#Jstudio

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #somalia #Ethiopia #sudan #yosief. እዞም ኣባላት ናይ ካርታ፡ GPS፡ ነተጉትን ንገሊኦም ድማ ናይ ፈጣን ጃላቡን ስልጠና ዝወሰዱ ኮይኖም፡ ብትእዛዝ ቤ/ጽ ፕረሲዳንት ካብ ሓ/ባሕሪን ሃንደሳ ምክልኻልን ዝዓለምዎም ኣባላት 1. ሜጀር ተስፉ ስዩም- ማንጃግሮ (ሓላፊ ስለያ ሓ/ባሕሪ)፡ 2. ሌ/ኮ ሰለሙን ኢያሱ ወዲ ኢያሱ (ካብ ሃንደሳ ምክልኻል)፡ 3. ም/ተለንተ ተስፋኣለም ባይረ ወዲ ባይረ (ኣባል ሓ/ባሕሪ)፡ 4. ገብረሂወት ዓንደ- ወዲ ዓንደ (ኣባል ሓ/ባሕሪ ክፍሊ ካርታን ሓበሬታን)፡ 5. ሳልሕ ዓሊ (ኣባል ስለያ ሓ/ባሕሪ ከም ትርጁማን)፡ 6. ጀማል ዓሊ (ኣባል ጸረ ስለያ ሓ/ባሕሪ)ን 7. ተለንተ ኣደም ዝተብሃለ ካብ ክፍሊ ጎስጓስን ሓበሬታን እዮም፡፡ ነዚ ስውር መደብ ብሓላፍነት ክከታተልን ክመርሕን ዝተመዘ፡ ሓለቓ ስታፍ ሓ/ባሕሪ ነበር ብርጋዴር ጀነራል ፍጹም ገብረህይወት (ወዲ መምህር) ነይሩ፡፡

Пікірлер: 345

  • @jstudio1
    @jstudio14 жыл бұрын

    contact us on twitter

  • @mtgerichannel
    @mtgerichannel4 жыл бұрын

    ጆሲ ክቡር ሓው ኣጆኻ በርትዕ ብሉጽ ስራሕ ናይ ጽባሕ ፍረ ኣለዎ

  • @chakurmedia
    @chakurmedia4 жыл бұрын

    ደቂ ዓደይ ኣጆኹም ክርህው እዩ ግዜ ይነውሕ እንበር እቲ ኣነዋሪ ስርዓት ምስ ደገፍቱ ክዓንዉ እዮም

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove1254 жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ጆሲ ጅግና

  • @abdallaibrahim1895
    @abdallaibrahim18954 жыл бұрын

    2020 zemen methuquqaf zemen rahwa zemen natsinet yigberelna wudqet nihigdef rahwa nihizbina Thank you so much jossi

  • @banaappbanaapp828
    @banaappbanaapp8284 жыл бұрын

    መርሓባ ጆሲ ንሕና ዉን ሰላምን ጥዕናን ንምነየልካ ቡሩኮይ ብዝተረፈ ንዓይ ከኣ ሳብስክራይብ ጉበሩለ ኣሕዋተይ

  • @gebremikaelhagos7988
    @gebremikaelhagos79884 жыл бұрын

    ጆሲ ተቕርቦ ብሮግራ ዝገርም እዪ አቀራርባ ይበል አጆኻ በርትዕ

  • @robel0310
    @robel03104 жыл бұрын

    ብጣዕክ ዝገርም ሓቅታት እዩ ጆሲ ሓውይ :ከምይ ረኪብካዮ እዚ ኩሊ ሓቅታት ገሪሙኒ ምክንያቱ ሓደ ካብቶም ብብርጋደል ጀነራል ተክለ ማንጁስ ዝተላእኩ እየ ኔረ ሓሙሽተ ሰባት ኢና ኔርና ሰለስተ ተጋደልቲ ክልተ ክኣ ሃ/ኣግልግሎት ፡እቶም ሰለስተ ተጋደልቲ ግርማይ ምስግና፡ሳሙኤል ተክለማሪያም፡ተስፈኣለም ቅዱስ ከሙዉን ስሙ ዘይጠቀስካዮ ኣባል 1ይ ዙር የማነ ተስፋገርግሽ ሕጂ ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ዝቅመጥ ዘሎ ኢና ነርና።እቲ ተልእኮ መጽናዕቲ ንምክያድ ዘይኮነ ነሩ ፡መጽናዕቲ ኣካይድና ንምጥቃዕ እዩ ነሩ ፡ምስ ሱዳን ዝነበረ ሃዋሁ ናይ ሰላም ምስ ተቀየረ እዩ ክንምለስ መልክቲ ተዋሂብና ።ካብ ኤርትራ ተበጊስና ናይሮቢ ምስ ኣተና ፡ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ናይሮቢ ፓስፖርትና ወሲዱ ፡ ብናትና ስእሊ ናይ ሱዳናዊያን ስም ንስርሒት ዝተዳለወ ናይ ሱዳን ፓስፖርት እዩ ዓዲልና ፡ብመኪና ተጻዒና ክኣ ደቡብ ሱዳን ኣቲና፡እቲ ንመጥቃዕቲ ዝተዳለወ ኣጽዋር ግና ኣብቲ ቦታ እዩ ሓሊፉ ጸኒሕና።

  • @biniamraesi7593
    @biniamraesi75934 жыл бұрын

    Willkommen ጆሲ ጅግና ኣጆካ በርትዕ i love you so mauch

  • @misganakiflom1593
    @misganakiflom15934 жыл бұрын

    Tnx zeynfelto zefltkana j studio

  • @abeerjaser3865
    @abeerjaser38654 жыл бұрын

    TeAwet bravo

  • @haile.785
    @haile.7854 жыл бұрын

    Welcome Josie .

  • @selyetoli5628
    @selyetoli56284 жыл бұрын

    always well come josii

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane53944 жыл бұрын

    ጆ ....Hawna

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos10714 жыл бұрын

    Good job jstudio.

  • @birhantesfe6695
    @birhantesfe66954 жыл бұрын

    እንቓዕ ብ ደሓን መጻእካና።

  • @yosiefabraha9519
    @yosiefabraha95194 жыл бұрын

    Great job wetru ab goni deleyti fthi

  • @bitewa.1801
    @bitewa.18014 жыл бұрын

    You are so awesome brother,

  • @tesfom4464
    @tesfom44644 жыл бұрын

    በርትዕ ኤርትራዊ ንሰነ ሓቂ ፍረ ሰላም ውሕስነት ህዝብን ሃገርን

  • @fthi3585
    @fthi35854 жыл бұрын

    Bhakie kisned zelewo Tariek iyu goed job bro😍😍😍

Келесі