ንእሽተይ ኮይነ እምበር መኮነን ምፈለጥክዎ ነይረ ይኸውን፣ ወትሩ ምሸት አብ ድሕሪ ገዛና ኮይና መብራህቲ ናይ ከተማ ራማ ንርኢ ኔርና። መትዓቢተይ ኣዲኡ ካብ ትግራይ ማለት ቕድሚ ራማ ምብጻሕካ ትርከብ ሳፍራጨው ትብሃል ቁሸት ኢያ፣ ቅድሚ እቲ ዶብ ምዕጻዉ ናብ ዓድና ተመርዕያ መጽያ። ምሸት መብራህቲ ናይ ራማ እንክንርኢ፥ እንዳ ኣባሓጎይ ርኣዮ ይብለኒ ኔሩ ምፍልላይ ሕሱም።
Tgray.tdf.❤🙏