ሓዱሽ ዋጋ ቲቪ፡ፍሪጅ፡ላውንደሪ መሕፀቢ ክዳንን፡ዓበይቲ ማሽናትን ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ??

Ойын-сауық

ሰላም ተመልከቲ ሸዊት መልቲሚድያ ንሎሚ ብዛዕባ ሓዱሽ ዋጋ ኣቑሑት ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣለና ነዚ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ወገናት subscribe ብምግባር ኣባል ሚድያና ይኹኑ ንዝህልወኩም ሓስሳብ ርኢቶ ብ0939535888 ብ imo ወይድማ whatsapp ርክቡና

Пікірлер: 102

  • @shewitmultimedia
    @shewitmultimedia9 ай бұрын

    ሰላም ተመልከቲ ሸዊት መልቲሚድያ ንሎሚ ብዛዕባ ሓዱሽ ዋጋ ኣቑሑት ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣለና ነዚ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ወገናት subscribe ብምግባር ኣባል ሚድያና ይኹኑ ንዝህልወኩም ሓስሳብ ርኢቶ ብ0939535888 ብ imo ወይድማ whatsapp ርክቡና

  • @user-gc1zk5uf2n
    @user-gc1zk5uf2n9 ай бұрын

    ተጋሩዋይይ l love you ይፎትወኩም እየ መክሰባተይ❤💛❤💛❤💛ስደትና የሕፅረልና ❤❤❤ሸዊተይ ቀፅለሉ ብራዘረይ

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62169 ай бұрын

    _ሸዊተይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ዳብ ራያ ይልእኹዶ ዋስትናኸ እንሀዎዶ ፍርጅ ማለተይ ይኡ_

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    9 ай бұрын

    እወ ጓል ራያ ሕተትዮም

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v9 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃካ ሸዊት ሓወይ ሰላምታካ ይብዛሕ ዝሓወይ መኣረይ❤🎉

  • @user-rs5wt6cu8k
    @user-rs5wt6cu8k9 ай бұрын

    እንኻዕ ደሓን መፃኻ ብጣዕሚ ነመስግን ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r9 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ሸዊተይ

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v9 ай бұрын

    ሸዊት ሓወይ ሰፋን ሙዙቡሉ ዓራትን ናይ ዓላዊት ድላቡ ባ ናይ ኣቁሑት እውን ዋጋኡ ነገረኒ ዝሓወይ መኣረይ ኣጀካ ብርቲዒ ኢካ ኣለና ኣብ ገንካ ዝሓወይ መኣረይ❤🎉

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    Күн бұрын

    ደምርኒ ደምረኽኪ እየዎ የኔ ማርርርር🎉🎉🎉🎉🎉

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan72259 ай бұрын

    የቅንየልና ዝሓወይ 🙏

  • @user-lr3ru1tu3p
    @user-lr3ru1tu3p9 ай бұрын

    የቀንየልና ወድነዋይ መታዓቢተይ💖💘💖💘ቀፅለሉ💖👍

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh10 күн бұрын

    ወይኣነ ኻውሩ ቀፅሎ ሸውት ሓወይ

  • @mmn5721
    @mmn572119 күн бұрын

    ዋውው ፅቡቅ ስራሕ♥️♥️♥️

  • @thth3221
    @thth322120 күн бұрын

    እዋይይይ እንታይ እዩ ምክባሩ ህዝብናስ ከመይ ገይሩ እዩ ዝናበርሎ ኣታ ሕደጉ እባ ንዓድና ከም ንምለስ ግበሩ በቃ ኣብ ስደት ክንነብር ኣነስ ንዓደይ ክምለስ ይብል እሞ ከምዚ ምስ ርኣኩ ተስፋ ይቆርጽ ኣይይይ ኣምላከይ ስደትና ኣሕጽረልና 😢😢😢

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    Күн бұрын

    ኣይዘኽ ጓልነይ ተስፋ ኣይትቆረፅ እና ደምርኒ🎉🎉🎉🎉

  • @hiwetsamira5162
    @hiwetsamira51629 ай бұрын

    ሽዊተይ አንኳዕ ብስላም ምፅካ ❤❤❤❤❤❤

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    Күн бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉🎉

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by9 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ መደብ እዩ ቃፅለሉ

  • @ytub8615
    @ytub86159 ай бұрын

    ዋይ ኣነስ ንዓዲ ምኻድ ገድፈዮ 😢😢ታይ ምዓቱ እዩ

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    9 ай бұрын

    ኣብ ስደት ደማ ክንቃሪ ማዓረይ ኣጆና ተስፋ ኣይንቁረጽ እግዝኣቢሔር ዓድና ሙሉእ ሰላም ክገብረልና እዩሞ ኩሉ ናብ ዝነበሮ ክምለስ እዩ ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኪ

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y9 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሸዊተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን🙏❤❤❤❤

  • @remetsmedia1677
    @remetsmedia16779 ай бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ሸዊት ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሰለእትህበና ሓበሬታ ኩሉ ብጣዕሚ ነመስግነካ ንዓና ንኣብ ሰደት ዘለና ናይ ዓድና ነገር ክንፈልጥ ብጣዕሚ ኢና ንደሊ ይጠቅመና ውን ሰለዝኮነ! ብምቅፃል ነዛ ሕቶይ ብንፅር ከምተብራህረሀለይ ተስፋ ይገብር @ብዛዕባ ሪሊስቴት ወይ ሱር ኮንስትራክሽን ብዛዕባ ኣከፋፍሉኡ ዝምልከት ንኣብነት በዓል ክልተ ክፍሊ እንተወሲድና ኣብ ሓደ ዓመት ውሸጢ 40 %እንተዓቁርና ዝተረፈ 60% ብባንኪ ወጋገን ልቃሕ ከምዘመቻቸወ እና ክሳብ 25 ዓመት ዘሎ ግዜ ክትከፍሎ ከምትክእል ተሓቢሩና እዩ !ነገር ግን ኣነ ዘይተረደኣኒ ዘሎ ጠቅላላ ዋግኡ ከ ማለተይ ናይቲ ገዛ ዋጋ በዓል ክልተ መደቀሲ በዓል 3+ እና በዓል4+ ንኣብነት ኣነ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ጠቅሊለ ክከፍል ዓቅሚ እንተሃልዩኒ ክንደይ ከምዝከፍል ክፈልጥ ኣለኒ ጠቅላላ ዋግኡ ሰለዘይተረዳኣኒ እየ ካብኡ ከኣ ካብ ትግራይ ወፃኢ ዘለና ብዶላር እዩ ዝክፈል ይብል እቲ ሓበሬታ !?ብምቅፃል ከኣ ንሕና ኣብ ሰደት ዘለና ብከመይ መልክዕ ኢና ክንምዝገብ ዘለና ? ብዛዕባ እዚ እትፈልጦ ነገር እንተሃልዩ ክትተሓባበረና ብትሕትና ንላበወካ 😍🙏

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    7 ай бұрын

    ይቅረታ ክሳብ ሐዚ ሓበሬታ የብለይን ግን ሓበሬታ እንተሃልዩኒ ክነግረኩም ኣየ ሓፍተይ

  • @kalu546
    @kalu5469 ай бұрын

    ኡይይይ ጎይታ መዓረይ መአዝ ኢና ንምለስ ዓድና ኹሉስ ኸቢሩዋ😢

  • @sarahabte722
    @sarahabte7229 ай бұрын

    ስላም ደቂ ዓደይ ሀገረ ትግራይ ፅቡቅ ሓበሬታ

  • @user-ly3fw3ms8b
    @user-ly3fw3ms8b5 ай бұрын

    ዋውውው ደስክብል❤❤❤

  • @user-ug4vy2io8g
    @user-ug4vy2io8g4 ай бұрын

    ናይ ሐዚ ዋጋ ኣቁሑት ገዛ ንገረና ዝሓወይ

  • @alimehar113
    @alimehar1135 ай бұрын

    እንኳዕ ንጥምቀት ብሰላም አብፃሓና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @love-uw6ri
    @love-uw6ri9 ай бұрын

    የስ ኣነ ካልኤቲ ሽዊተይ የቀነይልና❤❤ ሳፋ ከ

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    Күн бұрын

    ደምርኒ🎉🎉

  • @user-zc1qu9xh5w
    @user-zc1qu9xh5w9 ай бұрын

    ሸዊተይ ከመይ ኣለካ ጅግናና ❤❤❤

  • @user-rm7nd6nd7s
    @user-rm7nd6nd7s7 ай бұрын

    ፅብቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ኩቡር ሓዊና የቀንየልና

  • @ZufanGfiel
    @ZufanGfielАй бұрын

    ❤❤❤❤ዋው

  • @mrhwtmrhwt7384
    @mrhwtmrhwt73849 ай бұрын

    Okay thanks good job bless you ❤

  • @rozaroza7147
    @rozaroza71472 ай бұрын

    ማዓረይ ምግዛእስ ክገዝኢና አይተርፈናን ክራይ ገዛ ንእንዳ ቁርሲ ክንደይ ይርከብ ስፍሕ ዝበለ በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ ማዓረይ

  • @user-ew5vi1yi4b
    @user-ew5vi1yi4b11 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @cgvv2595
    @cgvv25959 ай бұрын

    ናይ ውቅሮ ኩሉ ዓይነት ዕዳጋ ባ ኣርእየና ክብር ዋውና🙏

  • @Medi382
    @Medi3829 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏የቀንየልና

  • @thankgodforeverything6361
    @thankgodforeverything63619 ай бұрын

    ፅቡቕ ስራሕ ቀፃል ናይ ቦፈ ኣቕርበልና❤

  • @ZufanGfiel
    @ZufanGfielАй бұрын

    ❤❤❤

  • @user-gv3kn8we9s
    @user-gv3kn8we9s3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye6409 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ብሩኽ ሓወይ ቀፅለሉ ደስስ ባሃሊ መደብ እዩ❤❤❤

  • @user-dk5bg3lt7m
    @user-dk5bg3lt7m5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye6409 ай бұрын

    ናይ ዕዳጋ ነገር ግን ብጣዕሚ እዩ ክባር😳❤

  • @gdushsgsushs4212
    @gdushsgsushs42129 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Tigraway-70wi
    @Tigraway-70wi9 ай бұрын

    750,000 ድየ ዝሰማዕኹ 🤔 ብዝኾነ ፅቡቅ እዩ። ናይ ባጃጃት ዕዳጋኸ ይምችየካዶ ይኾውን?

  • @sojoo3376
    @sojoo33766 ай бұрын

    🎉❤❤

  • @selambrhane5825
    @selambrhane58259 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @uchchc5243
    @uchchc5243Ай бұрын

    👍👍👍❤❤❤❤

  • @Brti
    @Brti9 ай бұрын

    ❤❤😊

  • @ArshadKhan-kp5hv
    @ArshadKhan-kp5hv9 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሸውተይ❤❤🎉🎉

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m9 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ 😊ፅንዓት ንህዝብና ክብርን ሞጎስን ንስማዕታትና😢አብ ቅዱሳን ሕቁፊ የንብሮም ጀጋኑና ። በዚህ ዋጋ 100 ሽሕ ንቲቪና ንፍሪጅ ንላውንድሪ ይአክል ማለት ድዩ ??

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    7 ай бұрын

    እወ

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb66909 ай бұрын

    🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e9 ай бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ሸዊተይ እንካዕ ደሓን መፃካ

  • @user-ym6gr4mt7x
    @user-ym6gr4mt7x9 ай бұрын

    ❤❤❤❤💖💖💖👍👍👍

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdeyКүн бұрын

    ናይ ሸዊት ቤተሰብ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሸዊተይ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ🌿💕🌿💕🌿💕🌿💕

  • @teklagebremkal8882
    @teklagebremkal88829 ай бұрын

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @suosuowe6666
    @suosuowe66669 ай бұрын

    ❤️❤️❤️😍😍😍

  • @muludegol5950
    @muludegol59506 ай бұрын

    ቡቅ ስራሕ ግን ጋዝ ኣብ ትግራይና ክነ።የናይ እዩ ዝጥቀም ሰብ መይሱ ኩሉ ግዝየ ከ ይርከብ ዶ በተለይ ካብ መቀለ ወፃኢ ንትህበና መልሲ የቅንየልና🥰🙏

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im9 ай бұрын

    የቀነየልና ሸዊት ሓወይ🥰 ደቂ መዳም ምስ ረከሰ ኢና ዓድና ንከድ🙄

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    9 ай бұрын

    ኣጆና ክረክስ እዩ

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fvАй бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @adwsdas25
    @adwsdas259 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p9 ай бұрын

    ሸውት ሓውና እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ዋይ እንታይ ደኣ ብሩ

  • @ngstipopo3749
    @ngstipopo37499 ай бұрын

    ❤️❤️❤️💞💞💞💞💞🙏🙏

  • @trhaaryam
    @trhaaryam9 ай бұрын

    ሰላም ሰላም እንኳን ዳሒን መፃእካ ሓወይ የቀኖየልና❤❤❤❤❤❤ እስኪ ሰበስክራይብ ሓግዙኒ ተጋሩዋኒ ደቂ ዓደይ ሓዳሽ ጀማሪት እየዋ 🙏🙏🙏🙏

  • @abiabi-vl6qz
    @abiabi-vl6qz9 ай бұрын

    ሸዊተይ ጀግና ኢካ❤❤❤❤

  • @rtgh9245
    @rtgh92459 ай бұрын

    🤔🤔🤔🤔😉😉

  • @cgvv2595
    @cgvv25959 ай бұрын

    ናብ ውቅሮ ኬድካ ባ ኣርእየና 🙏

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r9 ай бұрын

    🙉🙊ድካ ዘይክእሎ😣

  • @tarhastube9099
    @tarhastube90999 ай бұрын

    ግርም ዶ በልካ ሸዊት ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ናይ ዕዳጋ ነገር 😢

  • @user-zc1qu9xh5w
    @user-zc1qu9xh5w9 ай бұрын

    ኡኡኡኡኡ በቃ ዓዲ ምእታው ገዲፎዮ ኣለኩ 😮

  • @stgatesfun3010
    @stgatesfun30109 ай бұрын

    ናይ ዓዳጋ ነገር ታይ ከፀወዮ🤨😣

  • @Laila-pe6gb
    @Laila-pe6gb4 ай бұрын

    ዲስ ካውንት እንዶ ግበሩልና

  • @tbetbe6244
    @tbetbe62449 ай бұрын

    ናይ ሚድጃ ዋጋ ገሪሙኒ ዋ

  • @user-dc4xt2op8k
    @user-dc4xt2op8k9 ай бұрын

    የቀኔልና ሸዊት ሓውና

  • @rozaroza7147
    @rozaroza71472 ай бұрын

    ተገዳሚ ፍርጅ ግን አይራአኩን አለዎምዶ?

  • @goodplaza795
    @goodplaza7959 ай бұрын

    እዝግዮ ታይ መዓቱ ወደይ 😢

  • @trruauay7592
    @trruauay75929 ай бұрын

    ከመይ ጌርና ንኽእሎ ኢና ዙ ናብራ ሰማይ ኮይኑ ምኻድ ንዓዲ ንገድፎ ዶ😢

  • @jafeerrani5730
    @jafeerrani57309 ай бұрын

    የስዕሎይ ድምፅኻ 😅😢😢

  • @user-zl7rh4ko9w
    @user-zl7rh4ko9w9 ай бұрын

    ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅለል

  • @ma-m7377
    @ma-m73774 ай бұрын

    ዋጋኹም ግን ዝተፈላላየ እዩ ሙሴ እውን ኣቅርብልና እዩ

  • @shewitmultimedia

    @shewitmultimedia

    4 ай бұрын

    ናተይ እኮ ቅድሚ መዓዝ ድዩ ጓልነይ እቲ ናተይ ዳርጋ ብዙሕ ወርሒ እዩ ጌሩ ዘሎ

  • @ma-m7377

    @ma-m7377

    4 ай бұрын

    @@shewitmultimedia it is ok.any ways thanks bro .

  • @mami4135
    @mami41359 ай бұрын

    750.000 ድዩ ዝበለ

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    9 ай бұрын

    እወ ይገርም እዩ ግን 75 ሸሕ ክብ ዶ ይኮውን😂😂

  • @FgRr-yc1wg
    @FgRr-yc1wg4 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-we5kh6gk1e
    @user-we5kh6gk1e6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oc5mc1hp1u
    @user-oc5mc1hp1u9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @milimili2419
    @milimili24199 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-df1cw3gz3p
    @user-df1cw3gz3p6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tl5zl2pr6n
    @user-tl5zl2pr6n9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @hiboobi9757
    @hiboobi97579 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @ysbehehheuud6291
    @ysbehehheuud62919 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam79929 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @your1773
    @your17739 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sameeer1228
    @sameeer12289 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bxiigjcfbutn5491
    @bxiigjcfbutn54915 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉

Келесі