ሓጺር ገድሊ ሰማዕት ቅዱስ ቂርቆስ ወእሙ ኢየሉጣ

Пікірлер: 35

  • @letshletsh2637
    @letshletsh26372 жыл бұрын

    ኣሜን🙏❤💒ኣሜን🙏💒❤ኣሜን💒❤🙏በረከተሙን🙏 ኣማላድነተሙን ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💒💒💒💒

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰለኩሉ ነገረ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    Жыл бұрын

    Amen amen amen..!

  • @user-bi2hb7mp6j
    @user-bi2hb7mp6j2 жыл бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ክብራተይ አሜን ናይ ህፃን ቅድስ ቂርቆስ ምስ ኣዲኡ ኢየሉጣ ፆሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩሉና ንኣም ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን ፫🤲🤲🤲

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen nikulatina kudus amlakina Egziabiher nay hiwet kal yesmeana Hiwi haftey...!

  • @temesgenmaamlak2048

    @temesgenmaamlak2048

    10 ай бұрын

    ​@@bahretbriados562😊 ፆታ ካጂኲባ🎉🎉ዱ😅😅

  • @arontekia3555
    @arontekia35554 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna deacon John hawna 🙏🙏🙏

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen!

  • @hannaarfaney9264
    @hannaarfaney92644 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሃልካ ጾሎቶምን በረኸትን ምስኩሉና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen Hannah haftey,nikulatina nay hiwet kal yesmealna...!

  • @bdvbd7687
    @bdvbd76876 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @kokobtsbah1724
    @kokobtsbah17244 жыл бұрын

    ኣሜንንንን ቃለ ህይወት የስማዓልናና ዲያቆን ጆንን ጽግኡ የብዛሓልኩምም

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen Moss hawey!

  • @rutahaile4622
    @rutahaile46223 жыл бұрын

    Amen amen amen Dixon jone hawna kale hiwet yesmalna amlakh tsegeu yebzhalka

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen Ruti haftey

  • @user-lt8cz4mc7d
    @user-lt8cz4mc7d9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha1093 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት የስመአልና ናይ ቅዱስ ጨርቆስ ምስ አዲኡ እየሉይጣ ንበረከቶም አብኩሉ ህዝበ ክርስቲያን ይህደር አሜን🙏💒🙏

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen!

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤

  • @rajambotla1260
    @rajambotla12602 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @user-kr9gw3pr9u
    @user-kr9gw3pr9u2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @SsslSss-vo5ce
    @SsslSss-vo5ce3 жыл бұрын

    ናይ ልድቱ ማዓዝ እዩ

  • @etht336

    @etht336

    3 жыл бұрын

    15 ሕዳር

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes31403 жыл бұрын

    ZedHn krstos tray iyu siq ilka mase aytbel menafq

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይግነሓካ/ኪ ዘሓወይ/ዘሓፍተይ። ንክርስቶስ እንተትፈልጦ/ጥዮ ኔረካ/ኔርኪ፡ ነቲ " እግዚኣብሄር ኵሉ ዚፈልጥ ኣምላኽ እዩ፡ ግብርታት ከኣ ኣብኡ ምዙን እዩ እሞ፡ እምብዛ ዘረባ ትዕቢት ኣይተብዝሑ፡ ቃል ድፍረትውን ካብ ኣፍኩም ኣይውጻእ" (1ይ ሳሙ 2፥3) ዝብል ኣምላኻዊ ቃል ብምዝካር ካብ ኣፍካ/ኪ ሕማቕ ዘረባ ኣይመወጸን። ንስኻ/ንስኺ ግና ውሉድ ናይ'ቲ ርጉም ተመን ዝኾነ ድያብሎስን፡ውሉድ ኣርዮስ ብምኳንኻ/ኪ በዓልኻ/ካብ ኣፍካ/ኪ ትምስክር ኣለኻ/ኺ። በዓል ብዙሕ ምሕረት ዝኾነ ቅዱስ አምላኽና እግዚአብሔር ንአዕይንቲ ልቦናኻ/ኺ ከፊቱ ካብ ሕማቕ ጸርፊን፡ዘረባን የድሕንኪ/ካ። "እዚኣቶም መዕዘምዘምቲ፡ ንዕድሎም ዚነቕፉ፡ ከም ፍትወቶም ዚመላለሱ እዮም። ኣፎም ቃል ትዕቢት ይዛረብ፡ ምእንቲ ጥቕሚ ርእሶም ከኣ ንገጽ ሰብ ይንእዱ። ንስኻትኩም ግና፡ ኣቱም ፍቁራተይ፡ ነቲ እቶም ሐዋርያት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ኣብቲ ዳሕራይ ዘመን ብእኩይ ፍትወቶም ዚመላለሱ፡ መላገጽቲ ኺትንስኡ እዮም፡ ኢሎም ቅድም ዝነገሩኹም ቃላት ዘክርዎ። እዚኣቶም ምፍልላይ ዜምጽኡ፡ መንፈስ ዜብሎም ስጋውያን እዮም። ንስኻትኩም ግና፡ ኣቱም ፍቁራተይ፡ በታ ኻብ ኵሉ እተቐደሰት እምነትኩም ንርእስኹም እናሀነጽኩም፡ ብመንፈስ ቅዱስውን እናጸሌኹም፡ ነቲ ናብ ህይወት ዘለኣለም ዜብጽሕ ምሕረት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እናተጸቤኹምሲ፡ ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሐልውዋ። ( ይሁ 1፥16-21)

  • @asmaratimes3140

    @asmaratimes3140

    3 жыл бұрын

    @@bahretbriados562 menafQnet tsebK aleKa : ane gna bzeyka eti zteseqle krstos kalie keyfelT temahire eye . Raee yoHans 22:18 anbbo msKa kab drsane xadqan zbehalu amxiKa amloKo bzmesl wdase mase tbl aleKa .

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    3 жыл бұрын

    @ De Borah, ብመጀምርያ ስለመልስኻ አመስግነካ። ብልሳንካ እወ " ነቲ ዝተሰቕለ ክርስቶስ ጥራይ እየ ዝፈልጥ "ትብል ኣለኻ፡እዚ ቃል ከኣ ኣጋንንቲ'ውን የአምኑ ጥራይ ዘይኮነስ፡የንቀጥቅጡ'ኳ ደኣ። " ንስኻስ ኣምላኽ ሓደ በይኑ ምዃኑ ትኣምን ኣሎኻ። ጽቡቕ ገበርካ፡ ኣጋንንቲውን ይኣምኑን ይንቅጥቀጡን እዮም" ( ያዕቆብ 2፥19) ንኢየሱስ ክርስቶስ ብግብሪ ትፈልጦን፡ተአምኖን እንተትኸውን'ሞ ነቲ “ንዓሰርተው ክልተ ደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ፡ ንርኹሳት መናፍስቲ ኼውጽእዎምን ንብዘሎ ሕማምን ድናሰን ኬሕውዩን ስልጣን ሀቦም።” ወ. ማቴዎስ 10፥1 " ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ። ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ወ.ማቴ 10:40) ዝብል ህያው ዝኾነ አምላኻዊ ቃል ጎይታ ፈሊጥካ ክብሪ ናይ እግዚአብሔር ቅዱሳን ዝኾኑ መተረደአካ። " ስለዚ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ነቶም ሰናብተይ ዚሕልው፡ ንኣይ ዜሐጒስ ዚሐርዩ፡ ኪዳነይ ድማ ዜጽንዑ ስሉባት፡ ንኣታቶም ኣብ ቤተይን ኣብ ውሽጢ ደምበይን ስፍራ፡ ካብ ኣውዳትን ኣዋልድን ዚበልጽ ስም ክህቦም እየ" ( ት. ኢሳይያስ 56፡ " ኣቱም ፍቁራተይ፡ ኣምላኽ ነቲ ነቶም ቅዱሳን ዘገልገልኩምዎምን እተገልግልዎም ዘሎኹምን ግብርኹም ንስሙውን ዝገበርኩምዎ ፍቕርኹም ዚርስዕ ገፋዒ ኣይኰነን እሞ፡ ብኣኻትኩምሲ፡ ከምዚ እኳ እንተ ተዛረብና፡ ዚሐይሽን ንምድሓን ብዚኸውንን ንእመን አሎና" ( ዕብራውያን 6: 9-10) ንሕና ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ባዕልና ዝነከናሉ፡ወይ ዝወሰኽናሉ ዋላ ሓደ የለን። እቲ ሓቅን፡ቅኑዕን ዝኾነ መጽሓፍ ቅዱስ 81 ከምዚኾነ ግና ነአምን። “ኢየሱስ ዝገበሮ ግብሪ ድማ ብዙሕ ካልእ አሎ። ኵሉ በብሓደ ተጽሒፉ እንተ ዚኸውንሲ፡ ነቲ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ዅላ እዛ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒ።” ( ወንጌል ዮሐንስ 21፥25) " ሄኖክ፡ ሞት ምእንቲ ኸይርኢ፡ ብእምነት ገዓዘ፡ ቅድሚ ምግዓዙ ንኣምላኽ ከም ዘስመረ፡ ተመስኪሩሉ ነበረ እሞ፡ ኣምላኽ ስለ ዘግዓዞ፡ ኣይተረኽበን " ( ዕብራውያን 11:5) 1. ነብዪ ቅዱስ ሄኖክ፡ ሞት ምእንቲ ኸይርኢ፡ ብእምነት ከምዝገዓዘን፡ነኣምላኽ ከምዘስመረን ብንጹርን፡ኣስፊሑ ዝዛረብን ካብ ኣብ'ዛ 66 መጽሓፍ ቅዱስ ንገረኒ። “ሄኖክ፡ እቲ ሳብዓይ ካብ ኣዳም፡ ነዚኣቶም፡ እንሆ፡ ጐይታ ንዅላቶም ኪፈርዶም ኢሉ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳቱ መጺኡ አሎ፡ ነቶም ፍርሃት እግዚኣብሄር ዜብሎም ኵላቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበርዎ ዅሉ እኩይ ግብርን ብዛዕባ እቲ ሓጥኣንን ገፋዕትን ብዛዕብኡ እተዛረብዎ ዘበለ ዅሉ ዘረባ ድርቅናን ኪቐጽዖም እዩ፡ ኢሉ ተነበየሎም።” (መ. ይሁዳ 1፥14-15) 2. ብዛዕባ ትንቢት ነብዪ ቅዱስ ሄኖክ ዝዛረብ መጽሓፍ ሓብረኒ፧ “ሚካኤል፡ እቲ ሊቀ መላእኽቲ፡ ግና ብዛዕባ ስጋ ሙሴ ምስ ድያብሎስ እናተኻራኸረ ምስ ተማጐተ፡ እግዚኣብሄር ይግናሕካ፡ ደኣ በሎ እምበር፡ ፍርዲ ጸርፊ ኺዛረብ ኣይደፈረን።” ( መ. ይሁዳ 1፥9) 3. ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ብዛዕባ ስጋ ሙሴ ምስ ድያብሎስ ከምዝተኻራኸረን፡ ከምዝተማጎተን ብንጹር ዝዛረብ ምዕራፍ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ መልሲ ክትነግረኒ ብትሕትና የትሓት። እግዚአብሔር አዕይንቲ ልቦናን ይኽፈተልና፥ካብ ክሕደት ከኣ የድሕነና።

  • @asmaratimes3140

    @asmaratimes3140

    3 жыл бұрын

    @@bahretbriados562 ገላትያ 1 6፤ ካብቲ ብጸጋ ክርስቶስ ዝጸውዓኩም ከምዚ ቐልጢፍኩም ናብ ካልእ ወንጌል ምግልባጥኩም ይገርመኒ አሎ። 7፤ እዚውን ገለ ዜዕገርግሩኹምን ነቲ ወንጌል ክርስቶስ ኪልውጥዎ ዚደልዩን ከም ዘለዉ ማለት እዩ እምበር፡ ካልእ ወንጌልሲ ኣይኰነን።ገላትያ 1 8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን። 9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ። 10፤ ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።

  • @bahretbriados562

    @bahretbriados562

    3 жыл бұрын

    @@asmaratimes3140 ብመጀመርያ ቅድም ኢለ 3 ሕቶታት ሓቲተካ ኔረ፥ ዓቕሚ እንተሃልዩካ'ውን ኣቐዲምካ ዝተሓተትካዮ ሕቶ እንተትምልስ ብጣዕሚ ሰናይ እዩ። ኣነ'ውን ናብ ካልእ ወንጌል ዝተገምጠልክዎ ወላ ሓደ የብለየን። ንስኻ ብልሳንካ ከም ኣጋንንቲ " የሱስ" ጥራይ ኢኻ ትፈልጥ፡ኣነ ግና ኢየሱስ፡ክርስቶስ፡አማኑኤል። ስለዚ ተመሃር፡ካብ ውድቀትካ ተንሲእኻ ከኣ ተነሳሕ። " ከምቲ እቲ ፍቁር ሓውና ጳውሎስ ድማ በቲ እተዋህቦ ጥበብ ዝጸሐፈልኩም፡ ነቲ ትዕግስቲ ጐይታና ንምድሓንኩም ቍጸርዎ። ንሱ ኣብ ኵላተን ደብዳቤታቱ ድማ ነዚ ነገር እዚ ኺዛረበሉ ኸሎ፡ ኣብኡ ንምስትውዓሉ ዚሽግር ሓያል ነገር አሎ። እቶም ደናቝርትን ዘይጽኑዓትን፡ ከምቲ ነቲ ኻልእ ጽሑፋት ንጥፍኣት ርእሶም ዝጠዋወይዎ ገይሮም ይጠዋውይዎ አለዉ። ደጊም፡ ኣቱም ፍቁራተይ፡ ነዚ ቕድም እናፈለጥኩምሲ፡ ብስሕተት እቶም ስዲ ዚኸዱ ዘልዉ ተስሒብኩም ካብ ጽንዓት ከይትወድቁ ተሐለዉ" ( 2ይ ጴጥ 3፥15) ፍቓደኛ እንተኮይንካ'ውን ብፕራይፈት ( Private talk) ተራኺብና ንዛራረብ።

Келесі