ሆሳእና || ብ ቀሺ ዶር. ተኽልኣብ መንግስትኣብ ኣብ 2002 ዝተሰብከ ስብከት

Пікірлер: 24

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanesАй бұрын

    ኣቱም መካነ ሂወት በጃኹም ናይዞም ኣቦታት ስብከት ዘለኹም ኩሉ ኣውሩዱልና ክንድይ ኢና በዞም ኣቦታት ዝሰበኽዎ ነቲ ቅኑዕ እምነት እንታይ ምኻኑ ዝፈለጥና በጃኹም ካልእ እንተ ሃልዩ ብስም እግዚብሄር ይልምነኩም ኣውሩዱልና ። ካብዚ ናይ ሕጂ ዓጀውጅው ዝኾነ ስብከት ናይ 2000 ብ10 ሀድፎን ገርካ ምስማዕ ይሓይሽ 😢

  • @hallelujah3985

    @hallelujah3985

    Ай бұрын

    ኣብቲ ውሽጢ እቲ ቻነል ብዙሕ ስብከት ኣሎ፡

  • @hopeyohanes

    @hopeyohanes

    Ай бұрын

    ኩሉ ሪኤዮ እየ ሓድሽ ከምዚ ናይ ሎሚ ዝተቐመምጠ ከይ ህሉ እየ

  • @issayasdebru2715

    @issayasdebru2715

    Ай бұрын

    ከም ኣፍልጦይ፡ ንኣፍልጦኻ፡ ኣብ ነፍስወከፍ ሰንበት ዝወሃብ ዝነበረ ስብከት፥ ይምላእ እሞ፡ ኣብቲ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ዝነበረ ቤተ-መጻሕፍቲ ይስነድ፥ ሰባት ድማ ነቲ ምላእ ተለቂሖም (ብናጻ) ይወስድዎ፡ ሰሚዖም ድማ ይመልስዎ። ምስ ምዕጻው እቲ ማሕበር ግና ኹሉ ዝተመልእ ስብከታት ተሃጊሩ፡ እቲ ኣብ ኢድ ሰብ ዝጸንሐ (ብልቃስ ዝወሰድዎ) ቪድዮታት ተኣኪቡ ድማ እነሆ ኣብዚ ቻነል ይቐርበና ኣሎ። ስለዚ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ዝተረኽበ ስብከታት ኣብዚ ምዝርጋሕ ክቕጽል ምዃኑ እየ ዝርዳእ።

  • @hopeyohanes

    @hopeyohanes

    Ай бұрын

    ደሓን እዚ ወላ እኩል እዩ ጎይታ እንታይ ይስኣኖ ዓጽዮም ዝዕጾ መሲልዎም እንበር እንሆ ክንውለድ ዝተሰብኸ ሕጂ ጎያታ ኣብ እእዛና ኣብጺሕዎ መካነሂወት ክሳብ ሕጂ ትዓዩ ኣለኹም ጎይታ ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ ዘዝተረኽበ ጥራይ ኣብዚ ዝርግሕ ኣብሉልና ተባረኹ።

  • @HYAW-EMNI
    @HYAW-EMNIАй бұрын

    እዋይ ግልጸት ስም ጎይታ ይባረኽ። ወንጌልኩም ብዙሕ ይፈሪ ኣሎ!

  • @HanibalDaniel
    @HanibalDanielАй бұрын

    ሓቀኛ ወንጌል ብሓቀኛ ኣግልጋሊ ኣምላኽ ! መን ክህብ ኣብዚ ዘመን ከማኻ ዝበሉ ኣገልገልቲ እንተ ዝበዝህሑልና! ጎይታ መቑሕኩም ይስበር!😢

  • @zerayhanibal1554
    @zerayhanibal1554Ай бұрын

    ናይ በሓቂ እቲ ጽሩይ ወንጌል እዚ እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልኹም ቅዱሳን ኣቦታትና

  • @kudusanhabte2252
    @kudusanhabte2252Ай бұрын

    ኣምላክ መቁሕኩም ይስብር ቡሩካ ኣገልገልቲ ኣምላክ፡ናይ ሓቂ ንዓኩም ምስ ስኣንና ከሲርና።

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanesАй бұрын

    እግዚኣቢሄር ይባርኽኩም ስለ ቲ ኣጎልግሎትኩም

  • @samimerhawi7295
    @samimerhawi7295Ай бұрын

    Waww Amazing sermon thank you Mekane Hiwet. At the exactly time you send this and May the Lord be with you my favourite spiritual father in the prison where you are with the others. ❤😢

  • @yemanetsegay4807
    @yemanetsegay4807Ай бұрын

    ኣቦይ ቀሺ ተክለኣብ ናይ ዘበንና ትሑትን ለዋህን ሰብ ዕድል ኣይ ገበርናን እሾክ ነጊስና ንዓኵም ኣጥፍኢልና

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanesАй бұрын

    Psalms 118- ዳዊት 26: እቲ ብስም እግዚኣብሄር ዚመጽእ ብሩኽ እዩ፣ ካብ ቤት እግዚኣብሄር ንባርኸኩም ኣሎና።

  • @mulyemalet9777
    @mulyemalet9777Ай бұрын

    እሙናት ኣቦታት ብስም የሱስ ናዝራዊ መቁሑኩም ይስበር

  • @maranata893
    @maranata893Ай бұрын

    እቲ እትኣምንዎን ፡እት ምኽሕሉን ጎይታ እሙን እዩ እሞ ብመንፈሱ ጊሩ ይደግፍኩም ኣሙናት ኮንኩም ይፈጽምኩም ፡ብሞቕሕኩም ብዛሓት ብጎይታ ወሉድኩም ኢኹም ስብሓት ንሱሙ።

  • @lulrbahri
    @lulrbahriАй бұрын

    እግዚኣሄር ኣምላክ ወትሩ ምሳኩም ይኩን ብሩኻት ኢኹም❤❤

  • @simonteklay
    @simonteklayАй бұрын

    ❤❤❤

  • @lom4933
    @lom4933Ай бұрын

    please remove the advertisements .

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952Ай бұрын

    Timeless message indeed

  • @rubasebene3588
    @rubasebene3588Ай бұрын

    ጩራ ብርሃን ሓቂ እንሪኤሎም ኣቦታት ጐይታ ሞቁሕኩም ይስበር

  • @tsegahizkias4114
    @tsegahizkias4114Ай бұрын

    Egzabeher mewtso yehabkum . Kemakatkumsi abey yerkebu. Menti kristus elkum hewetkum zewefekum. Asbekum ab semay eyou. ❤❤❤❤

  • @tseghewoldu4016
    @tseghewoldu4016Ай бұрын

    Ezgabeher ne mekuhkum mefexmta yegberlu goyta

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952Ай бұрын

    😢this is a true message of a gospel, Lord have mercy

  • @awetsium9833
    @awetsium9833Ай бұрын

    Brukat abotat❤❤❤

Келесі