ጃክ እቲ ሩስያዊ ሰላዪ ደርግ ኣብ ኤርትራ መበል 34 ክፋል

Ойын-сауық

ሓቀኛ ስለያዊ ዛንታ። ኣብ ኤርትራ፡ኢትዮጵያ፡ሱዳን፡ኬንያን ኤውሮጳን ዝተፈጸመ ኣገራሚ ታሪኽ/Shida tv presents,for more info share ,like and subscribe our channel.thank u

Пікірлер: 51

  • @druysereke9062
    @druysereke90622 жыл бұрын

    ንታሪኽን ዘይምፍልጣና ሓዝነ መዕረ ክንደይ ጀጋኑ ኣቦታትና ሓያላት ምንባሮም ግን ኾሪዐ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane95152 жыл бұрын

    ንኽትሰምዖ ዘሻቕል ቅያ ጅግንነት ዝፈሰምኩም ጀጋኑና ዘልኣለማዊ ክብርን ሞሳን ነዓኹም ይኹን 💖🇪🇷::

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak69122 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኤረይ ሰላምን በረከትን እግዝአብሄ ምሳኩም ይኩን ቀጽልዎ ጥዑም ድምጺ ተባረክ

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere94272 жыл бұрын

    የቐንየልና ክቡር ኣንባቢ መሳጢ ታሪኽ ኢኻ ትምግበና ዘለኻ።

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 Жыл бұрын

    Eritria prevail 🇪🇷❤️🇪🇷 Good job Deki Eritria 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fitsumgebrezgabhir7201
    @fitsumgebrezgabhir7201 Жыл бұрын

    Thanks 👌👌👌❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @natnaelsamson7842
    @natnaelsamson78422 жыл бұрын

    እንካዕ ብስላም መጻካ ሰበይ ሽዳ ኣብ ሶሙን 2 ግዚ ዘይትገብረልና place 👍👍👍

  • @samiangola2377
    @samiangola23772 жыл бұрын

    እንቛዕ ብደሓን መፃኩም ደቂ ኤረይ፡ እቶም ኣብ ሊብያ ዘለዉ የሕዋትና ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላሙ የውርደሎም፡መዋፅኦ ይፍጠረሮም።

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane37743 ай бұрын

    Mesathi zanta ❤zeymino sirahkan megbikan zeresie amazing ❤❤❤❤

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa36942 жыл бұрын

    Wel came sehda tv

  • @eriiistars3089
    @eriiistars30892 жыл бұрын

    Thanks dear bro

  • @senayfamily
    @senayfamily2 жыл бұрын

    Welcome super

  • @kidanki16yaruru84
    @kidanki16yaruru842 жыл бұрын

    ኣታታታታ እንታይ ክፍጠር ይኸውን ፡ ሰሙን ክንጽበ ፡ ናይ ብሓቂ ዘደንቅ ስራሕን ጽፉፍ ኣካይዳን ህዝባዊ ግንባር ፡ እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ

  • @tsnathiyabu9927
    @tsnathiyabu99272 жыл бұрын

    Well come my brother

  • @atakltielias
    @atakltielias Жыл бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @henokyemane7287
    @henokyemane72872 жыл бұрын

    Good morning welcome back

  • @Cr-uy3cj
    @Cr-uy3cj2 жыл бұрын

    Welcome

  • @MaryameyMaryamey21
    @MaryameyMaryamey212 жыл бұрын

    Well come shida tv thanks

  • @user-ml9jg7ot3e
    @user-ml9jg7ot3e2 жыл бұрын

    Welcome Shida Tv🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @meronsat7665
    @meronsat76652 жыл бұрын

    ታሪኽ እዛ ክብርቲ ሃገር በርቢርካ ውን ዝውዳእ ኣይኮነን ናብ ዉሉድ ወለዶ ዝመሓላለፍ ረዚን ታሪኽ እዩ ። ምስጢር ህላውነትና ውን እዩ ታሪኽና ዋሕስ ቀጻልነት ወለዶና እዩ ። ኣዳለውቲ መደብ ትገብርዎ ዘለኩም ስራሕ ቀሊል ኣይኮነን እሞ ምስጋና ይብጻሕኩም ካብ ኣተራርኻ ጀሚርካ ክሳብ ውህደት ሙዚቃ ኩሉ ብሉጽ ። ንሕና ክኣ ምክትታልን ሸር ምግባርን ኣይክንሓምቅን ኢና

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 Жыл бұрын

    🙏🇪🇷🙏

  • @asmeromtesfay8652
    @asmeromtesfay86522 жыл бұрын

    welcome deqi eri

  • @sabaselomon489
    @sabaselomon4892 жыл бұрын

    Betame lbeka tentteletlk aytdengoyo❤🙏❤🙏❤🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @novieldenden3165
    @novieldenden31652 жыл бұрын

    ሰላም ንኣባላት ሽዳ ቲቪን ተኸታተልታን።

  • @Eritraen
    @Eritraen2 жыл бұрын

    መርሓባ እንቃዕ ዳሓን መጻካ ብሩከይ

  • @naodnaodi3344
    @naodnaodi33442 жыл бұрын

    welcome deqi erey 🇪🇷💪🇪🇷

  • @nedelemerih1845
    @nedelemerih18452 жыл бұрын

    Welcom bro Shida

  • @user-ve4wl2bu5t
    @user-ve4wl2bu5t2 жыл бұрын

    Well come bro eza mdnguay gn ageb!! wela ab 5 mealti gberelna plss

  • @weditsegay5474
    @weditsegay54742 жыл бұрын

    Wowwww don't late sir

  • @wedieray
    @wedieray2 жыл бұрын

    Marhaba nxbakume xanhana

  • @esromelnathan7965
    @esromelnathan79652 жыл бұрын

    Merhaba gezana🇪🇷🥰🙏

  • @biniamasmara3799
    @biniamasmara37992 жыл бұрын

    👍🏽👏🏽🇪🇷❤️

  • @rigmeb3294
    @rigmeb32942 жыл бұрын

    oh my God እንታይ ኢና ክንሰምዕ

  • @solomanmogos5958
    @solomanmogos59582 жыл бұрын

    Bejakum nab Facebook shear ngbero zranayo nezi tarikna btami you mesati

  • @michaelestifanos4467
    @michaelestifanos44672 жыл бұрын

    Merhaba SHDA areky pls Ab somun 2 gize gberena pls yitehawawesena alo beterefe gin Nice 👍 one ☝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies88312 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖🐪🐪🐪💪💪💪💪✊✊

  • @senayfamily
    @senayfamily2 жыл бұрын

    Be fast pls

  • @Mstir_fkri17
    @Mstir_fkri172 жыл бұрын

    አንታይ ክወጾ ጽቡቅ ኣቀራርባ ምስ ጥዑም ድምጺ ግን ሰሙን ምሉአ ተጸቢና ግዜ ይሓጽረናሎ ፕሊስ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ስደዱልና

  • @sofiaata9687
    @sofiaata96872 жыл бұрын

    ጽቡቅ ትሕዝቶ እዩ ቀጽልዎ እንዳበልኩ እቲ ናይ ኢሰፓ አባል ሓላፊ መማህራን ኮሚሽን ዝነበረ ቀናጢ ቲካ ዘይኮነስ ቀናጢ ተአ ተባሂሉ ይተአረም።

  • @kokilula9633
    @kokilula96332 жыл бұрын

    Eway lbna tenteltilu ksab semun men kxbeyo iyu.

  • @fesseharussom299
    @fesseharussom2992 жыл бұрын

    Hawey kab mehir medenguay gedifnaya ena eza mexehaf plese ab semun 1 gezie gebera ab 3 semun dongine a

  • @fitwisolomon3913
    @fitwisolomon39132 жыл бұрын

    መርሓባ ተናፈቅቲ በጃኩም እባ ወላ ክልተ ኣብ ሰሙን ግበርዋ ፡

  • @asmeraasmera5358
    @asmeraasmera53582 жыл бұрын

    ኣብ ሰሙን 2 ወይ 3 ግዜ ግበሩልና ኢልናኩም ሓንጊድኩም ምሽ

  • @user-Eri
    @user-Eri2 жыл бұрын

    ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኣሰናዳእትን ኣቕረብትን እዛ መደብ? እዛ ትረኻ እናጠዓመት እያ ተኸይድ ዘላ :ነቶም ፈጸምትን ሃንደስትን እቲ ቕያ ዘጋጥሞም ዚነበረ መሰናኽላት ዚጥቀምሉ ሜላ ኣፈታትሓን ከየድነቕክዎ ክሓልፍ ኣይመረጽኩን።ክንዲ ዚኾነ ድማ ነቶም ብህይወት ዘለዉ ምስጋናን ሞሳን ነቶም ብመስዋእቲ ዚሓለፉ ድማ ክብሪ ይግብኦም።🇪🇷

  • @hadnetchanel3485
    @hadnetchanel34852 жыл бұрын

    klea donakur ab xwxweay znebru donaqur hzbi duhrat ab Stone age znebru hzbi gn ndergi yqreta knhato alena

  • @teweldefisha3135
    @teweldefisha31352 жыл бұрын

    እንታይ ክወጾ ሽዳ ቲቪ

  • @filmonmenghis9011
    @filmonmenghis90112 жыл бұрын

    ኣበይ በጺሓ ከም ዝነበረት ምስ ረሳዕናያ መጺኹም። ብጃኹም ክልተ ግዜ ኣብ ሰሙን ግበርዋ።

  • @kokobrusom7693
    @kokobrusom76932 жыл бұрын

    ኣብ ሰሙን 2 ግዜ በጃኹም ብ ሃንቀውታ ኢና ንጽበያ

  • @hgdef_zi
    @hgdef_zi2 жыл бұрын

    ዮዲት ከኣ ኣብቲ ውሽጢ እያ ዘላ ohhhhh

  • @meronhabtemariam4169
    @meronhabtemariam41692 жыл бұрын

    መጀመርያ ኣዝያ ክትንበብ ዘለዋ መጽሓፍ ምዃና ብትርኻ ምዕጋበይ እኹል ምስክር'ዩ። ርእይቶይ ግን፣ እታ ንሌላ ኣብ ብለኮ ዝዓገተታ ፈታሺት፡ ነታ ኮልጌት ምስ ከልኣታ "ኣብ…… ወትፍዮ" ኢልካ ኣንቢብካ ኣለኻ። ንሳ ኣብ "መዓኮርኪ ወትፍዮ" ኢላታ እንተኾይና፡ ኣንባቢ ግን ነዚ ኣበሃህላ ከም ስክፍታ ወሲድካ እንተ ኣንጢርካዮ ተጋጊኻ። ድሓር እዚ ኣበሃህላ ቁልዕነትና ዘኪርና ኣብ እነዕልለሉ እንዝክሮ ተራ ዘረባ ምዃኑ'የ ዝፈልጥ ኣነ። እንተተጋግየ ይቅሬታ!

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 Жыл бұрын

    አየወ አብ ክትምውሊዕ ዘነበሩ አንበጣ ቀጠልያ ድመስሉ አሻሓት ነሮም ይዝከረኒ

Келесі