ሓጺር ዛንታ የውሃንስ ወዲ ዘሞ

Ойын-сауық

Пікірлер: 84

  • @mhreteabteklai2806
    @mhreteabteklai28063 жыл бұрын

    ከምዚኣ ኣይኮነትን ጎዲልዋ ኣላ ሓሞይ ዝኣዘዙኒ ዓርከይ ውን ጠሉሙኒ ምክተይ በሪሩኒ ዓርኪ ጠላም ኩንኒ ናበይ ኣጥፊእካዮ መሰረታዊ ታሪክ እታ ዛንታ ከኣ ኣዘን ሰለስ ጽሑፍ እዩ ዘሎ እዛ ርኢቶ ነዛ ዛንታ ጥራይ እያ።

  • @abrhaletekle
    @abrhaletekle4 жыл бұрын

    ኣባሃህላ ደኣ ይፋላለ ይክውን እንበር ነቲ ዓጋዝየን ንእትዋት እሉ ምክት ምስ ሃደሞ ዝገብሮ ምስ ጠፈኦ እዩ ናብ ምህዳን ዝኣተዋ:: እንደገና ነታ ከርመድ ኣብ ቀንቀጽ ናይ ገዛ እዩ ዘንብራ ኔሩ ይብሃል ዳሕራይ ሰበይቱ ኣብ ገዛ ዕንጨይቲ ምስ ወሓዳ ኣውሪዳ ከም ዘንከሰታ እም ንሱ ከኣ ኣቦታኣ ምስ ሰኣና ንሰበይቱ ጸዊዑ ኣበይ ኣላ እዛ ኣብዚኣ ዝነበረት በትሪ እሉ ምስ ሓተታ ንሳውን ከም ዘንከሰታ ነገረቶ እሞ ዓስ ዓስ እናበለ ኣጥፊእክን ኣንቲ ርግምቲ ብምባል ምሳሩ ኣልዒሉ ከርመድ ከምጽእ እናከደ እንከሎ እታ ከም ደበና ኣብ ርእሱ ኮይና ጸለል ክትብል ዝጸነሐት ከኣ ኣብ መንገዲ ሓሊፋ ከም ዝቀተለቶ እዩ ዝበሃል ብዝኮነ መ/ም መኮነን ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ እዩ እሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @gebrhiwetaynalem3957
    @gebrhiwetaynalem39574 жыл бұрын

    ናይ ወዲ ዞሞ ታሪክ ከምዚ ኣይኮነን ጸቡክ ገርካ ኣምጻይኣ

  • @tesfiekb5027
    @tesfiekb50274 жыл бұрын

    መምህር ሞኬ የቐንየልና፡ ግን ታሪኽ ከሎስ ብዓይኒ ነቐፌታ ደኣ ኣቕሪብካዮ እምበር። እሞ እንተ ኪኢልካ ከኣስከ ናይ '' ማመት ጓለቦይ ጸባኡ" ርኸበና ኢኻ pls::

  • @kiliawta
    @kiliawta4 жыл бұрын

    Amazing, thanks’ a million. Memhir Mokenen, ember Mokenen, you will be part of the history for as long Eritrea and Eritreans exist in the planet. Keep up man.

  • @amigotubechannel8233
    @amigotubechannel82334 жыл бұрын

    መ/ም ሞክየ ብእትገብሮም መሃርትን ኣዘናጋዕትን እሞ ድማ በቲ ንፈትዎ ባህሊ ሕብረተ ሰብናን ተቕርበልና ምህላውካ ከየመስገንኩላ ክሓልፍ ኣይደልን፡ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ እምባ ተኺሎ ማመት እትብሃል ጽብቕቲ ጎርዞ ኔራ ይብሃ እንተ ኪኢልካ ከተቕርበልና ብትሕትና ይምሕጸን የቐንየለይ።

  • @tsegayalazr2516
    @tsegayalazr25163 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ፅብቅ ናይ ወዲ ሓደራ እባ ኣቅርበልና ኢካ

  • @Eri-Freedom
    @Eri-Freedom4 жыл бұрын

    Mekonen, beyene Hagos, good job guys, we expect more from you guys good or bad should be expose as a part of our history, thank you Moke

  • @PeaceEritreachannel
    @PeaceEritreachannel4 жыл бұрын

    Great job memhr ግን ኸም ዝመስለኒ ኸይቀተላ ኾሎ ነታ ዓጋዜን ታ ጋል ሕድርትና ኣጠንቂቃቶ ኢያ ኸመዚ ኢላ ገድፍ በሉዎ ኣሓቱ ኸይዝኽትሙ ደቃቱ ኸይትምእምን ሰበይቱ

  • @user-wn7ic5bv7d
    @user-wn7ic5bv7d4 жыл бұрын

    ኩቡር ሓወይ ናይ ብዓል ደቂ ገብሪ አባ ገለ በለና ወይ ድማ (ኣስመሮን ወዲ ዛግረይቲ) ገለ አባ በለና

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos93744 жыл бұрын

    ኣየወ ዓደይ መዓረይ።

  • @bahgialeni1183
    @bahgialeni11834 жыл бұрын

    ቀዳሞት ኣቦታትን ኣብ ልዳት ማአጾ ፈውሲ ደቂ ህድርትና ኢሎም ዱርኪኺት ጸሪቦም ይትቀሙ ነሮም

  • @wedibalila2130
    @wedibalila21303 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጹቡቑ ኣቀራርባ ናይ ማመት ባዓልቲ ቐላይ ባዓልተት ኣቕርበሌና

  • @habenhaben5268
    @habenhaben52684 жыл бұрын

    Kibret yehabeley memhirey. Nikitkitsilo kea bithitina yelimin.

  • @habtomgerye4193
    @habtomgerye41934 жыл бұрын

    Tekaguka mekonen Wey gidefo wey tarik bal yewhans wedy zemo aitikorarixo

  • @wedibrhijoker2324
    @wedibrhijoker2324 Жыл бұрын

    ግደፍ በልዎ ኣሐኣቱ ከይዝኽትሙ ደቃቱ ከይትምእምን ሰበይቱ ከይቓድር ግራቱ

  • @fremenkemyemane1259
    @fremenkemyemane12594 жыл бұрын

    Teacher mekonen yihxrkayo kurub enber bitami xibuqi

  • @menkem511
    @menkem5114 жыл бұрын

    love this channel

  • @user-vz1zt3ou9i
    @user-vz1zt3ou9i4 жыл бұрын

    Kurub haxira enber kalir betaemi xubuk kexlo mekiye shukor

  • @robelsemere925
    @robelsemere9254 жыл бұрын

    ታሪኽ ኣገላልጻ ከምዚ ኣይኮነን

  • @user-vz1zt3ou9i
    @user-vz1zt3ou9i4 жыл бұрын

    Mikiye zkealeka ente koynu nay mamet tbl ketekrbelna brehtna nehatt

  • @michaelbarca4723
    @michaelbarca47234 жыл бұрын

    ኣቤት ላዛ ዘለዎ ኣናብባ ቀጽል ጥራይ ወዲ ባህሊ ህዝቢ

  • @wedihazomo8801
    @wedihazomo88013 жыл бұрын

    Thanks ♥️♥️♥️

  • @yoniissack2809
    @yoniissack28094 жыл бұрын

    Ayani aytxarefuba

  • @yemanetsegai4617
    @yemanetsegai46174 жыл бұрын

    tarik kemzelowo eyu zinger.....nska gin b nekefeta ayni akribkayo.

  • @SAMUEL-uj3oo
    @SAMUEL-uj3oo4 жыл бұрын

    Eza derfi ba bro abey nerekba

  • @Bangtansenyeondan7

    @Bangtansenyeondan7

    Жыл бұрын

    Meron estifanos wedi zemo elka ktrekba tkl eka

  • @dawitwelday3679
    @dawitwelday36794 жыл бұрын

    Bejaka eba nay wedi hadera ba sededlna tekilka tegediska ketenbeba yelabo

  • @merhawitesfameskel2757
    @merhawitesfameskel27574 жыл бұрын

    ብታሚ ጽቡክ ዛንታ አዩ ሞክየ አዛ ናይ ዮውሃን ዛንታ ክፈልታ ብዚህ አየ ዝህክት ነይረይ

  • @berketpeace2021
    @berketpeace20213 жыл бұрын

    Betami agdsi mideb

  • @delinamekonen8921
    @delinamekonen89212 жыл бұрын

    Xlei alka Tari aytebalashu hasawi

  • @teaghes7654
    @teaghes76544 жыл бұрын

    እዚኣ ጥራይ እንትዀይና እታ ዛንታኡስ፡ ብላሽ ኰነ። እታ ሃንሰ ሃንሰ ከይትኸውን ብላሸ፡ ትብል ዜማ ሓቂ ያ። ብዝዀነ ያታ እንድዩ ግድን ሓቀኛ ዛንታ ማለት ከምዘይኰነ ኣብግምት ኣእቲኻስ ግርም ዛንታ።

  • @melakeyosef8542
    @melakeyosef85425 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kexlo xbuqi serha

  • @mohammeda5391
    @mohammeda53914 жыл бұрын

    I’m from hazmo. 🥰🥰

  • @SamiSami-iw3jn

    @SamiSami-iw3jn

    4 жыл бұрын

    abey adika hazemo

  • @mohammeda5391

    @mohammeda5391

    4 жыл бұрын

    Samsom Samsom yeah buddy I’m hazemo arzan

  • @filmontekle4457
    @filmontekle44573 жыл бұрын

    እንታይ ድኣ ከምዚ እሉኽ ዘለካ ትመስል ምዉት ኣይክሰስን ዩ ዝሓወይ

  • @user-ev3yr7gb3d

    @user-ev3yr7gb3d

    3 жыл бұрын

    😂😂😂

  • @voiceofthevoiceless6115
    @voiceofthevoiceless6115 Жыл бұрын

    Yowhanes Abey yu mobekol Adu?

  • @Eri-leew
    @Eri-leew Жыл бұрын

    Abelashikaya eza tereka hamiskaya

  • @yohannesyonas8909
    @yohannesyonas89093 жыл бұрын

    Nay deki ahederitena ba akerebulina

  • @natnaelgebru9204
    @natnaelgebru92043 жыл бұрын

    Eza ab background music zala darfe man eyou zedarfa zalo

  • @ghebriel932

    @ghebriel932

    3 жыл бұрын

    Meron and Nahom

  • @zeraetisemaeti2589
    @zeraetisemaeti25894 жыл бұрын

    Memhr ezi nekefeta ember terik hiwetu aykonen brgx nekaxat sebat mwdakom zeyterf u gn tarik hiwetu xbuk gierka zdahseskayo aymeslenn

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    4 жыл бұрын

    ጽቡቕ ኣለኻ ካብ ሱቕ ኢዩ እምበር ብዝግባእ ኣይተዳህሰሰን ዝኾነ መወከሲ ብዛዕባ ወዲ ዘሞ የለን።

  • @aklilutiku

    @aklilutiku

    4 жыл бұрын

    What is this I don't Get it?

  • @abdulahi8301
    @abdulahi83014 жыл бұрын

    Xubuq fetene Gina mexnaeti zigodela eya aqribkaya zelekha video

  • @hagerey672
    @hagerey6724 жыл бұрын

    Wae?

  • @michaelmeharena9964
    @michaelmeharena99644 жыл бұрын

    U just try but u doesn’t clear Ask someone else from agele azin or tedrer maybe they know better

  • @simontesfaghiorgish8262
    @simontesfaghiorgish82622 жыл бұрын

    ኣብ ገለ ጽሑፋት ግን መላአ ዓጋዜን ኢዩ ዝብል በትሪ ኸርመድ ዘይኮነ ውን ቖጽሊ ሽንፋአ ኣብ አግርኻ አሰራ ኢላቶ ክሕጸብ ኮሎ ኻኣ ካብ አግሩ ሞሊቓ ይብል

  • @Merifit
    @Merifit3 жыл бұрын

    Nmtay eda xerefka eda lhaxka tarikom tezentu zxrefu dyom eziom jeganu eyom eziom tfelt memhr mekonen zhasedkayom tmesil nezom deki hazemo jeganu tfelt jeganu eyom nekxna ka teftro eyu baelka temxo aykonen enough

  • @kohyatomedia8568
    @kohyatomedia85683 жыл бұрын

    Tnekf dika zeleka weys tezentu gunuf

  • @ftl6230
    @ftl62303 жыл бұрын

    Don't try to politicise our cultural heritage.

  • @tegadalaybealmetkelu8611
    @tegadalaybealmetkelu86114 жыл бұрын

    Wawww xbuke serah naybehaki zedenek kealet anabeba aleka amo ajokaaa habrom kexelo eka hadera

  • @yoniissack2809

    @yoniissack2809

    4 жыл бұрын

    Aykeman ttark gegalo bafetark knsemo kalyu hayal hadanay tebaa wefaray

  • @mekonnenhaile9961
    @mekonnenhaile99614 жыл бұрын

    ሞኽሲ ዮውሃንስ ወደቦይ ዘሞ ሓድሽ ዓዲ ቴድረር ድዩ ዓዱ ሓቀይ?

  • @muluehaile9405

    @muluehaile9405

    4 жыл бұрын

    Tekilo eyu adu

  • @mekonnenhaile9961

    @mekonnenhaile9961

    4 жыл бұрын

    @@muluehaile9405 ተኺሎ ኮ ጎቦ እንበር ዓዲ ኣይኮነን።

  • @michaelmeharena9964

    @michaelmeharena9964

    4 жыл бұрын

    Mombro ymesleni

  • @mekonnenhaile9961

    @mekonnenhaile9961

    4 жыл бұрын

    ክኸውን ይኽእል ኢዩ ፡ግን ሓድሽ ዓዲ ዝዓደን ጎሬቤትና ኔረን ወዲ ዓደን ምንባሩ ከዕልላ ይሰምዐን ኔረ።

  • @asmaytkidane2219
    @asmaytkidane2219 Жыл бұрын

    እንታይ ዳኣ ሕነ ዘለካ ትመስል ዘይውርዙይ ቃላት ትድርቢ. ቆራሪጽካ ዘይምስሉ ሂብካዮ እቲ ታሪኽ ። ሓሳድ ኢለካ ኣለኹ

  • @user-ff8hy9fo1k
    @user-ff8hy9fo1k4 жыл бұрын

    ሙውት አይክሰስ ሰማይ አይሕረስ መምህረይ አይግድን ንየውሀንስ ዝገደፍ ካሉ የብልካን ነቃጽ ዳ ገለ እንዳበልካ እታ ጎል ሕድርትና ዝምድና ......

  • @Merifit

    @Merifit

    3 жыл бұрын

    Ja nay bhaki baelom zetrywom aykonen teftro eyu nktsna

  • @tesfalemgulbet9249
    @tesfalemgulbet92492 жыл бұрын

    መኮነን ተስፋይ ኣናብባኻን ስነዳኻን ኣብ ወግዒ ስርዓትን ሃይማኖትን ሕዝቢ ዝምስገን እዩ። ኣብዛ ናይ ሃንስ ወዲ ዘሞ ግን ፍጹም ተጻራሪ ገጸ ባህሪ ሂብካያ ነቓጽ ኔይሩ ዝብል ኣበሃህላኻ ፍጹም ጌጋ እዩ ምኽንያቱ ዮሓንስ ነቓጽነቱ ምስ መናፍስቲ ደቂ ሕድርትና ተባሂለን ብልምዲ ዝጽውዓ እዩ ኔይሩ። ምስ ሰብ ኣይነበረን ከም በዓል ንጉሰ ወዲ እልፉ በዳሊ ሕዝቢ ጌርካ ምቕራብ መጽናዕቲ ዝጐደሎ እዩ። ካልእ ኣብቲ ግጥሚ ካብ ሓንቲ ነግሒ ኣይሓለፍካን እቲ ኣጸሓሕፋኡ ከምቲ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ኣይኮነን። ገለ ካብቲ ኣብ ሃዘሞ(ቀላይበዓልቴት፡ጉደ ጸላም፡ መንብሮ) ዝበሃል መሰረት ዓዲ ወዲ ዘሞ ዝዝንቶ ግጥሚ። ግደፍ በልዎ ስድራ ቤቱ ከይትዝኽትም ሰበይቱ ከይዝኽትሙ ደቃቱ ከይትቓድር ግራቱ ከምዚ እንዳ በለ ብለባዋዊ ዝመስል ኣዘራርባ እዩ ተገሊጹ ዘሎ ስለዚ መጽናዕቲ ጌርካ ደጊምካ ከምተን ካልኦት ዝራሓትካ ብጽፉፍ ከተውርዳ ንምሕጸን። ብፍላይ ኣብ ሕጊ ስርዓት ዓደ ኣቦ ከምዚ ጌርካ ብምውራድካ ክትምስገን ይግባኣካ እዩ፡ ቀለምካ የሰስን።

  • @germihk4260
    @germihk42604 жыл бұрын

    Mulue gega

  • @kibrinkulu6283
    @kibrinkulu62834 жыл бұрын

    እዚ ዛንታ ንእሽተይ ከለኹ ዝሰማዕክዎን ዝምስጠኒ ዝነበረን ዩ ኣብ ሕጂ ኮይነ ክሪኦ ከለኹ ግን ፍርቂ ናይቲ ዛንታ ሓቅነት ዘለዎ ኣይመስለንን ዮውሃንስ ወዲ ዘሞ ከምቲ ዝተጠቅሰ ባህርን ድርቅናን ነይርዎ ዝብል ይሰማማዕ የ ናይ ደቂ የሕድርይና ዝብል ግን ብፉጹም ኣይሰማማዓሉን የ

  • @samA-tw1li

    @samA-tw1li

    4 жыл бұрын

    It is cultural song with strong recommended message from society. (Don't do it !!!)

  • @kibrinkulu6283

    @kibrinkulu6283

    4 жыл бұрын

    @@samA-tw1li so what? I have to believe it without proof

  • @hawshaiteritrea4995

    @hawshaiteritrea4995

    3 жыл бұрын

    ዛንታ ዮውሃንስ ወዲ ዞሞ ምቅራብካ ደስ ኢሉኒ ሰሚዐያ ኣብቲ ኣቃራርባ ግን ሃዞሞ ንብዛሓት ዓድታት ስለ ዝዉክል ዓዱ ብልክዕ ኣይገለጽካልናን ተወሳኪ ውን ተሪፉኳ ኣሎ ።

  • @Erishkorwelela

    @Erishkorwelela

    Жыл бұрын

    Agazen ketilka emo zeyterehagx 😅

  • @febennehari6115
    @febennehari61154 жыл бұрын

    Ayy Ezias. Nay deresti tbeb tetekimkum abl abl abilkuma ember eza Zantas kabzi azya tiamuk ya nera Any ways thanks for your trial.

  • @zecariassium8553

    @zecariassium8553

    3 жыл бұрын

    Pls write what you know about it and can be updated for future.

  • @user-it2fl7yb1t
    @user-it2fl7yb1t4 жыл бұрын

    Abe zgermeni nayzi lekbat memhr mokenen zkone tarik nrebheu ktkem mftan eyu ........mokenen hasawi...kkkkkk

  • @kbromsbahat384

    @kbromsbahat384

    4 жыл бұрын

    Yemane barya wedi hazom yohans wedi zemo wedi hazom nguse wedi hazom wezete

  • @jesuschristusmachtmichgluc910

    @jesuschristusmachtmichgluc910

    4 жыл бұрын

    እዚ ሕስድና ካብ ስድራ ዝዉረስ መድሃኒት ዘይብሉ ሕማም ኢዩ፡ ስደት ክትከይድ ከለካ ግን ኣብ ገዛኻ ክትገድፎ ኔሩካ ሓሳድ ቡዳ

  • @amantesfama6702

    @amantesfama6702

    4 жыл бұрын

    ስማዕ እንዶ ሰብ እኮ ዝዘርኦ ኢዩ ዝዓጽድ በቲ ዝተማህረሉ ኢዩ ከኣ ክሰርሕ ዘለዎ ንባዕልካ ሰሪሕካ ትናበር ኣለኻ ስለዚ እንታይ ስለ ዝሰረቀ ኢኻ ተክፍኦ ዘለኻ ዓገብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ከተታባብዖ ኢዩ ዘለካ

  • @hosaena6740

    @hosaena6740

    4 жыл бұрын

    betri haki nayti lkbtna dhan ngdefo nska dika lekbat welas ngoni gedifna abey eyu eti nrebhu ktekm mftan zbelkayos kemey maletka eyu ktebrha mkalka do welas kemzi tsbuk neger zeyftwelu aynet seb ika

  • @ghirmamogos9374

    @ghirmamogos9374

    4 жыл бұрын

    ኢሂ ኣብ ከባቢካ ታሪክ ዘይብልካ ኮይኑ ድዩ ታሪክ ዘለዎ ህዝቢ ተከማሺሽ።

  • @tokhondae.abatimer8734
    @tokhondae.abatimer87342 жыл бұрын

    ETA.derfi.yohanis.wedi.zemo..biderafia.mahmuod.wey.bikaniu.alla.eta.derfi.ab.you.tube.zeyteqribuwo

  • @menkem511
    @menkem5114 жыл бұрын

    love this channel

Келесі