ኣቱም ጥራጥ ረጊጽና 😂😂 ኣቤት ባህልና🥰👌🏾 ጥዑም :: ከም ወትሩ ጽቡቅ ሰራሕ
ዋው ደስ ባሃሊት እያ ሓንጣል ዘለዋ ፍልሚ ማራ እያ ደስ ትብለኒ
ምሃሪትን ኣዘናጋዒትን ስራሕ። thank you john mera and actors.
Anta zbahlna ktam . Tsbuq srah GBU❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza Film ketenead zegbea eya! Mehariten bahlawiten 🙏🇪🇷👍
አሰይይይ ገጠር ጥዑም ፃሕሊ ሓቑፉ ከተፍ✅❤
azekiruna keman akakakaka
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ባህሊ ቀጽልዎ
ጆን ሚራ 👍👏💯💚❤💛💙
አስመሮምን አስመላሽን ዘለውዋ ፊልም ርኤ አይጸግቦምን ሽኮሪናታተይ .አብ ኩራዕ ኤርትራዊ ወየንቲ ኮይኖም ጽቡቅ ሰሪሖማ
ሰላምኩም ይብዛሕ ፍትዋት፥ጽቡቕ ስራሕ። ባህልናን ክብረትናን ይተዓቀብ።ነቶም ከይተሓለልኩም ኣብ ስራሕ ዘለኹም ስነ-ጥበባዉያን ፡ብፍላይ ከኣ ኣብቲ ባሕሪ ባህልና መንነትናን ክብሪ ይኹንኩም።
ሰላም ሰላም ብዘይ ኣፈላላይ ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን እንኳዕ ናብ ብርሃን ትንሳኢ ብሰላም ኣብጻሓና ናዓመታ ምስ ለዋህ ህዝብናን ለዋህ ኣዲናን የራክበና ናበልኩ ብትሕትና ኣብዛ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ የቀኔለይ ።,,,,,
ጆን ጅግና ♥♥♥♥
ናይ ብሕቂ ሓዘል ፡ኣዋድቃ ቃላትን ብዝግባእ መሃሪት ዝኮነት ፊሊም ብዝያዳ ከኣ መረጻ ተዋሰእቲ ብወገነይ እቶም ሰለስተ ዓበይቲ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆም ,ብሓፈሻ ከኣ ኩሎም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፉ ጽቡቅ ስራሕ ባህልና ይሰስን ቀጽልዎ ።
መሳጢት ፊልም..ነዘን ደቀንስትዮ ተዋሳእቲ ሽመን ከይተረቊሐ ኣጓኒኩመን ግን ኣታሓሳሳቢ እዩ😪😪 ንመጻኢ ክእረም ተስፋ ይገብርም
I love this. love story movie 👍⭐⭐⭐⭐⭐🇪🇷💙🇪🇷🌴😍😁 soo funny 🤣
ጆንሜራ ኣንበሳው ኣብ ኩሉ ተድምዕ ናይ ከተማን ገጠርን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤረይ ሐየት
ጽብቕቲ መሃሪት ዓድኻን ባህልኻን ተዘኻኽር
ኣድንቆተይ ገሊጸ ኣይገልጾን እዩ ንስራሕኩም ብጣዕሚ መሃሪ ስራሕ
Welcome ፡ ብሩካት ፡ ሰላምኩም ፡ ይብዛሕ ፡ ደቂ ፡ ኤረ ፡ ርሑስ ፡ አውድአመት ፡ ይግበረልና ፡ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🥰🥰🙏
Welcome ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማሃሪትን ኣዘካሪትን ዓቢ ስርሕ ሰሪሕኩም
Very nice film entertaining ABASAT North Tegharu,
ኖርዝ ተጋሩ ከ መንዮም ? እዚኦም ኤርትራውያን እዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@HaraGhirmai SARINA, KEMAKHI ABASAT KEBESSAWIAN TIGHRINGA TEZAREBTI.
Joni nay bhaki kabzy nay gelyom hatewtew adhinkana hangolna tehadisu keman I love you Brather
Wawww abet bahlna ketiem ane ezi jon meran mekonnn kexluluni eyom mara wedeti
ኣየይ ተካል ሞዓኮር 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ሞይተ.....ናይ ብሓቒ ደስ ትብል ፊልም.
Thanks 👍👍
Btami meharitn tbeb zbezhan thzto thanks more
ኣንቱም ሰባት ሰሓቅ መይተ ጆን ሜራ ኣይትሳኣን መሃሪትን ኣዛናጋኢትን
Welcome guys keep going bro 👍👍👍
Kef zelewa film
ጆንሜራ ንኡድ ስራሕካ የድንቕ
Btaemi xbuk bahlawn meharn kexllu
❤❤❤❤❤❤❤
kkkkkkkk ንሱዩ ኢትኩሪ ባህሊና ኢጆኩሚ ንፉዓት👏👏👏👍👍👍👍
Jonnn meraa great
Please if it's possible let's keep it up
Very good work
GREAT
💖💖💖
Wawww des zebl bahlawi movie thanks more gays
Welcome john mera
❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Good job
🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏
nice
ሓጺራ ግን ጽብቕቲ ኔራ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
👏👏🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍
Lovely Fatis Amel Mess Megenez I never Stop Laughing
👍❤️👍❤️
ፉቁራት ደቂ ኤረይ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍
Deqi erey rhus awdeamet yehxrkuma deqi erey 🇪🇷🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰💯💯🇪🇷🇪🇷🥰💯💯🥰
እዋይ ብስሓቅ ሞይተ!!......................................።
Jonmera abzey ጥራጥካ ኮፍ ኢልካ ኣለካ ክክክክክክክክክ🤣🤣🤣🤣😂❤
ክክክክክክ
ናይ ጎደፋይ ገጸ-ባህሪ ገዲፍካ ዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ። ሓቂ ንምዝራብ ንጎደፋይ ስሩዕ ወይ ዘእምን ካራክተር ኣይተዋህቦን። በቲ ሓደ ናይ ምምዝዛን ዓቕሙ ዝወረደ: ዘይንቡር ዝገብር: ብሰሪ ቆብ ዘይምባሉ ንሓዉ ዘፈድሕ ወይ ዘፍሽል: ብዕራይ ተባሂሉ ኣድጊ ዝገዝእ••• ሰብ እዩ። በቲ ኻልእ ወገን ድማ ብዝረቐቐ ሜላ ንሓዉን ንመርዓቱን ኣሽኪዑ ዝተርፍ ንፋዕ መታለሊ ኮይኑ ንረኽቦ። ዘልኩሲ እቲ ባህሪ ኣይተመጣጠነን። ኣብዛ ፊልም ጎደፋይ ዘይኮነስ ጎደፋያት እዮም ኔሮም።
ጆን ሜራ
😀🙋♂️🤩😘🙏🤸♂️
Ajoka dahan ጥዕይቲ ሰበይቲ ረኺብካ ኣለኻ እምበር ክክክክክ
Jmera kemti zfetwo srah nay bhaki znead sened,
ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣብ ተዋሳኣቲ ዝብል ናይ ኢትዮጵያ ወ/ገብሬኤል ሽም ተረሲዑ ኣሎ
👍👍👍😂😂😂
ክክክክክክክክክ እውይ ሞይቴ ክክክክክክ
ሓማትን ሓው መርዓውን ተራባረብ ኢያ ዋይ ምስጢር
Rhus Beal Fasika ygberelna nkulna Thank u so much....Jhonye. Hahahahahahah TiRat Regixna Ahahhahhahahahahh
Tiemti fm
L
RUHUS FASICA
R.i.p😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ናይ መወዳእታ ዶ ሓንቲ ክጠርጥ😂😂😂
ዛጥ ኣብሎ
Kab edga hamus edaga Arbi nab edaga adgi senay guezo
ክክክክክክክ
ፖርት ዋን እያ በሉኒ
ጥራጥ ረጊጽና ኢልካ ሎ ብስሓቅ ኣቁሲልኩምና ቀጽልዎ ስከ
Kkkk Xebuk Wedel .
Bnigihiu mealti adgi yu 😂 😂 😂 😂
Wedikayo etow nayi mewdata do hanti kiterit 😂😂😂😂😂😂😂
llllllll
ጠራጢ
😂😂😂😂
Agokum berukat
😅😅😅😅
This is not our culture none can bought a danky instead of bull please don't down or play our beautiful culture.
Kkkkkkkk
kid ጠራጠ 😜😜😁😁😁🤣🤣🤣🤣😁👌😁😁😁😁😁🤣🤣
ጆን ሚራ ብጣዕሚ ሕማቕ ጸሊአካ ምስ ህዝቢ ትግራይ ትነዝሖ ዘለኻ ጽልኢ shame on you unsbsrab ጌርናካ ኣለና በል
Ezi ab eritrea zelo hzbna aflto yeblun
@@user-qx3ku6gz5n ቆንዳፋት
@@yonaskeshi1863 kkkkkk thank you
Abzi do intayi alo eyu ni tegaru zmlket
@@miraclemiracle3216 ያ ኣብዚ የለን ኣብ ካልእ chanel ዝሰርሖ ኮሜዲ ግን ብጣዕሚ ዘፈንፍን ምስ ክብረቱ ዘይከይድ ክሰርሕ ስለ ዝረኣኽዎ ኣብዚ ናቱ chanel መጺአ ካኣ ዓገብ ይብሎ ኣለኹ እዛ chanel ናይ ጆን ሜራ ያ ስለዚ ዓገብ ንበሎም ካብ ደም ምፍሳስ ዝርከብ ረብሓ ታይ ኣሎ ብዘይካ ዕንወት
❤❤❤❤❤❤
Пікірлер: 117

@teklitzaid1905
2 жыл бұрын

@HaraGhirmai
2 жыл бұрын
ኖርዝ ተጋሩ ከ መንዮም ? እዚኦም ኤርትራውያን እዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhetensea451

@great2894
11 ай бұрын
ዛጥ ኣብሎ
Kab edga hamus edaga Arbi nab edaga adgi senay guezo
@HaraGhirmai
2 жыл бұрын
ክክክክክክክ
ፖርት ዋን እያ በሉኒ
ጥራጥ ረጊጽና ኢልካ ሎ ብስሓቅ ኣቁሲልኩምና ቀጽልዎ ስከ
Kkkk Xebuk Wedel .
Bnigihiu mealti adgi yu 😂 😂 😂 😂
Wedikayo etow nayi mewdata do hanti kiterit 😂😂😂😂😂😂😂
llllllll
ጠራጢ
😂😂😂😂
Agokum berukat
😅😅😅😅
This is not our culture none can bought a danky instead of bull please don't down or play our beautiful culture.
Kkkkkkkk
kid ጠራጠ 😜😜😁😁😁🤣🤣🤣🤣😁👌😁😁😁😁😁🤣🤣
ጆን ሚራ ብጣዕሚ ሕማቕ ጸሊአካ ምስ ህዝቢ ትግራይ ትነዝሖ ዘለኻ ጽልኢ shame on you unsbsrab ጌርናካ ኣለና በል
@user-qx3ku6gz5n
2 жыл бұрын
Ezi ab eritrea zelo hzbna aflto yeblun
@yonaskeshi1863
2 жыл бұрын
@@user-qx3ku6gz5n ቆንዳፋት
@user-qx3ku6gz5n
2 жыл бұрын
@@yonaskeshi1863 kkkkkk thank you
@miraclemiracle3216
2 жыл бұрын
Abzi do intayi alo eyu ni tegaru zmlket
@user-zv5lk5di3z