ክሕግዚ ዝደሊ መሐገዚ ቅጥዒ ይጠውቕ gofund.me/02bf9c26
እልእልእልእልእልእልእልእል እግዚአብሔር ይመስገን ነቲ ንሕና ዝሓሰብናዮን ዝፈጸምናዮን አብ ርእሲ ብጹዕ ዎቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ድንቂ ዝኮነ ስራሕካ ሓይልካን ምስጢርካን ዝገለጽካ እሞ ገዳም አቡነ እንድርያስ ምስ ኩሉም መተዓይቶምን ብዝርኤን ብዘይርኤን ኩሉ ካብ ዓቢ ክሳብ ንእሽቶይ ነዚ ጽዋ እዚ ተካፈልቲ ኮይኖም ክሳብ መፈጸምታ ናብዚ ዘብጽሕዎ አምላክ ጽንዓትን ትብዓትን ካባኩም አይፈለ እሞ ክብሪ ይሃብኩም ከቢርኩም አክቢርኩምና በረከት አቡነ እንድርያስን በረከት ናይ አቡነ እንጦዮስ ይክፈለና ንዑዑም ክንዝክር ንንበር አሜን💒♥️
Bruk hawna des zebl agelalxa
ጸሎት ሰማእት ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትርያርክ ሃገር ኤርትራ ከም ጥዑም ጨና ኣብ ሰማይ ዓሪጉ በረኸቶም የካፍለና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
ቐሺ ማሪቆስ ደባስ ተባዕ ጅግና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
Good bless you 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኣቦና ብጣዕሚ ጽቡቅ ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ኣቦና ቅዱስ ሰማእት ኣቡነ እንጦንዮስ የካፍለና፡ ኣቦና ምናልባሽ ዘየስተውዓልኩምላ ከይትኮኑ ኢለ ኢየ ኣብ 23፣51ደቂቅ ኣብ ጥቃ መቅደስ መቆምያ ሒዞም ዘለዉ ጃደ ካብቶም ከሰስቲ ቅዱስ ኣቦናን ሓዶት ዝምስክሩ ዝነበሩን ኢዮም መስለኒ እድከ ጽቡቅ ጌርኩም ረኣይዎም፡ ከም ርእይቶ ከኣ እዛ ዓዲ ናይቶም ሰባት ምጥቃስ ጽቡቅ ኣይመስልንን ምክንያቱ መንእሰይና ብሓሳብን ብሓቅን ዘይኮነ ብኣውራጃን ዓድን ኣብ ዝፈላለየሉ ዘሎ ግዜ እዚ ውን ንዕኡ ምድጋፍ ይመስለኒ ዓዲ ምጥቃስ ኳ ጽቡቅ እንተኮነ ህዝብና ግን ዓዲ ንመፈላለዪን መካሰስን ኢዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ የቀንየለይ።
ቀሺ ማሪቆስ ተባዕ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ። ኣባ ኣንጠንዮስ ናይ ዘመና ሃወርያ ኢዮም።
እንቋዕ ብድሐን መፃእኩም አቦይ ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ።
Mann
ዳሃይኩም ኣይታሓባእ ጅግና ዋልታ እምነተይ ተባረኹል ና !!!
Amen Amen Amen xolotomn berekotomn yhderena
ስላም ቀሽ ማሪቆስ በዚ እትገብሮ ዘለኻ ኻብ እግዝኣቢሄር ርኸቦ ሃዋርያዊ ኣቦና ኣንጦኖስ ኩሉ ክርስቶስ ዝኣዘዞም ናይ ክርስትና ተልእኾ ብግሪ ኣርኤሙና ዮም ወይልና እቶም ብሓሶት ዝመስከሪና ንሶምሲ ብተግባሮም ኣብ ገነት ከምዝኣቱዉ ዘጠራጥር ኣይኮነን ስላም ምዓልቲ እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዛሓልኻ።
ነቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣንጤኖስ ኣምላኽ የዕርፍ🙏🏽 ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ኣምላኽ ንዓኹም ዝሃበኩም ትብዓት ይገርም ስለትህቡና ዘለለኹም ጽፉፍ ሓበሬታ ነመስግነኩም ኣብቲ ናየቦና ዝዳሎ ዘሎ በረኸት ክንሕወስ ኣምላኽ ይሓግዘና
des zibil snesriat qebiri 💟💟💒💒💒
ኣቦና በረከቶም ይሕደረና!!!
Bishim Ezom kidus Abbona aykonen Orthodox kuluna Kiristiyanat bishimom kiserhu yigbae. I am very proud we have a martyr and holy Father Patriarch of the Eritrea.
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር አቦና ናይ ዘመና ሐዋርያ ብጹእ ወቅዱስ አቦና አንጠንዮስ ምስ ቅዱስ አትናቴዎስ ቅዱስ ሳዊሮስ ቅዱስ ዮሐንስ አፍወርቅ አብ ፅቡቅ አለው ምስ አምላኮም በረከቶም ይሕደረና .ብፀሎቶም ይምሓረና .
በረከቶም ይሕደረና
ኣሜን
May Lord our God continue to bless you and the church of love, peace and justice.
በረከተም ይሕደረና ናይ ኣቦና
, ሰላም ዝተባረክን ዝተቀደስካ ቀሺ ማሪቋሰ ከመይ አለከ ቃልካ ቃለ ገብረገብረመንፈሰ አብነተከለሀይማኖተ ቃለ አብነአረጋዊ ቃልካ ቃለ ቁዱሰ ጂወረግስ ሰማእት ይግበሮ ዘሐወይ
መንፈስ ኣቡነ ኣንተንዮስ ይባርኩም፥ኣቦና ሃዋርያዊ ተልአኮ ፈጺሞም ናብ ኣቦኦም ከይዶም አምበር ኣይሞቱን፥ህግደፍ ዝቀተሎም ይመስሎም ይከውን፥ ቃኣላት ልቦም መሊኡሎም ይመስሎም ይከውን፥
ናይ ኣቦና በረክቶም ይሕደረና
ኣቦና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ::
ድምጺ ተዓጺዩሎ ኣባ ቐሺ።
Aye mariqos Kabaka zkefa aeb alodyu mexhaf kudus hizka txaref abotatna dea mes yxarefu koynom
በረኸቶም ናይ ኣቦና ቅዱስ እንቶንዮስ አይፈለየና:: አቦና ቀሺ ማርቆስ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም::ኦ ጎይታ ይቅር ይበለልና::🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Hzbawi gnbar jigna ferayi jeganu eyu
እንቓዕ ደሓን መጻእኩም ኣቦና።
ሰላም ኣቦይ ቀሺ ፡ እዚ ቀሊል ደኮምንት ኣይኮነን ዩቱብ ቆዋሚ ሰለዘይከውን። ብመጽሓፍ እንተዝሕተም እሞ ንዉሉድ ወለዶ ምእታን ክመሓላለፍስ ጽቡቕ ኮይኑ ተራኢዩኒ። ሰላምኩም ይብዛሕ ኣቡና።
👌👍
ጽቡቅ ሓሳብ ሓሲብካ ብ ሲዲ ውን ጽቡቅ ቢድዮ ከይጠፈ
Dera Abba Mrikos the back ground music is so loud and interference with the message not all tolerate the noise
ኣቦይ ማዓረይ ብሰንኪ ኣብ ስደት ምንባረይ ናብቲ ክቡር ዓስከሬንኩም ክሰግድ ዕድል ዘይምርካበይ እንተ ሓዘንኩ ብንጹሁኩም ብጨካናት መራሕቲ ህግደፍ ስምኩም ከጸልምኹምን ክኣስሩኹምን ከለው ምስቶም ሓሰውቲ ደገፍቶም መ / ኣርቶዳክስን እመናን ኮይነ ስምኩም ዘይምጽላመይ ምስቶም ቅኑዓት ኣቦታት ሳዓብቲ ኣቦና ኣንጤኖስ ምውጋነይ ይኾርዕ ነቦና ኣምላኽ ነብሶም ምቶም ጻድቃናት የዕርፉ 😭
Kalewhiwet ysmealna bereket, yhderena
ኣነ በረኸት ክሳተፍ ኢየ ኣቦና
Welcome
Amen Amen Amen!
bereket Nay qidus Aba Tontinos yeqafilena
Nebona Mengste semay yewarisom neana kea egziabher bedelna gedifu ytearekena xeletomn bereketomn ykifelena aboy keshi kea edmen tinan yhabkum fetari 🤲🤲
Qale hwet yesmeali Amlak amen amen amen (2021) 2022 tetikewin Mehashe
Kalehewt yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you father
Berektomn xelotomn nay Abona mskulna ykun, neba Amha dma mewaxeO yfterelom, nskum dma xegaAu ywbzehalkum🙏🌹
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣራ
Nay Berket Video
Kidus abuna Antonios be eyen meheratka reayena haderaka 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽😭😪
Thank you Abboy Keshi. I will never be tired listening about Abbona. God bless you Abboy Keshi.
Kebret yehbkum abona
እወ ኣለና ኣለናን ፈረቃን በረከቶ ይብጽሓና ኣምየን
💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
😭😭😭😭💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
😭😭😭🙏🙏🙏😭😭😭
GBU Aabkesch 🙏🙏🙏🙏🙏
Amen bereket nay abona abune kdus entonios semat yehderna.
💃
Keshi Markos Adge Wede Adge Ekha
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ኣቦይ ቀሽ ናይ ኢትዮጵያ ንፋስ ኣይምጽኣና። ሃይማኖቶም መንፈሶም ሰብኣውነቶም ኣርሒቖ ዘለው ህዝቢ። ሰብ ብህይወቱ ተኣኪቦም ዝጠብሱ እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ። ናይ ብጹእ ዎ ቁዱስ ኣቦና ኣባኣንጠንዮስ ጾለቶም መንፈሶም ስላሞም በረኸቶም ኣይተሓደገና🙏🙏🙏🕊️🕊️🕊️ ኣብቲ ትብሉና ዘለኹም በረኸት ክንሳተፍ እግዚኣቢሔር ይሓግዘና። ኣሜንን!
No voice I want to hear this please can you fix it
❌
Aboy keshi markos minti wutsuat zeewuyu butsuat eyomm emo butsue eka
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ቐሺ ማሪቖ እግዚአቢሀር ይመስገን ስለኩሉ ነገር
Egzabhair mehritu yewrdlina zexrifi keshi reayfilitin eye wangle mesbaka eyu natikum temlisu
እትዛረብዋ እኮ ሓቂ እንተ ኮነ ግን ከም ቀሺ መጠን ኣዘራርባኩም እርኑብ ግበርዋ ርዝነት ዘለዎ ቃላት ተጠቀሙ ኣዘራርባኩም ብጨው ዝተቃመመን ብጸጋ ዝተመልአን ይኩን ይብል።(ከም ተመሃራይኩም መጠን ሪእቶ እያ።)
Da vacation fluyat eyom abona
Kdmi kale seb mtshyaykn tsahyayna nenrie tsbuk neru
Abona abune antonis mengst semay atyom :: aba lukas zebahalu Gen keseru besega yerayeni alo ::
Slam mengste semax yewardom
Amen 🙏 Eza 2021. Zela 2022. Armuwa aba Keshiiii
Amen Amen Amen 🙏
Amen Amen Amen
Please Keshy marks special Canada zelew Akshshti mefesya zekonus kadrat ygdef eyom
Keshi marikos hanti. Abay hto aletni, nsu ka. Dngl Marian tnte abso alewa zbl sbket mhirka, Kab kalka ksemo ydely aleku mknyatu nay seb semika zwymfrad , mknyatu Goyta aytfredu eluna. Nay kdste. Kudusan Dngl Marian Tnteabso Elka entekonka yhateka aleku melseley???????Menafkan thadso eyu zbl kab bzuh seb nseme alena
Enqae bdehan metsakum abona
Kubure. Abona behaki zehezen bandiera maere mesekelena. Keterie. Ayegebaene. Qalsekume. Amelake. Yehagezekum
Dmxi Yebulun
ኣኪልኩም ጸለመ ከተጸልሙ ክትነብሩ መዋአልኩም ወንገል ግዳ ዘይትምህሩ አቲ ዝፈርድ ኣምላክ ዩ
@@habteabamare5114 ሱቕ በል ኣምሰሉ ሓሳዊ
😷 ሰውራ ኤርትራ ብፍላይ ሻዕብያ ካብዛ ሐንቲ ሂወት ናይኩላትና ነዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ኤርትራውያን ከፅንቶም ኢሉ ዝተመስረተ ናይ ገበነኛታት ውድብ እዩ
Aye tehadso hasewti lekimkumom eba
Ata kindey gize seb ketedanagru ekum mewailkum tehadso kitblu .mejemerta gin nay tihadso trgumu fleto?
ሓሳዊ ቀሺ ጹብቅ ቀኒና ኒረና ኻኣ አታ ሩኹሱ ከም ቀሺ ተመሲልካ ስብ አየተዳናግር ዕሱብ ናይ ሕዋሓት እስኻ ካብ ኢስያስ ዝኽፊካ ኢኻ ሩኹሱ ግዜኻ ጠራይ ተጸበ ደመካ ደም ካልቢ ክኽውን እዩ።
ካብኣ ሓሊፍካ እንታይ ከይትዛረብ ደም ምፍሳስ ጥራሕ ኢዩ ስራሕካ መፍሰሲ ደም ኢካ እዚ ካኣ ካብ ኣፍካ ኢየ ረኺበዮ ግን ይቕረ ይበለልካ ፈጣሪ ናብ ንስሓ ተመለስ ምኽንያቱ እግዚኣብሔር ንኩፉእን(ጉሒላ) ደመኛን ሰብ ይጽየፎ ኢዩ ዝብል ቅዱስ ዳዊት ።
Hawey natey afka nxbuq tezarebelu
@@abrahamghebre3968 semani eso xeboq deyou zezareb kab isaisa naleli eko kefiena nehana eko isaisa eyou keme neseded girena xeboq girena nefelto eina hij naan asetmehro aydeleyenana eyou ezi ka regom seb keme qeshi temesilu teman zekona kendi seb nab fqeri zesebk nab xeli zesbke eyou esob naye hewahate eyou qeshenat golebaba enda geber nesebate yenaqote hayemanot enda felaley selzi naoao ageb mebala aymahashekan kab naye agebe tebele::
ኣንታ ሓውና ሓቂ ንምንታዩ ዝመረካ ዓገብ
Пікірлер: 96

@haftomkeshi8566
2 жыл бұрын

@user-pt7ng2ui7f

@letischsamuel7908

@tiebeghebru2649
2 жыл бұрын
👌👍
@yafet5024

@emanuelewayhezbi591

@yordikidane8550
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
Please Keshy marks special Canada zelew Akshshti mefesya zekonus kadrat ygdef eyom
Keshi marikos hanti. Abay hto aletni, nsu ka. Dngl Marian tnte abso alewa zbl sbket mhirka, Kab kalka ksemo ydely aleku mknyatu nay seb semika zwymfrad , mknyatu Goyta aytfredu eluna. Nay kdste. Kudusan Dngl Marian Tnteabso Elka entekonka yhateka aleku melseley???????Menafkan thadso eyu zbl kab bzuh seb nseme alena
Enqae bdehan metsakum abona
Kubure. Abona behaki zehezen bandiera maere mesekelena. Keterie. Ayegebaene. Qalsekume. Amelake. Yehagezekum
Dmxi Yebulun
@tiebeghebru2649
2 жыл бұрын
❌
@habteabamare5114
2 жыл бұрын
ኣኪልኩም ጸለመ ከተጸልሙ ክትነብሩ መዋአልኩም ወንገል ግዳ ዘይትምህሩ አቲ ዝፈርድ ኣምላክ ዩ
@filimontsegay9289
2 жыл бұрын
@@habteabamare5114 ሱቕ በል ኣምሰሉ ሓሳዊ
😷 ሰውራ ኤርትራ ብፍላይ ሻዕብያ ካብዛ ሐንቲ ሂወት ናይኩላትና ነዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ኤርትራውያን ከፅንቶም ኢሉ ዝተመስረተ ናይ ገበነኛታት ውድብ እዩ
Aye tehadso hasewti lekimkumom eba
@elsaghebirihwet3336
2 жыл бұрын
Ata kindey gize seb ketedanagru ekum mewailkum tehadso kitblu .mejemerta gin nay tihadso trgumu fleto?
ሓሳዊ ቀሺ ጹብቅ ቀኒና ኒረና ኻኣ አታ ሩኹሱ ከም ቀሺ ተመሲልካ ስብ አየተዳናግር ዕሱብ ናይ ሕዋሓት እስኻ ካብ ኢስያስ ዝኽፊካ ኢኻ ሩኹሱ ግዜኻ ጠራይ ተጸበ ደመካ ደም ካልቢ ክኽውን እዩ።
@noesnuit3854
2 жыл бұрын
ካብኣ ሓሊፍካ እንታይ ከይትዛረብ ደም ምፍሳስ ጥራሕ ኢዩ ስራሕካ መፍሰሲ ደም ኢካ እዚ ካኣ ካብ ኣፍካ ኢየ ረኺበዮ ግን ይቕረ ይበለልካ ፈጣሪ ናብ ንስሓ ተመለስ ምኽንያቱ እግዚኣብሔር ንኩፉእን(ጉሒላ) ደመኛን ሰብ ይጽየፎ ኢዩ ዝብል ቅዱስ ዳዊት ።
@abrahamghebre3968
2 жыл бұрын
Hawey natey afka nxbuq tezarebelu
@amhgreat4658
2 жыл бұрын
@@abrahamghebre3968 semani eso xeboq deyou zezareb kab isaisa naleli eko kefiena nehana eko isaisa eyou keme neseded girena xeboq girena nefelto eina hij naan asetmehro aydeleyenana eyou ezi ka regom seb keme qeshi temesilu teman zekona kendi seb nab fqeri zesebk nab xeli zesbke eyou esob naye hewahate eyou qeshenat golebaba enda geber nesebate yenaqote hayemanot enda felaley selzi naoao ageb mebala aymahashekan kab naye agebe tebele::
@gergishgergish1130
Жыл бұрын
ኣንታ ሓውና ሓቂ ንምንታዩ ዝመረካ ዓገብ
Good bless you 🙏🏾🙏🏾🙏🏾