(ሓድሽ ዜናታት) - ጻድቃን ብዛዕባ ኢሰያስ | ኤርትራ ኢትዮጵያ ትዝውር
Ойын-сауық
◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2L1GlAy
◄ኣብታ 2ይቲ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡ bit.ly/2JBstKw
--------------------------------------------------------------------------------------------
◄ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
● instagram : / dasna_tv
● facebook : / dasnayoutube
● twitter : / dasna_tv
ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
-------------------------------------------------------------
© መሰል ናይዛ ቪድዮ ን #DasnaExtra ዝተሓዝአ እዩ
#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews
Пікірлер: 169
ንምንታይ ኢኹም ኣትዮም እንዳበልኩም ናይ ባሕሪ ሊቭያ መገዲ ተተባብዑ ክትዛረብሉ ከማን የብልኩምን
@wadieiray8837
3 жыл бұрын
Eintay dea kebal dalika
@samisemere1407
3 жыл бұрын
Ya kemey aynet hasad eka nska kndi hagoska tgelx si ewayy
@asmeraasmera5358
3 жыл бұрын
@@samisemere1407 ኖ ሓሳቡ ኣይተረዳእካዮን ኣትዮም እንድሕር ሰሚዕካ ተበገስ እዩ ዝመጻካ ምኽንያቱ ኣነ ሱዳን ኣለኩ ክንደይ ሰብ ነተን ዛኣተዋ መርከብ ጥራሕ እዩ ዝሪኢ
@millionblackboywedie5985
3 жыл бұрын
Xbuk alka Heway
@munirabdelkader4052
3 жыл бұрын
ክንቡገስ ሞ
ሓደ ካብቶም ህዝቢ ኤርትራ ክጸንት ዝጽዕሩ ዘለዉ ከምዝኮነ ኣይትፈልጡን ዲኹም ዝሰራቂ
@tyohannetbare7816
3 жыл бұрын
How convenient the enemy of the Eritrean people is your lunatic DIA period.
አግርጭው ትግራይ ታዕዊታ
Wowww
ኣነ ዑን ስብስክራይብ ጌረካ ኣሎኹ ሓሶት ኣብዚህካ
ናትካ ዜና ማራ ኢዩ ዘዘርጠኒ ብፍላይ ሃገራት ብዛዕባ ስደናታት ከምዚ ኢለን ተዛራሪበን ክትብል እኮለኻ ይዝርጥ ብዝኮነ ኣብ ልዕሊ ሰደተናታት ዝተዛራረቦኦ ኣሻቃሊ ሓደራ ከይ ትዝርግሐልና፡ ኡፎይ ኢልና ከይ ደቀስና ኢና ንሓድር ዘለና
@dawitmaharezghi9617
3 жыл бұрын
ኣነ ከማን ማራ ኢየ ዝዝርጥ ጽቡቅ ኣለና ኣብ ስደት ህኮት፡
@wilized8584
3 жыл бұрын
ስደት ንግደትካ ኾይኑ በቓ ክክክክ
@areoentertement6193
3 жыл бұрын
@@dawitmaharezghi9617 ኣብ ስደት ጽቡቅ የለናን 99.5% ግን እዚ ምዕራባዊያ ውጹ እንድሕር ኢለናናስ ናበይ ኢና ከነብል (እንበር ሕጂ ውን የንካላባቡቱና ኢዮም ዘለዉ😭😭
@yhdegomichael6924
3 жыл бұрын
B flay tagaru n Eritrea tesedidom ketesmeani emo ki ji l keybleni kumalatom kkkkk
@azebweldu1949
3 жыл бұрын
ኪድ ኣይትእመኖምም ክክክክክ
God bless you
Ayte Gengun Xadkan RAYA Birra eya treayo dela kebexa wedeza kebexti 😎. Tugray Teawer Ayokum layna
ከዛባት ኢንዳ ዊዒጊን ኩዕንቲ!!
@tomasmogos6239
3 жыл бұрын
ሓማ በላዕቲ ሃመማ ኣከለ በላዕቲ ሓኸለ ክብሃል ከሎ ኣበይ ኔርካ? ኣታ ዓዳኽ ደምቢያዊ ሸዓ-ማራ ሓድጊ ወተሃደራት ኣምሓራ!
Welcome Dasna extra God bless you thank you keep it up
Hello
Ata xadkan kndey txbk charismatic and intelligent General God bless you awet n hzbi Tigray nmlkal tigray
No matter what Tigrey win
Welcome bro, 😀😀😀😁😁😁 👌👌👌👏👏👏🤝🤝🤝🤝🤝,i am really proud of you. Keep i👆🏾👆🏾👆🏾 was na extra.
Hasawi
ሰላምን ቅሳነትን ዓወትን ብልጽግናን ንኤርትራ ሃገረይ ይኹን ።
ጻድቃን ጻሕጻሒ ክጃሃር ጀሚሩ ምስ ዋዓጋት ተሓቢኡ ነይሩስ ሕጂ ሰብኣይ ክመስ ይፍትን ኣሎ
@semeretesfay905
3 жыл бұрын
ደንቆሮ ጥራይ ትኣኽለካ ነጂስ ዓብድ
@egzabiherymesgen3789
3 жыл бұрын
Kota sebay iyu 👍jigna
@meronhaile3452
3 жыл бұрын
Azaribwa eyu ni alem, Jigna keman kiwhido
@user-gzieyumemhrey
3 жыл бұрын
@@meronhaile3452 ብ ፓምፐር እዩ ዝንቀሳቐስ ኢሎሞ ሓቅድዩ
@meronhaile3452
3 жыл бұрын
@@user-gzieyumemhrey entay xegem alewo, zidelyo mechem geru. Dehar ka esseyas keyih mesmer segiru enklili kemzibil geriwo eyu. Pamper aykonen kalei win yikun. Sebay eyu wehata.
Kkkkkkkkkkkk entay kebeba da mesh besrena ina atina elkumna ewayyyyy agamen hasoten
key tefeteshkum ayteatwu ekum sle ztebahalu eyom sakit hasawi tgraway eka
ዓርኩ ኣብ ዩትዩብን ዋላ ኣብታ fb ክዓጽወካ እየ ዘይኮውን ዜና ተምጽእ ኣለኻ ፡ ጥንቅቅ በል
@wedmana8067
3 жыл бұрын
ኣንታ ኣብ ዓዲ ዲሞክራሲ ምበር ዲክታቶር ዘልመደኩም ጭኮና ትፍትኑ ዘይትሓፍሩ መን ዩ ኣብዚ ተለጢፍካ ሓሶት ክትሰምዕ ዘገደደካ🤔ካብ ክዓጽወካ የ ምሉቕ ኢልካ ዘይትእለ ባዕልኻ ኣቲኻ ናዕልኻ ትወጽእ
@kibret1581
3 жыл бұрын
😂😂😂🤣ፉሉይ ኢኻ ንስኻ
@user-hv9yb6pm9z
3 жыл бұрын
ረሳሕ ሻዕብያ እካ ኣይካነን ዘሎ😂
@hmotivate5314
3 жыл бұрын
@@wedmana8067 what is democracy to u ? Am not asking for Google definition am asking ur personal opinion ? Seq Elka democracy tebahelu Elka democracy tebel donkoro Abten democracy Zelewo hagerat way hebreteseb ezi nayza channel news Kem misinformation eyu zequxere donkoro check all of his videos he has some news which are far from reality
@eastafricainformation2825
3 жыл бұрын
@@wedmana8067 ጉማማ
ካብቲ ዜና ንላዕሊ ድምጽካ ክሰምዕ ኢለ እየ ዝከታተላ እዛ ቻነል
@habtommeashotewelde9147
3 жыл бұрын
Are you gay
jeneral Xadkan naybakii Nay kunat Bkatu ameskiruu
@asmeraasmera5358
3 жыл бұрын
ክክክክክ እንታይ ጌሩ እሱ ብቁዕ ተኮይኑ ደኣ እቶም ደኪሮሞ ዝወጹ ሰራዊት ኤርትራ ከኣ መምሃራኑ እዮም
Aye,Thisidikan,weslata,
I think Tsadkan forgets he came to power by the great support of Shabia
@tiblezbella5693
3 жыл бұрын
So what? Now he is hero of Tigray! Don't forget shaebya won derg by the help of Weyane.
Welcome Dasna! Mara eka tshbeni akerarbaka long life!😍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💯
ልዕሊ ፍርቂ ኤርትራውያን እዮም ስለዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይጀርያውያን ሶማላውያን ዝርከብዎም ድሒኖም እዩ ዝበሃል።
@wedsami3187
3 жыл бұрын
ይፈልጥ እዩ እንተይ ይብሃል ለባም ለባም ኣይትጻወት
Kid hasawi lekbat
Tesekam beles kedamo agame
Ata lekbat
Ata wediza komal ,bzarba eritrea aymketekan yu
Hasot hasot
Seket ya
Anes zena natka yfetwo nere ente hji gn akebali zena nay hwahat konka
ኣነ ዝገርመኒ ስለምንታይ ኢኹም ኤርትራውያን ዝርከብዋ መርከብ እንዳተባለ ጥራይ ዝዝረብ እቶም ካልኦት ዜጋታት ዘይግለጹ ስለምንታይ ወይሲ ንቲ ኤርትራዊ ኮነ ኢልካ ንዑ ዉጹ እዩ ዘስምዕ ክንደይ ከምዝኮኑ ኤርትራውያን መግለጺ የድልዮ እዩ ርጉጽ ሓበሬታ እንተደይብልካ ስደተኛታት ኢልካ ዕጾ ኤርትራውያን ጥራይ ምባል ቁኑዕ ኣይኮነን ኣስተውዕል ኤርትራዊ ዜጋ ብካላሽን ጥራይ ኣኮነን ኹናት
@nthalale8268
3 жыл бұрын
Ertrawyan sle zkona u
@thanksgod5311
3 жыл бұрын
Tm bel komal hgdef bzeyka nhna ke men alo abzi alom zsded
@stilljesusloveyou9644
3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ቆማል ኤርትራዊ የለን አይነበረን አይክሁሉን እዪ
@stilljesusloveyou9644
3 жыл бұрын
ክንደይ ነይርም ክግለጽ አሎዎ እቶም ካልኦት ዜጋኸ ዘይግሉጹ?
@thanksgod5311
3 жыл бұрын
@@stilljesusloveyou9644 Eritreawi mukanka bkemey kamneka ykl ati mntays bzeyka ertrwai zmewutn ztefn kal sle zeyele
Welcome! Dasna Extra 👌👍
Tadkane komal 😷
አነዝገርመንሰ አዞም ኤርትራዊያን በሀልቲ ዜና ዘምጹኡስ ናይ ሸፋቱ ተዛረቡዎ ክደግሙ ናይ ሐሰውቲ ብዛዕባ ሀገሮች ዘይስሙዖም ከብዳማት
Temesgen ertreawyan bselam atyom nab tlyan temesgenka amlak aboy
Ata hasawi
ASKUT KEZAB WAHID
@egzabiherymesgen3789
3 жыл бұрын
Kab xerfi wexika maya giber
Leave alon Eritrea. You envited Eritrea to war. 1st by refusing demarcation of the border 2nd you bomed asmara and you said you will bomb Eritrea to the end . I hated war because it kills young generation. Please give up your power to the young generation who could creat peace and stability
Temesgen fetati........ Amlakh nkulom ziterefu mengedom yeqnialom.
Ata kebti junta guhafat agametat
Eritrawuan sidetegnatat entay kigabru mexiom hji abzi mexiom xibuk alena degafti hgdef chenawati reshat
Hasswuti menesy nmetfa tsrhewo egzabher ayhgzku
Fokis
ወያኒ ድአሞ 30 ዓመት እንድሕሪ አብ ባይታ ተሳዒሮም አብ ሰቢል እንድዬም ዝጎዩ እዚ ድአ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዝፈልጦ እኳዩ ንኤረትራውያን ሐድሽ አይኮነን ሕጂ ጻድቃን ትንፈስ ረኪቡ ከምኡ እንተበለ አየገርመናን እዩ
Eri shikor ab zehlena enthlna ab gonki alna zefrih yelen
ኣነስ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝቅተሉ ዘለዉ ኤርትራዋን ክትዛረብ ተጸቢካ ምካን ካብ ብሓቂ ዝተቀትሉ ኤርትራዋን ሓቂ ዘይብሉ ሰራዊት ኤርትራ ቀቲሎም እዩ ዘርብሓካ ሓቀይ ቀጽሎ በል ገንዘብ ሃገር ተኮይንካስ
8 ወርሒ በተን ዝነበረኦም ኣጽዋር ተዋጊኦም መብዛሕቲኡ ድማ ተማሪኹ እዩ ሓዲሽ ኣጽዋር የእትዉ ኣለዉ ከይንብል ድማ ትግራይ ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብላ ብኹሉ ወገን ዝተዓጽወት ክሊል እያ በረራ የለን ኩሉ ዶባታ ዕጹዉ እዩ ሓይሊ ኣየር ዉን የብሎምን🤔 ነዳዲ ክተእቱ ኣይትኽል ኣጽዋር ከተእቱ ኣይትኽእል ነቶም ሰራዊት ዝኸዉን መሻሪፍ ከተእቱ ኣይትኽእል ህዝቢ ጥምየት ወዲኦም ሕማቅ ከርእዩና እንተ ዘይኮይኑ ሓይሊ ኣብ ዘይብልካ ፈኸራ ሕጂ ንህዝቢ ትግራይ ቅጫ ኣይኮኖን እዩ። ኣረጋዉያን ኣብ መቀለ ኮፍ እሎም ነቲ ምስኪን መንእሰይ ዘይጠቅማ ከላሽን ህቦም ምስቲ ኩሉ ንኹይናት ዘድሊ ኣጽዋር ዓጢቁ ዘሎን ሓዲሽ ጻጽዋር እና ገዝአ ክዋጋእ ዕድል ዘሎዎን ናይ ሃገር ሰራዊት ግጠም ምባል ዕሽነት ጥራይ እዩ።
ድምጺ ማለሊት ኣኺልኩም ብሓሶት ጥራሕ ክትነብሩ ዘገርም እዩ እንተ እቲ ርእሲ ሓምሓም ጻድቃን ካብ ዘረባ ሓሊፉ ዓቕሚ የብሉን።መጀመርያ ከም ቆጽሊ ኣጠውሊግናዮ ኣለና ኣፉ እንተዘይኣኪቡ ድማ ኣብ ግንባሩ ከም በዓል ስዩም ክውቀጥ እዩ።
@tomasmogos6239
3 жыл бұрын
There's no mountain that we can't climb, There's no river that we can't cross!
Etay teaxina do tekebibna zebl alekum da mish eritrea kedna atkiena mesmer amhara sernayo enda belu eznina yexmna alew😂😂😂
ክክክ ትግራይ ዶ በልካ ጁንታ ድአ ከም ዳይናሶር ክጸንት ኣለዎ
@tsegungusetsegunguse7827
3 жыл бұрын
አንታ ደንቆሮፀኒትና ክም ዳይናሶር በል እንብር ትግራይስ ይወግሕ እሎ እዩ ንህግደፍ ግን ይፅልምተኩም እዩ ደሎ
@alissd6794
3 жыл бұрын
Muller ዳይኖሰር ዶ በልካ አባካን አብስድራካን ርአዮ አምላክ እሙን እዩ እቲ ሕማቅ ዝምነ ቁጥዓ እግዚአብሔር አብ አፍ ገዝኡ ምኻኑ እዩ እሞ ወይለካ ::
@saragrmay146
3 жыл бұрын
Hadami
@user-br2fp8su1r
3 жыл бұрын
@@tsegungusetsegunguse7827 ደሓን ብዙሕ ኣይትገደሰሉ ኤርትራዊ ከይመስለካ ቀደም ደርጊ ኣብ ኤርትራ ከሎ ተደቂሉ ዝተወልደ ኢዩ፡ ሕጂ ከኣ ገለ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ተተሓዊሳ ካብ ናይ ተነጽሎ ዓለም ክገላገል ኢየ ዝብል ኣብ ናይ ሕልሚ ዓለም ዝነብር ድቃላ ኢዩ፡ እቶም ንህግደፍ ዝድግፉ እኮ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ወይ ከኣ ብገበን ዝሕተቱ ኢዮም፡ ነዞም ባኮ ርእሶም ሸለል ምባሎም ጥራይ ኢያ። ኣከለ
Terewaeti weyane junta agame hasewti hasusat tegaru adentty craiss
Good news bro 👍
ጌና ጻድቃንሲ ክእውይ አጸቢቁ ።
ሕጂ'ዶ ተረዲእካ ሻዕብያ ማዕረ ክንደይ ሓያላት ምኻኖም ጌና ንምሉእ ኣፍሪቃ ኣብ ትሕቲኦ ክገብርዋ ኢዬም ናይ ጌዜ ሕቶ እንተዘይኮይኑ : ኣብ ሱዳን ተሓቢኻ ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብ የዋጻኣካ እንተኾይኑ ቀስ ኢልና ክንርእየካ ኢና ደምካ ደም ስዬም ኣባ ጽሃየን ኣስመላሽ ዕውርን ክትኮዖ ኢያ ከም ከልቢ :
@semiraahmed5748
3 жыл бұрын
nhade bedme zdefei hizom jahra
@chelseaforever9905
3 жыл бұрын
@@semiraahmed5748 ንመን ኢኺ ኣነጽርዬ እስኪ እቲ ጽሕፈትኪ'ሞ
HASAWI FUGUR
ጀነራል ጻድቃን ኢልካ ደይትጠቅሶ ጻድቃ ትብል አርማ
ግርም ዘረባ እምበር እዚ ህዝቢ ጸንቱ ጠፊኡ እንድዩ መልስኩም ንቶም ተሪፎም ዘለዉ ህጻዉንቲ ቆልዑ መርከብ ኣቲያ መርከብ ወጽያ እንዳበልኩም ጎስጉስሎም እሞ ንሳቶም ኪኣ ንዚ ዘረባኩም ሰሚዖም ንምምጻእ ንምቡጋስን ድሕር ኣይብሉን እዮም ዳስና ብዛዕባ መርከብ ምእታዉም ምዉጻእን ኣብ ዝቡል ዛዕባ ኣይትመጸልና በጃካ ህዝቡና ርእሱ ጠዉዪ እንትርፎ ብዛዕባ ምዕራባዊ ዓለም ካልእ ክሓስብ ኣብዘይ ኩእለሉ ደርጃ እዩ ወድቁ ዘሎ በጃኩም ነንባዕልና ንሕለየሉ ንዚ ህዝቢ ጎራሓት ንኩን በጃኩም።
Mthliak ksab tterf h,bin serwetn mxnat kale trgum yblun aby tesaere lksab, bl bka
Haki merar ya knwhto trah u zelena
Nska kulu ghize degafi nay junta indiki Naka eti Natka srah sports try eyu nska seltene RBL Asena finan af intoke neshinesh kulukum tegeru ikim bzaba nay junta Kaka jemeru junta tedemisiu eyu msaka kulu ghize selam yelene
Aye abey eu eti awet mekele bzey konat wexiom bzey konat ka temelsom bzkone hzbi tgiray tmyet yregf alo mesketi aytgberwo nhzbi tigray?hgdef and weyane hade eyiom 4netbi
kebeba entezeykewn slemntay kab tgray nab maekel hagern benxaru kab maekel hager nab tgray mnkskas kulu aynet ngdawi ykun mahberawi ntfetat dew kbl tegieru. Ata gdefuna endo bejakum, tmkhtegnatat ethiopia eko bexbixomna, neza ertranan ahwatna tegarunsi baqa kulu ktmtom !!
ህማቅ ሏቁማፅ ሚዲያ >>> ብዛዕባ ኤርትራውያን ዝዛረብ ? ህማቅን ሽሪህን ዝምሏ ከኩፉዑ ጥራይ ይዛረብ :: ክፉ ስብ ኩልጊዜ ? ከኩፉዑ ያሀስብ ይእክብ ይዛረብ ::
ኣየ ጻድዋን በካዬ እዚ ፈልጥካ ርግእ ምባልዩ ኔሩ እምበር ኡረይ ድኣ ኣይትትንክፍን እንተተንኪፋ ግን ከምዛ ዝረኣኩማ ዓበይቲ ዓዲ ቑሉብ ቑልብ እያ ተብሎም። ዕሙ ንሕልዋት መይቶም ዝበልኩሞ። ካብ መቕብር ተንሲኦም ድማ ለብዘበን ድሪም ሕጂ ዶ ሓይሽ ?
Ane Zigermeni Nai Meaas General, Sandel Nai Tegadalay Isaias Zeybeqiee, General Tsadqan ilkum Kitxiwieewo, Very Funny...Meles Bixotu Silezineberu Zezeynatom Bota Hibwom, Beqa Nay B'Haqi Geromo...Tehzinu Tegaru...
I am the second one to watch this video
Ata ezi suk elu guyeu zeygeber lol
ስቅ በል ጁንታ እካ ንስካ ሓሳዊ
ትግራይ ሃገር ናት እውነት።
@simonmengstab6383
3 жыл бұрын
Denkoro tigray entay hager ktkewun ezi eyu dhret nay tegaru
@ghirmayembaye5025
3 жыл бұрын
Donakore entay ktblo
@manofthematch491
3 жыл бұрын
Tigray will become the greatest country in eastern Africa
ጻድቃን። ሓሳዊ። አዩ
Best youtuber
ክቡር ሕው ነመስግነካ። ኢቲ ጀነራል ዝብሎ ዘሎ ልክዕ ኢዩ። ንትግራዎት ዘአስር ዘሎ ኢሳያስ ኢዩ። ኢሳያስ ። ኢቲ ዘገርም ናይ አቢ ኢዩ ለኪምዎ ኽጠፍ ምኻኑ ፈጺሙ። ክርዶ ዘይምኽአሉ ። ኢሳያስ ኮብላሊ ንዓና ዛንዛን አቢሉ ንአሕዋትና ትግራዎት ኢዚ ዘይባሃል ፈተነ ክምዝእትዎም ጥርጥር የልን። ግን አምላኽን ቅንዕናን ዝሐዘ ህዝቢ ክምዝዕወት። ጥርጥር የለን። ትግራይ ሲዒራ።
Fake news bro will get u nowhere ❌ stop ur shits open ur eyes seems u selected one side you trying to polishing it and creat heroic profile and u doing the alternative to the other one .I advise you to go back and focus on football news ♥️🇪🇷 one love
ናብ ትግራይ ትዕወት ዶ ትጨንው ኣለካ ሓቀይ ሰብ ጭኖ ዳስና ቲቪ
ትግራይ ትሰዕር
ትግራይ ዓደይ ትዓዉታ እያ
Wellcom dasna aqerarba btami xbuq ajoka
ተዐጊተን ዘይኮኑ አይንፍተሽን ስለዝቦሉ እዮም መሳሪያ ጺዒና ትከውን ሰረቅቲ ሽፍታስ ነሐደ መንግስቲ ከጠንቅሲ ይገርም እዩ ወያነ 85/100 ተደምሲሶም እዮም መልሐስ ጥራይ
@user-jb5tv6xi1e
3 жыл бұрын
ብኣፍካ ድዩ ኣንታ ሃላይ ትግራይ ሃገር ኮይና ኣላ ሓሳድ ፅባሕ ከዓ ናብ ስድራካ ከም ዝከዉን ኣይትዘንግዕ ወድቶም ፀሊም ታሪክ ድቃላ😷
Higi Girm Higi Girm
Aye Merahti TPLF Ane ygermeni eu fthawuyan koyno ka a yzarebu 😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣H.G.D.F Ab kemzia mara Eyom xfufat zereba zbehal Yebzuhun eyom . Gn 2y gzye N Tgray Ente Atyom Behaki nsbsi zbhal Aymgedeflomn E.D.F 😂🤣🤣🤣
There r barbaric slaves of Isayas Aforki in the comment
Kkkkk dasna guhaf 🤮🤮🤮🤮
ሰላም ንዓኹም ይኹን ኩቡራት የሕዋተይ፡ ጀጋኑ ሰራዊት ሃገር ትግራይ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን! ዓወትና ቀጻሊ ኢዩ።🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️💪✌️💯👍🙏
Hagre tigray winner
እንዃዕ ደሓን መፃካ ትግራይ ትስዓረ
ጻድቃን እስካ ኢካ ኣብ ሕልሚ ዘለካ ኣታ ሞግላ
ጽፉፍ ዜና ኢኻ ተምጽእ፡ ደጋፊ ኢሳይያስ በጋሚዶ ዳኣ ከይትኸውን ምበር ክክክ
@thanksgod5311
3 жыл бұрын
Ata komal tgraway nsu degafi aseyas aykonen resah
ትግራይዓደይማዓረይሰላምክይሰምዓና🇻🇳🇻🇳🇻🇳💘💘💘💘💘💘💪🙏ኣምላኬይ🙏🙏🙏