ሑመራ ሕቡእ ኣኼባ ዘቃልዖ | ቅዋም ኣሜሪካ ንህወሓት |ዶላርን መጠንቀቕታ PPን

Пікірлер: 30

  • @ismaciilcabdillahiyuusuf2650
    @ismaciilcabdillahiyuusuf265022 күн бұрын

    The World with peace, unity, integrity and love,, watching from berbera somaliland rep,,,

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv25 күн бұрын

    ንፉዓት ኢዮም ሕወሓት ህዝባ ከይመለሰት ኣኼባን ጉባኤን ትገብር ጹባሕ ናብ ኲናት ፈንጠርጠር ዋጋ የብሉን።

  • @isurafelkif

    @isurafelkif

    24 күн бұрын

    ከመይ ዝበልካ ባንዳ ኢኻ ህዚ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ፈሊጡ ኢዩ ሀተፍተፍ እንተበልኩም ይአክለኩም ይግበር በዘይ ጉባኤ ከዚ መሰሰ ክብል አብ under tplf ክአቲ ኢዩ ዋላ ጋውና ሰለዚህ ሱቅቅቅቅ በል ወዲ ርግምቲ

  • @KewaniSium-fn2iv

    @KewaniSium-fn2iv

    24 күн бұрын

    @@netsanettdf9263 ጽሒፈዮ ዘለኹ ኣይተረዳኣክን። መራሕቲ ትግራይ ክቃላጠፉ ዪባእ ከምቲ ንሶም ዝቃላጠፉዎ ዘለው ኢየ ዚብል ዘለኹ።

  • @TemsgenGebregergs

    @TemsgenGebregergs

    24 күн бұрын

    akeba gebero aygebero emo abediom nhzbi yhasbu nwdubom ena sltanom ember​@@KewaniSium-fn2iv

  • @netsanettdf9263

    @netsanettdf9263

    24 күн бұрын

    @@KewaniSium-fn2iv እሺ ዝሓወይ ይቅርታ 🙏

  • @taamemahari7442
    @taamemahari744222 күн бұрын

    ኣቃራሪባካ ።ፁቡቅ, ዩ,,

  • @user-ou4sx6oq7h
    @user-ou4sx6oq7h25 күн бұрын

    Tigary.... Broadcast........ Citly... . Country

  • @adwsdas25
    @adwsdas2525 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb24 күн бұрын

    Eseyas hizkumbbeliwom moshamush hiwehat.

  • @GenetfshaTedla
    @GenetfshaTedla25 күн бұрын

    ኣንቱም ግዝያዊ ምምሕዳርን ሕወሓትን ንህዝቢ ከም ዘይትሓስቡን ወራር ዳግም ኣይተዘጋጀናን ዝብል ምኽንያት ከይተቕርቡ ብኣግኡ ጨርሱ ዳግም ከይተጨፍጭፉና።

  • @user-md6tu2vy9d
    @user-md6tu2vy9d25 күн бұрын

    Are beyzakum lemuke entay fihfhu,,,

  • @mohammedahmedngus9770
    @mohammedahmedngus977024 күн бұрын

    እዛ ኣብ ልዕሊ ነጋዳይ እትበሃል ዘላ ተግባራዊ እንተኾይና እመኑኒ ስርዓት ክኽበር እዩ፣

  • @taamemahari7442
    @taamemahari744222 күн бұрын

    ሻዓበያ ፁቡቅ ገይሩ፡ዪ ዘሪእሉኩም ትዙኩሩ ተከይኑኩም 2005 ፡እቶፕያ ፋሓ ከነበላ ኣና

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo25 күн бұрын

    ኸለሚአተም የአቶ አንታይ ገደሸና

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar25 күн бұрын

    ምስ ጎንደር ዩንቭርስትይ መን እዩ ዝስርህ ናይ ውፃ ሃይልታት፡ ናይ ኣመሪካን ኢሮፓን ዝትሃባበሪዎም ስባት ውይ ጉጂለ ኣለው፡ ንዓዓቶም ዶክ ክብሉ ክስራህ ኣለዎ፡ ብናይ ዋፃ ሃይልይ ተደግፎም እምበር ብናይ ባዓሎም ኣይኾነን፡

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish25 күн бұрын

    ትብፃሕ ናብ Tiray broadcast ኣገዳሲ ግን ሰብ ልቢ ዘይብሎ ጉዳየ ዝልእኸልኩም ዘለኹ። ህዝብና ካብወራር ኢትዮጵያውያን ኣምሓሩ ብዙሕ ምድላው ኣስመራ ከይዶምውን ምስ ን20ዓመት ዝተቐየመናን መሰሎም ኢትዮጵያኒስት ዝኾነ መሪሕነት ህግደፍ ሊሂቃንን መራሕቲ ሃይማኖትን ኣምሓራ ኣብ እግሩ ወዲቖም ትግራይ ኣጥፍኣልና ምእንትዚ ማዕቀብካ ከነልዕሎ , ሕጋዊ ቐታሊ, ሕጋዊ ወራሪ, ኩን ኢሎሞ ። እዚ እንትኾን ምልክታት ይርኣዩ ኔሮም እንተይኮነስ ብግልፂ ህዝብና ብዝሓለፎ እናተቐተለ. እናተዘረፈ .እናተናሸወ .ኣምሓሩ እንጨብጣታለን ፋብሪካው ይምጣ እናበሉ ኣብጎንደር ብግልፂ ትግራዋይ እንተጭፍጨፍ መሪሕነት ኔትዎርክ ህወሓት /ብደብረፅዮንን ፈትለወርቅን ኣለምገብረዋህድን ነገር ግን ብድሕሪት ኣፍቃርን ፈጣርን ኣምሓራ ዝኾኑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ምድላው ይኹን ምላሽ ምሃብ ከምትዝረአናዮ እዩ ንምሕፃር ። እሱ ከይኣክል ድሕሪ ብሄራውያን ዝኾኑ ተጋሩ ተረሺኖም ሸዋውያን ተጋሩ ተማሪኾም ብዝብል ጉልባብ መሊሶም ትግራይ ፈፂማ ብትግራውነቶም ዝኣምኑን ዝብህጉን ደቒ ህዝቢ ተረሽኖም ። በኢትዮጵያውነት(ሸዋውነት) እሙናት ዝኾኑ ትግራይ ሓራ ከይትወፅእ ብልሓቱ ዘይፍለጥ ዝመስል ግን ዕንክሊል ተስፋኻ ዘቑርፅ ኩነታት ንዖኦም ግን ትኽክለኛ ሽቶን መስርሕ ኢትዮጽያውነት ይሰርሑ ኣለው ትግራዋይ ድማ ይነብዕ። ናፍት ዋና ነጥቢ ንምእታው ስብሓት ነጋ ይኹን መለስ ዜናዊ ንዓርሶም ሓንቲ መዕልቲኻ ኮሚኒስታውያን ኮይኖሞ ኣይፈልጡን ተዝኾን ስብሓት ክነብርን ክሕከምን ናብ ኣመሪካ እንታይ ኣኽየዶ ቻይና እናሃለወት? ክንድዚ ዓሻታት ኣይኮኑን ። ነገር ግን ማሌሊት ዝመስረትዋ ሕቡእ ዕላምኦም ኮሚኒስታዊ ኣታሓሳስባ, ባህሊ ,መንነት ,ቛንቛ, ዓሌት , ንሓደ ሕብረተሰብ( ሆሞጅንየስ ) ጥርኑፍ ሕበረተሰብ ስለዝገብሮ ናብ ኢትዮጵያ ፋሕ ኢሉ ብኣምሓራይዝድ ኢትዮጵያኒዝም ክውሓጥ ቀፂሉ ዝዓነወት ብላይ ኤርትራውን ሰተት ኢሎም ዓባይ ኢትዮጵያ ሕልሚ ወለዶም ንምግሃድዩ /ብመሰረቱ ሓደ ሰብ ዋላ ብርብዒውን እተተዳቒሉ ብቐሊሉ ኢትዮጵያኒስት ኣምሓራ ናይምኻን ተኽእሎ ዕዙዝ ስለዝኾነዩ ብመሰረት ዚ ድማ ኩሎም ደቂ ወታደራት ሃይለስላ ዝነበሩዮም እቶም ዘብክዩና ዘለው. ዝተረፋ ድማ ብሞብስዎን ብጥቕምን ዝተኣሳሰሩዮም። ነዚውንዩ እንደመቀ ዘውዱ ዮኹኑ ኣብይ ኣሕመድ ንምዕራባውያን ከይሕግዙናን ውዕል ከይፍፅሙልናን ኮነ ኢሎም ብታ ድኽምቲ ጎንና እንስብሓት ዘቐመጡልና ማሊት እናበሉ የጥቅዑና ዘለው። እሶም ዝብሉዎም "ምዕራብ ይኹን ደቡብ ምሃብናዮም ነገር ግን እዚኣ እተሒዞም ሓያላትዮም ኣብከባቢና ጎብለላት ክኾኑዮም እዚኦም ድማ ኣኽረርቲ ኮሚኒስታውያን ማሓዙት ቻይና እዮም ንሕና ንሓሸኩም" እዚኣ ክብልዎም ከለው ምዕራባውያን ካባና ይርሕቑ። ከም መረዳእታ ዝጥቀሙላ ድማ ኣብ ኣኼባ ይኹን ሰልፊ ማሕረስ ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ትርጉሙ ብዘይተረደኦ ብፀጋማይ ኢዱ ይጭርሕ ትርጉም እዚ ድማ ብቐሊሉ ከምዝስዕብዩ ዓለም ዝርድኦ። _(ብየማናይ ኢድ ምጭራሕ) _መለኮታዊ ሓይሊ (ፈጣሪ) ኣሎ ኢልና ናኣምን _ባህሊ ቛንቛ ታሪክ መንነትና ካብ ወለድና ብምውራስና ንኾርዕ _ናፆ ፍትሒ ንፈቅድ _ናፃ ፕረስ ጆርናሊዝም ንፈቅድ _ኣብረብሓ ዝተሞርከሰ ምሕዝነት ይህልወና ወዘተ... (ናይ ፀጋማይ ኢድ ምጭራሕ ትርጉም) _ብቁሳዊ እንበር ፈጣሪ የለን _ባህሊ ታሪክ ቛንቛ መንነት ናይ ገዛእቲ መደብ ስለዝኾነ ኣይንቕበሎን ቦታ የብልናን _ናፃ ቤት ፍርዲ የለን ንፖርቲ ዝወገነ ይዳንዮ _ናፃ ፕረስ የለን ብፓርቲ ዝወገነ ተኣማንነት ይምዘን _ካብ ኣብዚ ዘሎ ወታደር, ሓኪም, ናይሃይማኖት መራሒ ,ሓረስታይ , ኩሉ ኣብ ኣምሓራ ዘሎ ሸቃላይእዩ ወገነይ. _መሓዛይ ኮሚኒስት ጥራዩ ። እስኪ ረኢቶኹምን ንህዝቢ ኣቕርቡዋሞ ህዝቢ ይፍረድ። ብሰንኪ ህወሓት ማንፌስቶኣን ብፀጋማይ ምጭራሓን ግልፂ ብዘይምግባራ ክንደይ መንእይ ኣወፊና ንድሕሪት ተመሊስና መፃወቲ ፀላእትና ኮይንና ምዕራባውያን ርሒቖምና ። ትግራይ ብሮድካስት ክትፈልጥዎ ዝግባእ ህወሓት ብወግዒ ህወሓት ከምትፀላእትና ዝብልዎ ኮሚኒስታውያን ኣይኮንናን , ረብሓ ህዝብና እዩ ርእዮተዓለምና /መንፌስቶና. ናፃ ኘረስ . ፍትሒ .ምሕደራ .ኢና ንምራሕ እቱ ልምዓታዊ መንግስቲ እናበልናንገልፆ ንማንም ዝውግን ኣይኮነን. ኢሎም ተዝእውጁ . እመኑ ኣይትእመኑ ደቡብን ምዕራብን ትግራይ መረከቡና ጆኖሳይድ ኣውጆም ምስ ኤርትራ ንረብሖኦም ብኮንፈደሬሽን መስማዕሙዑና

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo23 күн бұрын

    ኣነ ንባዕለይ እዞም መራሕቲ እዚኦም ደቆም ክምርሕ ዘይኽእሉ ሌያቡ እዮም ኣሕዋትና ንብላሽ ከምዝቱ የሕዝን

  • @isurafelkif
    @isurafelkif25 күн бұрын

    ሰለ ናህዉሓት ምንም ዘየረጋገፅኹም አምፍህፋህ አለዉ አብ ስልጣን ናበልኩም አተሓሱዩ ስም ልምፅላም ሙኻኑ ፈሊጥናዮ ኢና ኸዚ ኢሊት ኦሮሞ ልበኩም ገንዘብ ገደፍዋ አህዋትኩም ቀይህን ፀሊምን ልተሰውኡሉ ቃልሲ ኢዩ ኦሮሞ ኢሊት ልካፍለኩም ልምንታይ ኢዩ ኢልኩም አሰተውእሉ ህዉሓት ህዉሓት ዘይተረጋገፀ ወረ አተቅርቡ ዝልኸልኩም ሰብ ናይናይ ፉሉጥ ሚዲያ ዘረጋገፆ ኢዩ ሓሶት ሸበራ ለህዝቢ ትግራይ ሸብር አትክፈትሉ ህዉሓት ግን አብ ፅቡቅ አቋም ዘሎ ወድብ ኢዩ አሪፍኩም ነይርኩም ከዚለ ወሲክልኩም ናይ ም ትግራይ ክላኣል ተሎ ሰብ ክርበሽ ብምቅታል ሓንግ ደቂ አነስቲዮ ተግራይ ብምዕፋን ዝተገብርዋ ይክለኩም ክትባሀሉ ኢኩም ከዚ አብ ቀረባ ዝመርህኩም አብ ኢድ ህዉሓት አተይሎ አብ ኾክሒ ዘፈሰሰ ማይ ከምትኾነ ፉሉጥ ኢዩ ብህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ክጀመር ተሎ ተመፅእዋ ዜና ህዉሓት ህዉሓት አረ ግደፍዋ ህዝቢ ትግራይ ጥመየቱ ይኽኣል ባንዳ ወዲ ባንዳ ተሰብኩም እራይ ደቂ እራይ

  • @ghideyhishe9395
    @ghideyhishe939525 күн бұрын

    ሓሰውቲ ብሎክ ክግበር ዝግበኦ እይ

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt910325 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie25 күн бұрын

    Tbs ሚዲያ ዝተጀመረ ጽቡቅ አብ ትግራይ ከምዘሎ ገርኩም ተቅረቡ ዘለኮም አርምዎ በጃኩም

  • @haileslaseasefa7945
    @haileslaseasefa794525 күн бұрын

    ትግራይ ፕሮድስካስት ኣጋናዝ ወረኣይትቅድድ ብሓደ ኣክትቪሰት ሓሻዊ

  • @YemAbatadle-fp4fy
    @YemAbatadle-fp4fy25 күн бұрын

    ክፍረድ ኣለዎ

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt910325 күн бұрын

    ማዓንጣ ከብዲኻ ዝቖርፅ ከይዲ ግምት

  • @AfricaGeezCalendar
    @AfricaGeezCalendar25 күн бұрын

    ክባርሩ ኣለዎም ናይ ኣምሃራ ስፍርትይ ካብ ምዒራብ ትግራይ፡ ብስራዊይ ሃይልይ ዊዒዒል ፍሪሱ እዩ፡ ፅባህ ሎሚ እንዳበሉ ብተስፋ ከርሳስዒዎ ህዝብይ ትግራይ ከበታተን፡ ተኽዝ ኣብ ኣበርገለ ማይ እንተተዓገተ ኽ?😂 ዝፍስስ ተኽዝ ኽህሉ ኣይኽእልን ኣብ ሑመራ ግን መሬት ትግራይ ስለዝኾነ ሑመራ ኽምለስ ኣለዎ፡ ኣብ መቐለ ኣምሃርኛ እንዳተዛርቡስ ንምንታይ ደመቐ ሞኾነን ኣምሃራይ እየ ዝብል ይብሉ፡ እንታይ ኣለዎ ኣምሃርኛ ኣብ ትግራይ፡ ንምን ኽስምዑ እዮም? ንኣምሃሩ😂 ውይ ንዓለም እሞ ብናይ ዓለም ቖንቓ ኢንግልዝ፡ መርህትይ ትግራይ ናይ ትግራይ ምዲያታት ብቖንቓ ትግርኛ ጥራይ ኽጥቐማ ትእዛዝ ከማሃላልፉ ኣለዎም፡ ንህዝብይ ትግራይ ብቖንቑኡ ንህብርተስብ ዓልም ብናይ ዓልም ቖንቓ፡ ኣምሃርኛ ንምንታይ ምዲያታት ትግራይ ይጥቐማ፡ እንታይ እዩሱኽ እልካ ዒንይንይ፡ ኣምሃሩ ፀልዓትኹም ኾይኖም ቖንቖኦም ኽኣ ኽትዛርቡ ሕይኽ ትብሉ፡ ዝገርም እዩ፡ ዒሽነት ዲዩ፡ ቖንቓ ኣምሃርኛ ኣብ ትግራይ ክይዝርብ እዮም ኣቐዲሞም ዝኽልኽልዎ ነይሮም፡ ደማውይ ጦርነት ዝኻይደልኻ ህብርየስብ ቖንቑኡ ኽትዛርብ ሕኽ ኣይትብልን፡ ኣብ ኩሉ ዓልም ህብርተስ እዩ፡ ቖንቖኦም ባህሎም ክሽጡ ክይልውጡ ናብ ዓዶም ክይኣትው ብዝይ ፊቓድ፡ ንምኽልኻል ዝግበር ምንም ኣምሃሩ ኣብ ትግራይ ከምዲላዮም ይኣትው፡ ስላልትይ ኣምሃራ ኣ ትግራይ ክኣትው ኣይፀግሞምን እዩ፡ እዋ እንታይ እዩ ዝዓሽነት፡ ካብ ካልእ ሃገር ኣይትማሃሩን ንኣብነት ኣመርካ ውይ ኢሮፓ ማ ራሻ ክባኣሳ እንታይ ይገብርኣ ይዓግትኣ ክይትሽይጥ ይትልውጥ ናብ ሃገርን ዝነበር ናይ ንግዲ ዊዒዒል ዶይ ይብልዎ እንኻን ቖንቓን ባህሎምን ራሻ ተፊሪዮ ኣይግዝኡን፡ ኣነ ተጋሩ ዓሻሹ ኣይመስለን ነይሩ፡ ሃድ ሃድ ናይ ኣእምሮ ህሙማት ከም ደመቐ ዝውዱን ውልቓይት መሬትን ህዝብን ናቱ ዝመስሎ ንቱይ ኣይግዛኣልካን ዝበሉ ኣባሪሩ ካልኦት ስፍርትይ ዝዲግፊዎ ኣስፊሩ፡ ሁሙም እዩ ማንነቱ ዝፅልዖ፡ ሳዲቑ እውን ራያ ህይዙ ንስልጣን እሉ ኣምሃራይ እሉ ናብ ስልጣን እዩ ዝጎየ ነይሩ ሳላ ህዝብይ ራያ ንጥቕምካ እልካ ናብ ዲላይካ ኣይትጎተናን እሎምዎ፡ ህዝብይ ውልቓይት ዱኣ ውያነ ከምዝይ ናቶም ህዝብይ ሽለል እሎሞ ብስላሃት ኣፅነትሞ መሬቱ ውሪሮም ካልኦት ኣስፊሮምሉ እንዲዮም፡ ሞራል እውን የብሉን ትግራዋይ ይኹን ኣምሃራይ ይኩን ጥራይ ንሃልው ኣይቕተሉንይ እዩ ሃሳቡ፡ ዝብላዓ ዝይብሉ ብዛዓባ ብልዒ እዩ ዝሃስብ፡ ብዛዓባ ፊልየትን ምሪምርን ፊልስፊናን ኣይሃስብን፡

  • @user-qm8tz3pi4p
    @user-qm8tz3pi4p24 күн бұрын

    ሕጂማ መላ ዘይብልኩም ምኳንኩም ናይዓለም ህዝቢ ፈሊጡኩም ጎበዛት ዕንክሊል እናበልኩም ህዝቢ ትግራይ ዓወድእዎ ሓደ ዝጠቀም መሓዛ ምፍጣር ተስዒኑኩም መንዩ ዝረገመና ኧረ

  • @kirosabrha
    @kirosabrha25 күн бұрын

    አቱም መራሕቲ ትግራይ ወይ ስርሑ ወይ ልቀቁ በላዕቲ ሰብ ኢኹም ሌቡ ሓሰውቲ ሞኽ የብልኩም

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew614224 күн бұрын

    አያል በል ትግረዋይ አብ ዘሃለካ ሃሉ ኒኹሌራዊ ሓድንካ አስጥም እምበር እዞም ተዛረብቲ እንስሳን ኢሰብኣዊያን ነበረ ከይገብሩካ !!

  • @mekonenyemane4034
    @mekonenyemane403424 күн бұрын

    ሓሰውቲ

Келесі