ሓዳር ምስ ጋል ሃገረሰብ - NEW ERITREAN FULL COMEDY (Hadar ms Gual HAGERESEB)

Комедия

#SUBSCRIBE #tigrinya #eritrea #ethiopia #habeshatiktok #habesha #eritreanmusic #ethiopianmusic

Пікірлер: 718

  • @zomaychannel
    @zomaychannel Жыл бұрын

    ዝከበርኩም ተከታተልታ #ZOMAYCHANNEL ብትጽሕፉልና ኣዝዩ ደስ ዘብል ኮመንት: ርእይቶ: ረቀፌታ ኣዚና ኢና ነመስግነኩም ❤️please don’t forget get To LIKE 👍🏽 kzread.info/dash/bejne/h2uqtK2zlsixZqg.html kzread.info/dash/bejne/mYSksa5reNO_c8Y.html kzread.info/dash/bejne/iIiIs8uOZdubqto.html

  • @toybatube4734

    @toybatube4734

    Жыл бұрын

    ጎበዝ

  • @hissak7126

    @hissak7126

    Жыл бұрын

    ርሻነይ ምቅርቲ ብሰላም ምጽና በጂኺ ቀጽልዮ አስሚር ሽኮር ከአ ነፍዕቲ አያ ብሐፈሻ ኩሎም መሳርሕቲኺ ኩሎም የድንቆም ቀጽልዎ😍😍

  • @sammiku5970

    @sammiku5970

    Жыл бұрын

    Eza shiroki da kindey ytim chena. Hanen abilahna.

  • @eilayseilays1077

    @eilayseilays1077

    Жыл бұрын

    ዋዋዋ ኣብ ሰደት ኮንኪ ከምዚ ምሰራሕኪ ከይደነቁኪ ኣይሓልፍን እዩ ንፍዕቲ በሊ ዉላድኪ የርአየና ክብርቲ ሓፍትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @SB-en6ev

    @SB-en6ev

    Жыл бұрын

    💝💝💝

  • @user-lz9ct2dh9x
    @user-lz9ct2dh9x Жыл бұрын

    ኣብ ሰደት ወፅያ ንፃዕዳ ተዋሲባ ባህላ ሓልያ ንደታታ ትመስል ሽፍንቲ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ ሓዳርኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ ሓፍትካ ጓል ትግራይ 💊 መሐጎሲና ባሕቲ ታሕሳስ ይግበረልናለ 🙏🙏

  • @sasenegahi5973

    @sasenegahi5973

    Жыл бұрын

    Wa Ertrwit eyu ko 🤣

  • @wedmana8067

    @wedmana8067

    Жыл бұрын

    ናይ ምንባብ ችግር ድዩ ዘለካ ወላስ ናይ ምርድኣእ ትግራወይቲ ተኾናት ቋንቊኣ ምንነት መሰላ እንድዩ ኣንቱም ሰባት ኣብ ኤውሮጳ ኮንኩም ብድንቁርና ተዓቢጥኩም ልዕሊ ትግራወይቲ ሓፍቲ ብተፈጥሮ ኣበይ ትረክብ

  • @user-lz9ct2dh9x

    @user-lz9ct2dh9x

    Жыл бұрын

    @@sasenegahi5973 የፈልጣ እየ ማዓረይ

  • @leteyletey3923

    @leteyletey3923

    Жыл бұрын

    አሜን ኤርትራ 🙏🙏ትግራይ❤

  • @ephraimtik920

    @ephraimtik920

    Жыл бұрын

    Kkkkk አሳማ አግብታ የ ሚከብራት ኤርትራውያ የለም!!! ዋናው መስረቱን የ ጨማለቀሺ ሴት!! ባህሎን አከበረች አይብላም። ኢትዮጵያ ሴት ግን ፊረጂ አግባት እበት ብትጠርግ ሺግር የለም ኢትዮጵያ የ ባህል ክብር የላችሁም። አገራችሁም ደሃ በመሆና።

  • @Zemen4195
    @Zemen4195 Жыл бұрын

    ረጊጽኩምኒ ኣይትሕለፍ ደቂ ኤረይ አብዛ ናተይ ኣቲኩም ቅጫይ ኣብሱሉለይ ሓላላት❤❤❤

  • @tsgawu88
    @tsgawu88 Жыл бұрын

    ተዓዲልኪ እምቤተዋይ ኣነውን ከማኪ ክከውን ይፅሊ ውላድ ብውላድ ክገብረኒ ፈጣሪ ኣሜን ንኩላትና

  • @shashurezene9072

    @shashurezene9072

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @Hiyba123

    @Hiyba123

    Жыл бұрын

    Amennn Amennn Amennn

  • @mamnatey690

    @mamnatey690

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @fokirmua1035

    @fokirmua1035

    Жыл бұрын

    አሜንንንን

  • @zebuasmerom4733

    @zebuasmerom4733

    Жыл бұрын

    Amen

  • @hawegaltigray1174
    @hawegaltigray1174 Жыл бұрын

    ኣነስ ዛጓል ገይረ ዝፎትዋ ምቅርቲ መኽበሪት ባሃላ ❤❤❤❤❤

  • @ephraimtik920

    @ephraimtik920

    Жыл бұрын

    ብ ከመይ?? መውስቦ መሰረት ሃደ ህዝብ ባህሊ እዩ!! እዚአ ጸያቂ መውስቦ ህማቅ አብነት!! እዚአ ሰብ ጻእዳ ድሃ አኪብዋ ኮብዘን KZread ቁሩብ ገንዘብ ክትረክብ ኢላ እበር ትጠቅም አይኮነትን!!

  • @HAN-lx1nh

    @HAN-lx1nh

    Жыл бұрын

    @@ephraimtik920 ኣታ ንስኻ ኸ እንታይ ትጠቅም ኮይንካ ኢኻ ጎሓፍ ኣበይ እሞ ነንባዕልኹም ተሰማሚዕኩም ብኻራ እናተሓረድኩም ካብ ካብ ምሳኹም ምስ ጻዕዱ ምምርዓው ይበልጽ100% ባህልኹም ኣብ መዓኮርኩም ወትፍዎ

  • @ephraimtik920

    @ephraimtik920

    Жыл бұрын

    @@HAN-lx1nh ኤርትራውያ ብ ኮራ ሰብ አይሃርድን። ከምሃ ብሽም ኤርትራ ዘዳናግራ ትግራዋይkkkkkk ጻእዳ ሃደ ጎሃፍ ብጀኮ ከብዱ ኮልእ ዘየፈለጥ ሃሽማ!! አንቲ ተወጋሪት ለማኒቲ YT!! ኤርትራ ሰማይ ጭዋ ህዝቢ። ኤርትራውያን ዝፈንፈኑሂ ጨናዊት መዛርብቲ ኤርትራውያን አየኮንኪን። ውርደታም!!kkkkkkkk

  • @natnaelasefaw4606
    @natnaelasefaw4606 Жыл бұрын

    proud to be eritrean,🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እንዳስብሃቱ ! መድሃኒኣለም ሓዳርኩም ይባርኽ+++

  • @brhanedawit2756
    @brhanedawit2756 Жыл бұрын

    ከመይ ጋለይ ብር ክትብሊ ተሓጎሲ ቡሩኻት ስድራ 🙏🙏❤❤❤

  • @merciygood18
    @merciygood18 Жыл бұрын

    ከማክስ ሽሕ ይወልዳ ክብርቲ መክበሪት ባህላ❤❤❤

  • @vhbh3532
    @vhbh3532 Жыл бұрын

    ኣነ ትግራወይቲ እንድየ ካብ ዩቱቭ ሙሉእ ዝፎትዋ ዘድንቃ ርሻን ዉሓለ ዘይተሕፍረካ ልክዕ ከም ኣደይ እዝዉቲ ❤❤❤❤👑 ንግስቲ ኩለን

  • @senaitfkadu-vy4dx

    @senaitfkadu-vy4dx

    Жыл бұрын

    ብጣእም ንፉእቲ ክልቴኩም አምላክ ሀዳርኩ ይባርከልኩም

  • @user-jj9ck6gn5e
    @user-jj9ck6gn5e Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ደቅኩም ኣደይ ማርያም ክኣ ብሰላም ትምጻኪ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @hiwettesefu5479

    @hiwettesefu5479

    Жыл бұрын

    አሜን

  • @user-jj9ck6gn5e

    @user-jj9ck6gn5e

    Жыл бұрын

    @@hiwettesefu5479 ❤️🙏

  • @user-ds1bi7cw2m
    @user-ds1bi7cw2m Жыл бұрын

    ብጸጋም ባሪኹልኪ ስብሃቱ ሽኮር እቲኣ ትእምርተ መስቀል ክገብር ከሎ ኸኣ ጽቡቕ ጌርኪ መሃሪዮ ካብ ግንባር (በስመኣብ) ናብ ልቢ(ወወልድ) ድሕሪኡ ናብ ጸጋም(ወመንፈስ ቅዱስ) ድሕሪኡ ናብ የማን(ኣሃዱ ኣምላኽ) ዳሕራይ ናብ ልቢ(ኣሜን )ኢልና ንውድእ እዚአን ተሪፈናኺ ኣዐርዪየን፡፡

  • @yetenbitube1
    @yetenbitube1 Жыл бұрын

    ማርያምን ጨርሼ ነው ያየሁት ደስ እያለኝ ግን አንዱም ቋንቋ የተናገሩት አልገባኝም በማየት ግን የድራማው ሚሰሩት ገብቶኛል😂ለምሳሌ ጋዝ ተወዷል ብላ ለስባቱ እበቱን እጠፈጥፈዋለው አለችው

  • @Hadas2109

    @Hadas2109

    Жыл бұрын

    ክክክ

  • @addismyway64

    @addismyway64

    Жыл бұрын

    የተንቢ እኔም እንዳቺ ነዉ ቋንቋዉ ባይገባኝም ሁሌም እከታተላቸዋለዉ በጣም ነዉ ደስ የሚሉት

  • @ambesajrsemere723

    @ambesajrsemere723

    Жыл бұрын

    ጎበዝ ራሻ ማለት የፑቲን ኣገር ጋዝ ኣስወደዱት ስንቴ ከራሻ እንመሳሰል በኩበት ኣርገን ቂጣና እንጀራ እንጋግር ክክክክ

  • @sam-ld3kl

    @sam-ld3kl

    Жыл бұрын

    😀🌺👍

  • @betsbel
    @betsbel Жыл бұрын

    ደስ ብሎኝ እስከ መጨረሻው አየሁቸብ ኧረ ቀጣይካለ እጠብቃለን የኔውዶች ደስ ስትሉ ማርያምን🍒💚💚💛❤🌲🌲🍒🍒💚

  • @user-vw4bh2xz1d
    @user-vw4bh2xz1d Жыл бұрын

    እመብርሃን አደይ ብስላም ትምፃእኺ ሾኮሪና ብውላዲኺ ትሓጎስ ደሰሰ ዝብል ባህል ኣደዋይ እምበር ኣዘክረኽን ካብዘይረኽባ ነውሕ እዋን ኾይኑ😥

  • @user-jp6uh6xt3n
    @user-jp6uh6xt3n Жыл бұрын

    ❤🇪🇷❤️ርሽኑ አመብርሃን ብሰላም ትምጻአልኪ ናከብድኪ አብ ሕቅፎኪ የረየና ርሽኑ ባህላ ተክብር።

  • @Meksen.wedi22
    @Meksen.wedi22 Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ።ርሻን መኽበሪት ባህላ ኣጆኺ ።proud to be eritrean.

  • @saliemkifle4470
    @saliemkifle4470 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ ኣንበሲት እዘን ክጻረፋን ሕፍረተን ክቐልዓን ዝዉዕላ ደለዋ ካባኪ ክመሃራ ይግብአን ኣብዚ ሎሚ ግዜ ሰብ ናይ ፍረንጂ ባህልን ኣካይዳን ኢዩ ዝክተል ደሎ ንስኪ ግን ንስብሃቱ ባህልክን ቋንቋክን ባህልክን ክኽተል ምግባርኪ ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ሽኮሪና ሓብተይ ጓል ኣዴታታ ኢኪ ቀጽልዮ ዋዕሮ

  • @user-bf4nc4ud5m
    @user-bf4nc4ud5m Жыл бұрын

    ረሻንዋይ ተባረክ ዋይይ ዓድና አናፍቅኽና ሰደት🖤🙏💔💊😥😥

  • @rigat9
    @rigat9 Жыл бұрын

    እዳ ስባህቱ ቡሩኻት ገዛ ናብራኹም ይሰስን❤🇪🇷🇪🇷

  • @bennetuhubun-xd5py
    @bennetuhubun-xd5py Жыл бұрын

    ክብርቲ መኽበሪት ዓዳን ባህላን ከማኽስ ሺሕ ይወለዳ❤

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይ ምቅርተይ ሕሉፍና ኣዘኪርክና😥 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝተባረከን ዝተቃደስን ባሕቲ ታሕሳስ ይግበረልና👏🌽🌾🌽👏🌽🌽🌽🌽🌾❤️

  • @shewitmengs5107
    @shewitmengs5107 Жыл бұрын

    ርሻነይይ ጽብቅቲ ኩሉ ዘምሕረልኪ ጠኒስኪ ኣይጽግመኪ ሓሪስኪ ኣይጽግመኪ ኩሉ ትኽእልዮ ልዕሊ ኩሉ ባህሊኺ ተኽብሪ ናይ ስብሃቱ ከኣ መግለጺ የብልን ናይ መን"ዩ ናትኪ መንፍዓት።ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ዘይውዳእ ፍቅርን ሲኒትን ይዓድልኩም🙏🙏🙏።

  • @user-nn1if7ze2y
    @user-nn1if7ze2y Жыл бұрын

    ከክንዳኸመ ኣነ ደኺሙኒ ርሻነይ እመብርሃን ብሰላም ትገላግልከሐ💠💊🇻🇳

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын

    እዋይ ንስኹም'ሲ መቅሰናት በሓቂ ክብርውት ይሃበልና ነመስገን ኣብቲ ብሉጽ ደስ ዝብል መግቢ ድማ ኣህሪፍኩምና በጣዕሚ ኣፍና ማይ ምዒጉ ቀስ ኢልኪ ኸኣ ዝሓፍተይ ብፍላይ ኣብቲ እንዳ ስታላሲ ከይትወድቂ ማርያም ኣስመሪተይ ብሰላም ትምጻኪ ኸኣ!

  • @dawitesack8028
    @dawitesack8028 Жыл бұрын

    መክበርቲ ባህልና እንዳ ዘማይ እና ርሻን ስብሃቱ ኣናብስ ደስ ዝብል ተራእይኒ

  • @meazaaraya8080
    @meazaaraya8080 Жыл бұрын

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንፉዓት ፋሚሊ ፡ብ ባህልክን ዓድኪን ትኾርዒ ጅግና ኤርትራዊት ሓፍተይ

  • @tedrosteklehaymano6166
    @tedrosteklehaymano6166 Жыл бұрын

    መክበሪት ባህላን ርስታን ፡ ኣጆኺ ቀጽልዮ እግዝብሔር ሓዳርኩም ይባርክ።

  • @thth1588
    @thth1588 Жыл бұрын

    ኣሰየይ ኣደወይ ኣዝኪርክኒ ደሞ ቀፅልሉ ሓላለይ ኣብ ሰደት ዘለዘላ ንማሃር ትግራይ ዓድና ለ ሰላም ይሃበና ንኩሉ ዓለም

  • @user-hn6dn4sb9k
    @user-hn6dn4sb9k Жыл бұрын

    ኣብ ክንዳኺ ነብሰይ እስር የብል ከይተረደኣኒ።በጃኺ ከይትወድቂ ተጠንቀቂ ።እንተ እቲ ስራሕ እሞ👌👌👏👏

  • @gemelbarka9345
    @gemelbarka9345 Жыл бұрын

    ሽኮር ሽኮር ኣያ ከምሕረልኪ❤❤❤❤😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ኣየ ስባህቱ ዝረኸቦ ኣየ ትሓሰብኪ ክጽብቅ ቅጭን ጎል ኤረይ ኣደፋኒቅክኒ ሓጸና ዘለኺ ትመስሊ ሕጅ ኤሞ ኻኣ ልክዕ ደምቤ ላኻ ዘለኹም መሲልኩም❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🥰🥰🥰🥰🌹🌹😍😍😍

  • @user-lr1mo6vr8p
    @user-lr1mo6vr8p Жыл бұрын

    አቲ እዛ ሽኮሪና ወይዘሮ ❤ንጻዕዳ ሰብአያ ቃንቃና ሚሂራቶ፤በዓል አነ ገርማዕ ግን ንደቅና ቃንቃ ትግርኛ ክምህሮም አይከአልኩን። ኑፉዓት ክርእይ ከለኹ ባህ እዩ ዝብለኒ❤❤❤❤

  • @luwamnega136

    @luwamnega136

    Жыл бұрын

    Kkkkk😁😁😁😁

  • @user-lr1mo6vr8p

    @user-lr1mo6vr8p

    Жыл бұрын

    @@luwamnega136 ሐራም ኢለ🫱🏽

  • @majorluwam1513

    @majorluwam1513

    Жыл бұрын

    Kkkkk

  • @EE-ro2tx

    @EE-ro2tx

    Жыл бұрын

    @@user-lr1mo6vr8p Ansi temsgen keltom degey tigreya yezarbu eyuom sebi geni zeytbabaka english ketkeli english zeytzarbyuom tigreya entay keabselom yebluni eza coment ka mesi raku tetbabi tekmi kem zelwo thanks

  • @abrahaleyftwi4354
    @abrahaleyftwi4354 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣድንቀኩም ርሻን መኽበሪት ባህላ ነዚ ወለዶ መርኣያ እኺ ኣብ ምስልይነት ንነብር ዘለና ወለዶ። ካብ ትግራይ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 እወይ ንስኽስ ንበይንኺ ኢኺ ብጣዕሚ ዘሕብን ስራሕ እዩ መንነትካ ዘይ ምርሳዕ ሰብአይ እውን ረኺብኪ ኢይኺ ናትና ዘይዓብይዎ ክኾኑ ይደልዩ ስብሃቱ አብ ዝማዕበለ ሃገር ተወሊዱ ከማኺ ክኸውን ይፅዕር

  • @Nataniya22

    @Nataniya22

    Жыл бұрын

    ናይ በሓቒ ሎሚ ሰብ ዘይ ንሱ ክመስል ትንፋሱ ሞሊቑ በዓል ስባህቱ ከኣ ረኣዮም።

  • @delina9054
    @delina9054 Жыл бұрын

    ኢዋይ ኢዚ ስብሃቱስ ከመይ ዝበልዎ ብሩክ ኢዩ። ርሽቱ አንበሲት❤

  • @user-hm7cj1cl7o
    @user-hm7cj1cl7o Жыл бұрын

    ብርዕኪ ይሰስን ምቅርተይ መክበሪት ባህላ ኣዚኩም ኢኩም ደስ ተቡሉኒ ፍቅርኩም እግዛብሄር ኣምላክ ይባርኩ ፁሩያተይ😘😘😘💊

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e Жыл бұрын

    ርሻነይ ምቅርቲ መክበረት ባህላ 😘 ምስ ሙሉ ስድራኩም ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @hagerkiflaykiflay1509
    @hagerkiflaykiflay1509 Жыл бұрын

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባኽ መኽበሪት ባህላ

  • @samuelberhe1766
    @samuelberhe1766 Жыл бұрын

    ርሻን ናይ ብሓቂ፡ ርሻን መኽበሪት ባህላ

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e Жыл бұрын

    እመቤታችን ብሰላም ትምፃእኪ መዓረይ

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai6697 Жыл бұрын

    There is no perfect 👌 comedy,but this comedy is perfect,good job guys.❤️🇪🇷🙏.

  • @yonigigs
    @yonigigs Жыл бұрын

    ክክክክክክክክ ኬፍ አለኩም ቅንዕና..ንስብሃቱ ከበሳ ሕዝክዮ እንተትኸዲ ጹቡቅ ኔሩ ማሕረስ ከኣ ምስ ተማህረ..🌺👏💞💞

  • @samrawittsgehans7792
    @samrawittsgehans7792 Жыл бұрын

    ኣበይ ከ ረከበቶ እቲ ቦታ ኮንፊደንስ 100%

  • @Senu2211
    @Senu2211 Жыл бұрын

    Wow Amazing, God bless you lovely and beautiful family. I am very proud of you .

  • @Mahletgrim
    @Mahletgrim Жыл бұрын

    You guys are very talented thank you Rishu hafty gota yebarkum 🙏🏼

  • @habtomtsehaye3518
    @habtomtsehaye3518 Жыл бұрын

    በረከት እግዚአብሔር በትኩም የዕሰሎ ጀግና ሰበይቲ በሓቂ ኣኸባሪት ባሀላ ❤

  • @saraabraham504
    @saraabraham504 Жыл бұрын

    ካብ እዚ ሕጂ ዘሎ እንሪኦ ድራማ ንሃትኩም 100% ይበልጽ ማርያም ብሰላም ጠዋልድኪ ምዓረይ ኣብ ሓዳርኩም ፍቅርን ሰላምን ይፍተረልኩም እግዛብሄር ኣምላኽ

  • @TV-fi3vf
    @TV-fi3vf Жыл бұрын

    ስብሃቱ ቀባጽ ፍርቂ ጣይታ ባሪኩኪ ምጸጋማይ ኢዱ ጌሩ ባሪኩኪ ነውሪ በልዮ ብጸጋም ብየማን እዩ ዝባረክ ክክክ

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 Жыл бұрын

    ብሓቂ መክበሪት ባህላ ሓዳርኩም ይባርክ እግዚአብሔር ቀፅልሉ ክብርተይ ሓፍትኪ ትግራዊት ብሓቂባህልና ጥዑም

  • @yohannesasgedom9013

    @yohannesasgedom9013

    Жыл бұрын

    Betami des tebulu amilaki yeniburikum ajokum kexliwo

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ኣነስ ነዛ ጓል ክፈትዋ ምቅርቲ መክበሪት ባህላ ዋውውው ኸፀብቀልኺ ማዓረይ ቀፅልዮ 👍💛❤️

  • @yodittsegay1036
    @yodittsegay1036 Жыл бұрын

    I love it the Traditional show keep it up❤

  • @mesfintekeste1348
    @mesfintekeste1348 Жыл бұрын

    WAWWWWW What is an amazing drama it's absolutely beautiful. Thank you both of you guys Rishan (Fara)

  • @BHW2007
    @BHW2007 Жыл бұрын

    Absolutely beautiful and outstanding comedy.. I love u guys. Proud Proud 👏 especially Rshan. Well-done

  • @HighlyFavored
    @HighlyFavored Жыл бұрын

    "እሞ ናይ ኤርትራ ንብረት እንድየ ዝገዝእ ዘለኹ" That's hilarious Rishitu.

  • @goytayabakauxolotey6837

    @goytayabakauxolotey6837

    Жыл бұрын

    @@user-hm7cj1cl7o አንታደኩም ትፈልጥዎ ኤርትራ ጋሓፋት 🤑

  • @user-bo1ip1ff3y

    @user-bo1ip1ff3y

    Жыл бұрын

    @@user-hm7cj1cl7o ኣንቱም፡ህዝቢ በስምኣም፡ኢልኩም ሰላምኩም ኣስተማቕሩ ሕጂ ከኣ ኤርትራ ኤርትራ ኪትብሉ ካልእ ጉድ ከይመጻኩም ህውይከት

  • @geni9154

    @geni9154

    Жыл бұрын

    @@user-hm7cj1cl7o Oy Nski kea Eske tm beli teblaq😒😤

  • @zebuasmerom4733

    @zebuasmerom4733

    Жыл бұрын

    @@user-hm7cj1cl7o deqala seriqis nay abokum dea teref doron😅

  • @arsuarsu1857

    @arsuarsu1857

    Жыл бұрын

    Aseyyyyyyyyy xbuktyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ምስ ፃዕዳ ኮይንኺ ኾሙዚይ ገይርኺ ባህልኺ ምዕባይ(ምፍላጥ)ዋውው ክትበራታተዒ ይግበአኺ ብሓቂ👍👍💛💛

  • @amaweld8055
    @amaweld8055 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም" ፍቅርኩም ድማ የብዝሓልኩም።

  • @tsigeredaberihu1729
    @tsigeredaberihu1729 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕቅጽልዮ part 2 ክንጽበ አና ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻአኪ

  • @rezenetsegai6982
    @rezenetsegai69828 ай бұрын

    Enda sbahtu ❤ sweet family God bless 🙌

  • @eritreanpie6976
    @eritreanpie6976 Жыл бұрын

    Rishu shikor proud of you..we don't have to go to Eritrea..because you brought Eritrea to Europe Asey shikor fitret dekhonke gual

  • @mihretwelday8288
    @mihretwelday8288 Жыл бұрын

    "Werdi" "yaklekn" "entay eu ezi" Sibhatu 👏👏

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ገለን ባህላ ተጥፍእ ኣጆኺ ቀጽልዮ

  • @swedenforever6355
    @swedenforever6355 Жыл бұрын

    BEST COMEDY 👍👍🏻👍🏼👍🏽👍🏾👍🏿 Love from Stockholm ❤

  • @esayassolumon8054
    @esayassolumon8054 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓፍትና ባህልና ዝዓቀብኪ ቀጽልዮ

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 Жыл бұрын

    Best couple, May God bless you 🙏 Good job keep it up ❤❤

  • @user-pw2bn3vq9h
    @user-pw2bn3vq9h Жыл бұрын

    ርሻን ሓብተይ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኩም ኣምላክ ደቂ ኤረ እዞም በውራጃ ብዓሌት ብከባቢ ክንጻረፍ ንውዕል ቁሩብ ካብ ናይ ስብሃቱ ርሻን ፍቅሪ ክንስእን

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    እነይ ማርያም ብሰላም ይምፃኣኺ ወይዘሪት❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @edenzeresenay9361
    @edenzeresenay9361 Жыл бұрын

    መግለጺ የብለይን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ

  • @luisendawit6532
    @luisendawit6532 Жыл бұрын

    please keep it up I'm your biggest fan if I don't see you during the day I get a headache I swear I wish you all the best with your whole families 🧡🧡

  • @user-pj7ge7dh7w
    @user-pj7ge7dh7w Жыл бұрын

    ርሻነይ እደይ ማርያም ብሰላም ትመፃኢኪ

  • @eritreanraiders1745
    @eritreanraiders17459 ай бұрын

    Love y’all, and respect for my man speaking my language

  • @jamalahmadnur3647
    @jamalahmadnur3647 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂይ ኣድኒቀኪይ ኣብዚይ ኤሮባ ከማኪይ ባህላ ተኽብር ርኤ ኣይብጠረልን ከማኪይ ትፋጠረልና

  • @nitzihtipetros7501
    @nitzihtipetros7501 Жыл бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣oh you are something else. Wow! Just impressive. Keep up the good job. Sibhatu, I admire you so much.

  • @Gbre1996
    @Gbre1996 Жыл бұрын

    You are beautiful. Our culture is our identity 🙏❤️ And is about being aware of who we are . Thank you we are proud of u.

  • @asterkibrom5835
    @asterkibrom5835 Жыл бұрын

    Proud of you Rshitu shikor enque natna konki, btaemi ena nfetweki!

  • @amytekie5379
    @amytekie5379 Жыл бұрын

    አየ ርሹ እዚ ዒባስ ክዳንክን ኢድክን አቲኽዬ🤣🤣 እንዳ ስባህቱ ብሩኻት አስሒቅኩሙና እኮ ሐንሳብ። You both are talented!! Sibhatu is a good sport. May God bless your family and your marriage. I love you all. 🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @wedinakfa3782
    @wedinakfa3782 Жыл бұрын

    Wawawww it's beautiful It reminds me home gash barka Endaya Sbhatu ms weyzerit Rshan 💕💕💕

  • @Allahonly397
    @Allahonly397 Жыл бұрын

    Omg rishan marey si beyiniki eki and sbhato bravo this is hilarious 😂 😂😂😂💕💕💕💕💕💕

  • @user-un8lg8ms6o
    @user-un8lg8ms6o Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዓት መክበርቲ ባህሎም ርሻነይ ጎበዝ መርኣያ ኣደታታ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏 😍

  • @tsedaltekie2127
    @tsedaltekie2127 Жыл бұрын

    im really proud of you. Unbelievable. ንፋእቲ ምስ ሰይባእኪ

  • @shidenzekarias1279
    @shidenzekarias1279 Жыл бұрын

    wooowww Bitami abay seb....really wonderful and entertaining....ashhh pls keep it up...this is our base...nsibahtu kia xubuk gerki mehariyo dia

  • @edenweldegebriel3631
    @edenweldegebriel3631 Жыл бұрын

    Wow amazing. God bless this family.

  • @welduberhe7353
    @welduberhe73538 ай бұрын

    ጉድጊዶ በልዮ ናይ ኣዴታትክ🎉🎉

  • @Eurael
    @Eurael Жыл бұрын

    You both are amazing guys. This is 😍 👌 😘

  • @wehazitfeshaye5731
    @wehazitfeshaye5731 Жыл бұрын

    Beluley bhaki xbuk Sarah kulu eti bahli nay adi kemzi gerki mkrabki yemesgneki bravo .amlka edmen tenay yhabki ms familie .

  • @MesmerBAylay-sl1pf
    @MesmerBAylay-sl1pf Жыл бұрын

    You are wonderful woman you and your family and your husband Bless you it’s a wonderful comedy

  • @bundthor6337
    @bundthor6337 Жыл бұрын

    መቀረት ዓልም መክበሪት ባህላ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል💖💖💖

  • @rodastewelde3758
    @rodastewelde3758 Жыл бұрын

    Amazing job keep it up rishitu and sibhatu

  • @mizanazozom4574
    @mizanazozom4574 Жыл бұрын

    ደስ ከተብሉ ረሻነይ ግን ሰባሃቱ ብሸነኪ ይበልዕ ኣሎ 🥰🥰🥰🥰🥰👌

  • @elenzere8nv253
    @elenzere8nv253 Жыл бұрын

    Aseyyyyy xbuqatey kulu zexebqelkum edmen tanan yhabkum

  • @vjr7453
    @vjr7453 Жыл бұрын

    አሰይይይይይ መኽበርት ባህላ ከም ኣደታትና🌿🍇

  • @netsanetwoldeamlak634
    @netsanetwoldeamlak634 Жыл бұрын

    YOU MAKE MY DAY THANK ALOT GOD BLESS YOU BRUKAT FAMILIY

  • @ab.rezene35
    @ab.rezene35 Жыл бұрын

    ኣይነይ መዓረይ ጽቡቅ ስራህ ዓድና መሊስኪና ፡ቡኡነት ካብዞም ናይ ኣድስ ናትኪ ትሓይሽ

  • @yohannatesfay7809
    @yohannatesfay7809 Жыл бұрын

    Excellent as always 😘❤😂

  • @rezenetsegai6982
    @rezenetsegai6982 Жыл бұрын

    Beautiful family 👪 ❤️ wawwww gal Erey Eritrea 🇪🇷 forever

  • @asfahalearaya9023
    @asfahalearaya9023 Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ደሰ ዝብል

  • @mlashughedam4707
    @mlashughedam4707 Жыл бұрын

    I am so proud of you sister you sending very important message and very funny ❤❤

  • @tuemezgiasmerom9451
    @tuemezgiasmerom9451 Жыл бұрын

    Waw, what a lovely family, and sbhatu thank you for respecting our culture. May God bless you guys, marry x mass and happy new year

  • @heruy8274

    @heruy8274

    Жыл бұрын

    Lol

  • @naxiertrawit3404
    @naxiertrawit3404 Жыл бұрын

    Rshan and sbhatu you guys are awesome may God bless you 🙏 ❤️

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay2753 Жыл бұрын

    You so Strong Sister You Reming Back Home the way you working With Dechue GodHelpsTake it Easy Tebarechu Both 🙏 🙏 🙏

  • @abdumuhammed8542
    @abdumuhammed8542 Жыл бұрын

    I love what you are doing habibte You are so good for that You have talent

  • @nickselam1297
    @nickselam1297 Жыл бұрын

    ዋው ጉዳመኛ ፈታዊት ባህላ መክበሪት መንነታ ንፍዕቲ ኮመድያን ደራስትን ዳይሪክተርን ቀጽልዮ ርሹ ስበከማን ማራእየ ዘድንቀካ

Келесі